25 November - International Day for the Elimination of Domestic Violence against Women.

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

30/11/2021 23:48 PM

25 November - International Day for the Elimination of Domestic Violence against Women.

25 ሕዳር፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ፡ ንምጥፋእ ዘቤታዊ ዓመጽ፡ ካብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ።
25 نوفمبر - اليوم العالمي للقضاء على العنف المنزلي ضد المرأة
Seminar by: Ms. Zewdi Tesfamariam and Ms. Alganesh Ghebre.
ዕዱማት ኣጋይሽ፦ ወይዘሮ ዘውዲ ተስፋማርያም ምስ ወይዘሮ ኣልጋነሽ ገብረ።
و السيدة/ زودي تسفاماريام السيدة/ القانيش قبري
ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣብ፦ ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት (Seminar at፡ Dialogue for Common Awareness) ندوة سياسية في مجموعة حوار لوعي المشترك
Friday, 26 November 2021

25 November - International Day for the Elimination of Domestic Violence against Women.


25 November - International Day for the Elimination of Domestic Violence against Women.
25 ሕዳር፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ፡ ንምጥፋእ ዘቤታዊ ዓመጽ፡ ካብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ።
25 نوفمبر - اليوم العالمي للقضاء على العنف المنزلي ضد المرأة
Keynote speaker: Ms. Zewdi Tesfamariam and Ms. Alganesh Ghebre. و السيدة/ زودي تسفاماريام السيدة/ القانيش قبري


International Day for the Elimination of Violence against Women.
25 November 2021 (www.ohchr.org)

All forms of violence against women and girls must stop - experts

GENEVA (24 November 2021) – Women and girls everywhere continue to be subjected to multiple forms of gender-based violence, including femicide, online violence and domestic violence, UN and regional experts* said today. They call on States to exercise due diligence and to fight pushbacks on gender equality. Read more


ስድራቤት ሚራባል (ተርጓሚት ናብ ትግርኛ፡- ዘውዲ ተስፋማሪያም፡ ብድምጺ ኣንባቢት፡- እልልታ ብርሃነ)

ኣብ ዶመኒካን ረፑብሊክ ሓደ ኤንሪኮ ሚራባል ፌርናንደዝ ዝብሃል ማእከላይ መነባብሮ ዝነበሮ ሰብ ምስ በዓልቲቤቱን ምስ ኣርባዕተ ኣዋልድ ደቁን ይነብር ነበረ። እታ በዅሪ ጓሉ ፓትሪያ ኣብ 1924 ክትውለድ ከላ፡ ካልአይቲ ኣዴላ፡ ሳልሰይቲ ሚኔርቫ እታ ሕሳስልደ ድማ ማርያ ተሬዛ ይብሃላ ነበራ። እዘን ኣርባዕተ ኣሕዋት ርኹባትን ፈቃራትን ስድራ ስለ ዝነበሩወን ኣብ ሓደ ጽቡቕ ናይ ካቶሊክ ቤትምህርቲ ክመሃራ ዕድል ረኺበን። ብትምህርተን ኣመና ንፉዓት መልክዐን’ውን ውቁባት ነይረን። ሽዑ አብ ዶመኒካን ረፑቡሊክ ራፋኤል ሌዮኒታስ ትሩሲሆ ኣብ 1930 ንክልተ እብረ ፕረሲደንት ኮይኑ ድሕሪ ምግልጋል፡ ኣብ 1952 ቅዋም ብምጥሓስ ንዕድመኡ ምሉእ ፕረሲደንት ከም ዝኾነ ኣወጀ። እዚ (ኤል ሴፈ) ወይ ድማ እቲ ሓለቓ ኢሉ ንርእሱ ዘጠመቐ ውልቀመላኺ እምብዛ ርጉም፡ ዓመጸኛን ህልኸኛን ኮይኑ ኣዝዩ ግፍዐኛ ሰብ’ዩ ነይሩ። ንህዝቢ ናይታ ሃገር ድማ በቲ ጨካን ምሕደራኡ ፈጥፈጥ ኣበሎ። Read more


ኣበዓዕላ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ብኤርትራውያን፡ መጋቢት 8, 2021 International Women`s day (March 8, 2021) Celebration by Eritreans.

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንዘልኣለም ተኸቢራን ደሚቓን ትንበር!

እወ፡ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንመላእ ደቀንስትዮ ዓለም፡ ዝጸንሐንን ዘለወንን ማሕበራዊን ጾታዊን ጭቆና፡ እናዘከርና እነስተንትነላን መዓልቲ፡ ከምኡ`ውን እቲ ካብዚ ድርብ ወጽዓ`ዚ ሓራ ንምዃን ዘካየድኦ ቃልሲ፡ ኣልዒልና እነስተንትነሉን ክቡር ዕለት ኢዩ።

ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡ ሓደ ኣካል ህዝቢ ዓለምና ምዃነን ጥራይ ዘይኮነ፡ ብመላእ ዓለም ብፍሉይ መስተንክራዊ ኣበርክቶአንን ጅግንነታዊ መስዋእተን ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ከምኡ`ውን ንማዕርነተን ዘካየድኦን ቃልሲን ኢና ንዝክር። ልዕሊ ሓደ-ሲሶ ናይቲ ብረት ዓጢቑ ኣንጻር መግዛእቲ ተጣማጢሙ ናጽነቱ ዘውሓሰ ተጋዳላይ፡ ከምኡ`ውን ቅናተን ሸጥ ኣቢለን ንተጋደልቲ ደቀን ዝደገፋን ዓጽመ-ርሃጸን ዘንጠብጠባን ምዃነን፡ ንነብሰን ተሓቢነን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዘሓበና እንኾርዓለን ኣዴታትና፡ ኣሓትናን ደቅናን ኢየን። Read more



Radio Erena (31 Dec. 2021): Eritrean New interview with Dr. Zeraburuk G/Mariam.


SETIT (25 Dec. 2021): ተራ ሕብረተሰብ ኣብ ምውጋድ ዘባታዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ


Zelenayo Show (28 Dec. 2021): ይኣክል ዘቤታዊ ዓመጽ/ጎነጽ!


ERISAT (28 Dec 2021): ብምኽንያት ዘቤታዊ ዓመጽ፡ ነብሰ-ቅትለት ክፍጽም ሓሲበ ነይረ | ኢለን ተስፋገርጊስ | Elen Tesfagergis


Global Yiakl (23 Dec 2021): ዘቤታዊ ዓመጽን ጠንቅታቱን፡ ዘተ ምስ ወ/ሮ ዘውዲ ተስፋማሪያም።


TEFETAWI TALKSHOW (23 Dec 2021): ኣብ ሓደ ሰሙን ኣብ 3 ሃገራት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ሰብ ሓዳር ኣንስቶም ቀቲሎም!! ስለምንታይ፣ እቲ ምኽንያት እንታይ ኢዩ👉🏾ንመሃር።


ደሃይ ኤርትራ (22 Dec 2021): ከም ሕብረተሰብ ሕማምና እንታይ'ዩ? ምስ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮውሃንስ ፈርዲናንድ ድራር ዝተገብረ ጻንሒት Dehay Eritrea


SBS Tigrinya (21 Dec. 2021): “ኣብዚ ዓመት ብዙሓት ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣውሮጳ ተቐቲለን ኣለዋ።” ሰምሃር ገ/ስላሴ


Hiwar Zete (27 Nov. 2021): 25 ሕዳር ዓለምለካዊ መዓልቲ ንምጥፋእ ዘቤታዊ ዓመጽ ካብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዪ:


Mahtsen Official ማህጸን (25 Nov. 2021): Mahtsen Official:ማህጸን - ናዕቢ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ:: Violence against women.



SBS Tigrinya (28 Apr 2021): ኣገዲድካ ቁጽጽር ኣብ ሓዳር ኣብ ኣውስትራልያ ገበን ክቑጸር መጸዋዕታታት ይውስኹ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)


NCBI Schweiz (04 Apr 2021): Eri Zoom ብዛዕባ ዘቤታዊ ዓመጽ ትርጉሙ እንታይ እዩ ማዓስዩ ዘቤታዊ ዓመጽ ተፈጺሙ ዝባሃል፡


Eritreischer Medienbund - ማሕበር ሜድያ ኤርትራውያን ኣብ ስዊዝ (01 Nov.2020): ናይ ዕላል ምሸት ዛዕባ፥ ዘቤታዊ ዓመጽ።


Medeb Adhanet.com (17 Oct. 2019): ምንቃሕ ናይ ዘቤታዊ ዓመጽ Domestic Violence Awareness (Tigrinya)


SBS Tigrinya (08 Sept 2019): "ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ሕጊ፡ ሕጊ ሰብ እምበር ሕጊ ጓለንስተይቲ ኣይኮነን።" ሳባ ኣብርሃም



Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: