July 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




27/07/2021 04:55 AM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 24 July 2021

ህየሳዊ ትንተና ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ዘሎ ክዉንነትን፡ እንታይከ ኪግበር ኣለዎን።

ኣቕራቢ፡- ፕሮፈሶር መንግስትኣብ ተስፋዮውሃንስ።

Critical analysis on our country's situation, and on what can be done?

Guest: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.

 Part-1/1 (24 July 2021):



26/07/2021 03:15 AM

ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ እሱራት፡

ኣብ ሰምበል ኣስመራን ዓዲዃላን

1960s - 1970s፡

ተዘክሮታት ምስ ኣብኡ ዝወዓሉ ጀጋኑ።

ታሪኽ ትብዓት፡ ተስፋን ጽንዓትን።

Eritrean Political prisoners in Asmara and Adi-Quala prisons in 1960s - 1970s፡

History of courage, hope, and tenacity.

سجناء سياسيون إريتريون في سجني أسمرة وعدي قوال بين الستينيات والسبعينيات

تاريخ من الشجاعة والأمل والمثابرة.

 ኣብዚ ጠውቑ:  



24/07/2021 22:58 PM

Bridging the generational Gap in the Eritrean Social and political discourses.

تضييق فجوة الخطاب الإجتماعي والسياسي بين الأجيال الإرترية

ኣብ መንጎ ወለዶታት ኤርትራ ዘሎ ናይ ፖለቲካውን ማሕበራውን ጋግን ንምጽባቡ ክውሰድ ዝግብኦ ተበግሶታትን።

Presenter: Dr. Mussie Tesfagiorgis. Moderator: Dr. Amanuel Mehreteab.

    Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Aron Tesfai and Dr. Chefena Hailemariam.

 Part-1/2 (24 July 2021):   Part-2/2 (24 July 2021):  

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



20/07/2021 15:41 PM

ዘተ ብዛዕባ ምድላዋት ቀዳማይ ጉባኤ፡ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ይኣክል፡

ምስ ሙሉጌታ ኪዳነን፡ ጸጋይ ገብረሂወትን

ኣብዚ ጠውቑ።

See also related  ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




20/07/2021 15:41 PM

ፍልስፍና ኒኮሎ ማክያቬሊ፡

ብዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ እንክትግበር። ብ`ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡

ኣብዚ ጠውቑ።



20/07/2021 11:59 AM

State Building

بناء الدولة

ህንጸት መንግስቲ

Presenter: Dr Kidane Mihreteab. Moderator: Ms Kawser Abdurahman.

    Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Ibrahim Siraj and Dr Awet T. Weldemichael..

 Part-1/1 (17 July 2021):  

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



20/07/2021 11:59 AM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 17 July 2021

ኩነታት ሃገርናን፡ ስሙር ተቓውሞ ዲያስፖራ ንከይህሉ ዝዕንቅፉ ኩነታትን። The state of our country, The Diaspora opposition and obstacles to creating a common platform.

 Part-1/1 (17 July 2021):




19/07/2021 23:45 PM

ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት

ምስ መራሕቲ

ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ።

Discussion with leaders of Eritrean political forces.

[ ERISAT 18 July 2021]

ኣብዚ ብዕለት 18 July 2021 ምስ ERISAT ዝተኻየደ ክፉት ዘተ ዝተሳተፉ፦ (1) ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ENCDC)  (2) ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (OEU)፡  (3) ኣቶ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (EPDP)፡ ከምኡ`ውን (4) ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ፡ ወኪል ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ኣብ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ፡ ኢዮም። Read more

See also related  ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




19/07/2021 23:45 PM

ርሑ ስ ዒድ ኣል ኣድሓ!

Happy Eid Al Adha!

عيد الأضحى السعيد



15/07/2021 00:10 AM

43 years ago

Ethiopia assassinated my husband

Berhane Tesfamariam.

by Kiki Tzeggai, 15 July 2021

My dearest love! My heart will never bid goodbye to you.

Your life was cut short, but you lived it fully enough because you lived with honesty, principles and loyalty to our Eritrea. You broke the Ethiopian rules of slavery and gave us smiles!

On this day - you and I - will forget for a little while your Ethiopian assassins and I want to remind the world about your achievements and the sacrifices you took upon yourself. Read more





14/07/2021 14:46 PM

መሰረተ ልብወለዳዊ ስነ-ጽሑፍ ኤርትራ

ዋይ ኣነ ደቀይ! ሰኣን ምምልካት`ዶ!

and

ንመን`የ ዝነግሮ?

ክልተ መጻሕፍቲ፡ ኣብ ሓደ፡

ብ`ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ

እዘን ሕጂ እንደገና ተሕቲመን ንኣንበብቲ ዝቐርባ ዘለዋ ክልተ ልብ-ወለድ ታሪኻት ኣብ 70ታት ዝተሓትማ ኮይነን፡ ብዛዕባ ኣብቲ እዋን’ቲ ተጋሂዶምን ዝጋሃዱን ዝነበሩ ማሕበረ-ምጣነሃብታውን ፖለቲካውን ቅልውላዋት ይትርኻ። ብፍላይ ኣብ ናይ መንእሰያት ስራሕ-ኣልቦነትን፡ ፖለቲካዎ ግድላትን ኣተኲረን ድማ ይዛረባ። እታ ቀዳመይቲ መጽሓፍ፡ ዋይ ኣነ ደቀይ! ሰኣን ምምልካት’ዶ (1967/68)፡ ብዛንታ ብሰላም ዝናበራ ዝነበራ ቊሸታትን ማሕበረ-ሰብን ጀሚራ፡ ብሰንኪ ሕማቕ ምምሕዳር፡ እታ (ልበ-ወለዳዊ ሽም ዝተዋህባ) ሃገር ክትዓኑን፡ እቶም ዜጋታታ፡ በብቚሩብ፡ ናብ ናይ ምረትን ሕንፍሽፍሽን ናብራ ክንቆቱ እንከለውን ተርኢ። Read more



14/07/2021 14:46 PM

ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦

ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን

ካብ ቋንቋ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎማ

ክልተ መጻሕፍቲ፡

ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዚተደርሰት (Eritrea at a Crossroads: A Narrative of Triumph, Betrayal and Hope, By Dr. Andebrhan Welde Giorgis) ዘርእስታ ኣገዳሲት መጽሓፍ፡ ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ፡ ኣብ ክልተ ክፋላት ተሓቲማ ተዘርጊሓ ኣላ። Read more



14/07/2021 14:46 PM

ታሪኽ ህይወት፡ ትኩእ ይሕደጎ

ብ`እምነቱ ተስፋይ።

ኤርትራ፡ ኣብ ኩሉ ዓውድታት፡ ኣደናቒን ዘሐብንን ታሪኽ ዘለዎም ማእለያ ዘይብሎም ኤርትራውያን ነይሮማን ኣለዉዋን። ምስ ታሪኽ ናይ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ደቂ ሃገር ምልላይን ምፍላጦምን፡ ሓደ ኣካል ናይቲ ታሪኽናን ባህልናን ንምዕዛዝ እነካይዶ ስራሕ ኢዩ። እምበኣር፡ ኣብ ምምርማርን ምእካብን ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰነዳት ከይተሓለለ ዝጽዕር ዘሎ፡ ንገዛእ ርእሱ ኣብ ኣብ እዋን ቃልሲ ዕዙዝ ሃገራዊ ግቡኡ ኣያና እምነቱ ተስፋይ ኢዩ። ኣብቲ ንሱ ዘቖሞ ወብሳይት፡ (www.Emnetu.com) ብዙሕ መሃሪ ትሕዝቶ ሰፊሩ ኣሎ።

ሎሚ፡ ከም መቐጸልታ ናይ ስራሓቱ፡ ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ታሪኽ ህይወት ናይ ሓርበኛ ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ ሰኒዱ ብመጽሓፍ ቀሪቡልና ኣሎ። ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (Eritrean Liberation Movement)፡ ማለት፡ (ሓራካ) ዝነበረ ኾይኑ፡ ካብቶም ብእዋኑ ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፎም ሃገራዊ ግቡኦም ዝኸፈሉ ሓደ ኢዩ። Read more




14/07/2021 14:46 PM

ሓጺር ታሪኽ ህይወት

ጠበቓ ጸጋይ እያሱ

Biography of yet another national hero

Advocate Tseggay Iyassu

by Emnetu Tesfay ብ`እምነቱ ተስፋይ

ጠበቓ ጸጋይ እያሱ ከም ሓደ ተውህቦ ዘሎዎ ጻዕራም ተመሃራይ ጀሚሩ፡ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ድማ ኣዝዩ ፍሉጥ ጠበቓ፡ ክኢላ ቋንቋ፡ ደራሲ፡ መምህር፡ ርእሰ-መምህር፡ መዳራይ፡ ንዝተፈላለዩ ኤምባሲታትን ንገለ መራሕቲ መንግስታትን ኣብ ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ከምኡ’ውን ናይ ፖለቲካ፡ ኣማኻሪ ኪኸውን በቒዑ። ጠበቓ ጸጋይ እያሱ ብኤርትራውነቱ ዚሕበን ፍሉጥ ሓርበኛ እዩ ነይሩ። በቲ ዝውንኖ ዝነበረ ሰፊሕ ፖለቲካዊውን ሕጋውን ብልሓትን ርክባትን፡ ንናጽነት ኤርትራን ንመሰል ኤርትራውያንን፡ መጀመርያ ኣብ ኤርትራ፡ ድሒሩ ድማ ኣብ ሜዳን ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ብትብዓት ተቓሊሱ ዝተዓወተ እዩ። እዚ፡ ኣብ ነብሱን ኣብ ስድራቤቱን ዓቢ ጕድኣት ከም ዘስዓበሉ ድማ ይፍለጥ። Read more




11/07/2021 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 12 June 2021

ኣብ ቀጻሊ ውግእ ኢትዮጵያ፡

ሃገርናን ህዝብናን ኣብ እንታይ ኩነታት ኣለዉ?

A continuous war in Ethiopia; and what is the state of our country and people?

Mr. Salah Abdurahman Ejil

 Part-1/1 (12 Juune 2021):



08/07/2021 22:53 PM

ሲምፖዝዩም፡ ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።

Symposium 91 Batch and or 96 Graduates of Asmara University.

03 July 2021

ኣብዚ መጀመሪያ ሰሙን ናይ ወርሒ ሓምለ 2021፡ መበል 91 ከምኡ`ውን 96 ተመረቕቲ ተማሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝወደቡዎ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ "ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።" ዝብል ቴማ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት (Zoom) ዝተኻየደ ሲምፖዝዩም፡ ኣዝዩ መሃሪን ሓደ ካብቲ ዕንቊ ባና ምዕባለና ዝኾነት እንኮ ዩኒቨርሲቲና ኣስመራ፡ ዝሓለፈቶ ህይወት፡ ዝገምገመ እውን ኢዩ ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ`ዚ፡ እቲ ሽዑ ዝተኻየደ ሲምፖዝዩምን፡ ምስ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ኣብ ካልእ መድርኻት መራኸቢ ብዙሓን ዝወሃብ ዝነበረ ገምጋምን ብምውህሃድ፡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ እነሆ። ምስ ኩሉ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን ክንካፈሎ ኸኣ ኣገዳሲ ኢዩ ንብል። ስኒትና.ኮም። Read more



07/07/2021 20:53 PM

ዘየቋርጽ ቅልውላው

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል ካብ ሕ.መ.ኣ  (USA)

ናይ ሎሚ ጽሑፍ፡ ሕመረቱ ኢትዮ-ኤርትራ ኮይኑ፡ ካብ ጆግራፊካዊ ቀጽሪ ኢትዮ-ኤርትራ ወጺአ ብዛዕባ ዞባና፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጸቢብ ድህሰሳ ክገብር ዘገደደኒ ካብ ህልው ኲንታት እቲ ዞባ እዩ ዝብገስ። ኣብ ሓደ እዋን 4 መንግስታት ናይዚ ዞባ ኣብ ደም ምፍሳስ ዜጋታተን ተሳቲፈን። ስለምንታይ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕዲ ስርዓት ኣስመራ፡ ብስዉር ክኣ ናይ ባዕዲ ሰራዊት ሶማል ዝተኻፈሎ፡ ከምኡ ድማ ምልሻ ክልል ብሄር ኣምሓራ ኣብ ጎድኒ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተሰሊፉ ኣብ ልዕሊ ናይ ገዛእ ርእሱ ዜጋታት ክልል ብሄር ትግራይ ኲናት ኣዊጁ እዚ ዘይብሃል ጉድኣት ኣስዒቡ። ሃገር ሱዳን ድማ ዝተጎብጠ መሬትና ከነምልስ ብዝብል ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ከፊቶም። ስለዝኾነ ድማ፡ Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




07/07/2021 01:03 AM

Snitna (ስኒትና) & Sinit (ስኒት)

Seminars Directory.

ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




05/07/2021 15:35 PM





THE TIGRAY WAR

&

REGIONAL IMPLICATIONS

(VOLUME 1)

by Eritrea Focus & OSLO ANALYTICA

November 2020 to June 2021

The tragic, brutal and entirely predictable war in Tigray has brought immense suffering to the Tigrayan people, exacerbated the long suffering of the Eritrean people and caused misery to families across the Horn of Africa. This report is an attempt to capture the complexities of the war and the events that led up to it. It includes detailed explanations of everything from the origins of the conflict and the looted treasures of the region to the atrocities committed against the Tigrayan people in general and women in particular. Read more



03/07/2021 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 03 July 2021

ህዝብናን ሃገርናን ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለዉ? ናይ ዲያስፖራ ተቓውሞ`ኸ?

The situation of our people and country, and the Diaspora opposition.

 Part-1/1 (03 July 2021):





05/07/2021 15:35 PM

May – June 2021 Issue # 69

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’ s Democratic Party - EPDP

ETHIOPIA’S TIGRAY WINS, OR ALMOST;

BUT WHAT’S NEXT FOR THE ENTIRE REGION?

When he took power in early 2018, the young Ethiopian Prime Minister, Abiy Ahmed, made big promises to his people and the region as a whole. He was even given the Nobel Peace Prize for his generalized pronouncements, including a peace deal with Eritrea, a country under a belligerent autocrat who had already devastated a once hopeful land with a hard-working people. But, sadly, Abiy did not care about the situation of the Eritrean people and the very bad character of the Eritrean despot. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe