Placeholder Picture
Placeholder Picture
ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ The Eritrean Constitution Making Process.

01/12/2023 18:32 PM Updated

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ

The Eritrean Constitution Making Process

ኣስተምህሮ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ
Seminar by Dr Bereket Habte Selassie

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ።

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ።
The Eritrean Constitution Making Process - Seminar by Dr Bereket Habte selassie.
10 September 2020 (Part 1 of 3)

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ።
The Eritrean Constitution Making Process - Seminar by Dr Bereket Habte selassie.
17 September 2020 (Part 2 of 3)

ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ።
The Eritrean Constitution Making Process - Seminar by Dr Bereket Habte selassie.
24 September 2020 (Part 3 of 3
)

  Interview with Prof. Bereket Habte Selassie: ዕላል ምስ ፕሮፈ። በረኸት ሃብተስላሰ (ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም)፡
ጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት ( 1 Jul 2011)

Books by Dr Bereket Habte selassie
መጻሕፍቲ ብ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ

Patterns of Democracy: Government Forms and Performance in Thirty-six Countries Paperback – Illustrated, 1 Sept. 2012

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit

Also visit us at: