Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

April 2020 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



29/04/2020 23:55 PM

The daughter of

the first Eritrean detainee

talks to Radio Saeyob

about her suffering.

Mrs. Meimuna Mohamed Maranet, the daughter of the arrested judge Mr. Mohamed Maranet speaks to Radio Saeyob, which is a diaspora based independent Radio, about her tragedy that followed the arrest of her father for thirty years. At the time of her father’s arrest who was taken from his house in the middle of night of 17 July 1991 in the Eritrean city of Keren. To this date, he is still being held by the Eritrean authorities. He was neither brought to court nor was the place of his detention disclosed. Read more





29/04/2020 23:55 PM

Ms. Fnan Tesfamariam interview

With Mr. Samson Solomon,

son of Eritrean veteran who died in prison

after 14 years.

Read more




28/04/2020 23:15 PM

ሮማዲ`የ!

   ብ`ጸጋይ ነጋሽ

ኣብ ጊዜኡ፡ በብወቕቱ

ኣብ እዋኑ፡ ከከም መኣዝናቱ፡

ኣብ ሕሉፍ፡  ከከም መዋእላቱ፡

ጸኒሐ፡ ነይረ፡ ኣለኹ፡ ኢሂናይ ድኣ!

ወዲ ታሪኽ እንድየ.. ሓዘለይ ኣብኣ!

ኣብ`ቲ  ክብሪታታ፡  ኣብ`ቲ ሰንደቕ ግምጃኣ።

Read more





28/04/2020 23:15 PM

ጭርጭር ዓበደ ህግደፍ፡

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣሎዶ ሞይቱ!

(ብ`ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል)

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ሓሚሙ ካብዝብሃል ቅንያት ሓሊፉ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ዘይንቡር ምንቅስቓሳት ክርአ ከምዝቐነየ ሰሚዕና ኢና። ጸኒሕና ክኣ፣ ነቲ ዝነበረ ጥርጣረ ዘራጕድ ኩነታት፣ መንግስታት ኣመሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታተን ብምጕዳል ንዜጋታተን ካብ ኢርትራ ክወጹ መጸዋዕተ ገይረን። ብዘይ ከቢድ ስኽፍታ ከምኡ ስጉምቲ ክወስዳ ኣይምኸኣላን ዝብል ገምጋም ምውሳድ ክኣ ቅቡል ኢዩ።

ኣብ ኤርትራ ንቡር ኩነታት ከምዘየሎስ ፍሉጥ ኢዩ። ነዚ ወረዚ ዘራጕድ ሓበሬታውን ተረኺቡ ኣሎ። ለካስ፡  Read more





28/04/2020 21:23 PM Updated

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2020፡

ብድሆታት ለውጥን ስግግርን ኣብ ኤርትራ

ERITREA SYMPOSIUM 2020:

CHALLENGES OF CHANGE AND TRANSITION

IN ERITREA,

Organised by Eri-Platform,

Washington D.C., USA, 24 - 26 January 2020

Read more




26/04/2020 23:55 PM

ሃገራዊ መግለጺ ሓይልታት ፖለቲካዊ ውድባት፡ ብዛዕባ ሓይሊ ዕማም ኮሮና ቫይረስ

Eritrean political organizations Press Release: on The Covid-19 Task Force.

ኣቶ ደስበለ መሓሪ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 26 Apr 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 26 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ሃገራዊ መግለጺ ሓይልታት ፖለቲካዊ ውድባት፡ ብዛዕባ ሓይሊ ዕማም ኮሮና ቫይረስ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 26 April 2020, our invited guest is: Mr Desbele Mehari. His Seminar topic is tittled: "Eritrean political organizations Press Release: on The Covid-19 Task Force." You are all cordially invited to participate.

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





26/04/2020 23:55 PM

መሪሕነት(Authority)

ከም ሓላፍነት’ዶ ወይ ከም ስልጣን

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሰላም ኩቡራት ተኽታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ብምስላ’ዶ ክንጅምሮ፡’’ ኩቡር የኽብረካ መጠን ሰብነቱ፣ሑሱር የሕስረካ  መጠን ብቕዓቱ ” ክብረትን፣ናጽነትን፣መሰል ምሕላዉን ኣብ ደሞክራስያዊ ስርዓት ጥራይ እዩ ክኸብር ዝኽእል፡፡

ነዚ ንምርዳእን ኣብኡ ንኽትበጽሕን  ነዊሕ ጉዕዞ ምዃኑ እንርድኦ ጉዳይ ኮይኑ፣ኣብ ናይ ዕስራ ክፍለ ዘመን (XX) ዝማዕበሉ፣ገይና ኣብ ዕስራን ሓደን (XXI,) ክፍለ ዘመን ዝቕጽሉ ዘለዉ ስርዓታት ምልላዮም ኣገዳሲ ይኸዉን፣ ምኽንያቱ ን-ናይ ብሓቂ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምትካል ክጠቕመናን ክምህረናን ይኽእል ዝብል እምነት ኣሎና። Read more




26/04/2020 23:55 PM

ትርጉምን ተራን

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ብ`ወደብ ቴድሮስ

መእተዊ

ኣብዚ ዘለናዮ እዋን: ኣብ መብዛሕትኡ ኩርነዓት ዓለም ዝነብር ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ከከባቢኡ ምጥርናፋት ይግበር ኣሎ። እዚ ምትእኽኻባት እዚ ከም ሓደ ሓድሽ ሕጂ ዝነቀለ ተርእዮ(phenomenon) እኳ እንተዘይኮነ: ብፍላይ ድሕሪ እቲ ብ "ይኣክል!" ዝፍለጥ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኤርትራውያን ዝጀመረ ዘመተ(campaign) ናብ ባይታ ብምልሓም: ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስን ዝስከፍን ዜጋ እንዳተኣከበ „ይኣክል“ ክጭርሕን: ክኒኡ ድማ "ሓቢርና እንታይ ንግበር?" ዝብል ሕቶ  ከልዕል ተራእዩን ንርእዮ ኣለናን። እዚ ምትእኽኻብ ዝወለደን ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ድማ ኣበየ ቦትኡ ተመስሪተንን ክምስረታ ኣብ ጉዑዞ ይርከባን ኣለዋ። እዚ ምትእኽኻብ እዚ ኣብ ከተማ ወይ ሓደ ከባቢ(local) ዝማእከሉ ኮይኑ: … Read more




26/04/2020 23:55 PM

እዚ ኣባይናስ ክጽብቅ እቲ ዕድሉ

ኩሉ እቲ ዝደልዮስ ይኾነሉ

ሰሎሞን የውሃንስ

ወርሒ መጋቢት ምስ ኩሉ ክስተታ ማለት ጽቡቁን ሕማቁን ሓሊፋ ናብ ወርሒ ማዝያ ኣቲና ኣለና። ካብቲ ጽቡቅ ናይ ለብዘመን ወርሒ መጋቢት ንተራን ቃልሲን ዋዕሮታት ተቃለሲ ኤርትራውያን ደቅንስትዮ ኣንጻር ድርብ ጭቆና ዝሓለፈን ዝሎን ብውዕውዕ መንፈስ ቃልሲ ኣብ ድያስፖራ ዝርከባ ደቅንስትዮ ዝተዘከረላ ኮይና እያ ሓሊፋ። ሕጅ ድማ ብዝልዓለ መንፈስ  ቡዙሓት ሰብ ሞያ ኣሓት ደቅንስትዮ ብሞያዊ ተሞክርእን ኣብ ዚ ትንፋስ ዘይህብ ግዜ ሞየእን ንህዝብና ንምድሓን ሰለምታ ዓይነንን ዘቤታውይ ስርሐንን ወንዚፈን ዝገብርኦ ዘለዋ ሞያዊ ኣስተምህሮ ኣዝየ የመስግነን። እዚ ድማ ሎሚ ከም ትማሊ ኣብ ጎኒ ህዝብና ደው ከም ዝብላ መርኣያ ንዝኣተውኦ መብጽዓ ብተግባር ዘርኢ እዩ። ሎሚ እውን ቀለስቲ ናይ ፍትሒ ከም ዝኾና መጠን  Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




25/04/2020 22:59 PM

(1) ኣብ ቀጻሊ ምክልኻል ንኮቪድ 19

(2) ተራ መንግስትን ህዝብን

(1) Covid-19 Continuous Prevention

(2) The role of the people and GOE

Dr. Joseph Gebremichael

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 25 Apr 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 25 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "(1) ኣብ ቀጻሊ ምክልኻል ንኮቪድ 19 (2) ተራ መንግስትን ህዝብን ኣብ ኩናት ኣንጻር ኮቪድ 19" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Saturday, 25 April 2020, our invited guest is: Dr. Joseph Gebremichael. His Seminar topic is tittled: "(1) Covid-19 Continuous Prevention (2) The role of the people and GOE" You are all cordially invited to participate.

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




25/04/2020 22:59 PM

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)

الوحدة الإريترية من أجل التغيير الديمقراطي

Eritrean Unity for Democratic Change

ዓወትና ከነቃላጥፍ ሓባራዊ ስራሓትና ነዕዝዝ!!

ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ወዮ ከም ዑንቅን ኣልማዝን ከቢሩ ዝነበረ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ፡ ሎሚ መዓስ’ኮን ይሞተልና ይኸውን ዝብል ጸሎትን ትጽቢትን ዝበዝሓሉ ህሞት በጺሕና ኣለና። እወ! ሕማቕ ዕድል ኮይኑ እምበር ካብ መዓስ እዩ ዝመውት ኢልና ሞቱ ምጽባይ፡ መዓስ እዩ ዝቕየር ኢልና ካብኡ ዝሓይሽ ካልእ ወዲ ሃገር/ጓል ሃገር ክንደሊ ምሓሸ ኔሩ። ከምኡ ዝበለ ናይ ምርጫ ዕድል ስለ ዘይተረኽበን ኢሰያስ ባዕሉ ናይ ዕድመኡ ሙሉእ ፕረሲደንት ክኸውን ካብ መረጸን፡ ምስቲ ኣረመናዊ ተግባራቱ ተደሚሩ ሞቱ ምትምናይ ብዙሕ ዘገርም ኣይኮነን። ስለ ዝኾነ ከኣ ሎሚ ብዘይካ ውሑዳትን ውሱናትን ካድራት ህግደፍ፡ እቲ ካልእ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝወርድ እቲ ዘይተርፍ ባህርያዊ ዕጫ ብሃንቀውታ ይጽበ ኣሎ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




24/04/2020 23:53 PM updated

ሙናድል ዎሜርሐይ፡

 እድሪስ  ዑመር (ብሬራይ)፡

ዝክርያት እት መርሕለት ሰውረት (መቃበለት)

Reflections of Liberation struggle, interview with Veteran Leader Idris Omer (Beriray), who joined the ELF in 1967, also one of the founders of EPLF.

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡    2ይ ክፋል(20 Dec 2019)

 3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡   4ይ ክፋል(03 Jan 2020)

 5ይ ክፋል(10 Jan 2020)፡   6ይ ክፋል(17 Jan 2020)

 7ይ ክፋል(24 Jan 2020)፡   8ይ ክፋል(31 Jan 2020)፡  

 9ይ ክፋል(07 Feb 2020)፡  10ይ ክፋል(13 Mar 2020)

 11 ክፋል(20 Mar 2020)፡   12 ክፋል(27 Mar 2020)

 13 ክፋል(03 Apr 2020)፡   14 ክፋል(10 Apr 2020)

 15 ክፋል(24 Apr 2020)

See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-እድሪስ ዑመር በሪራይ፡-




24/04/2020 15:44 PM





20/04/2020 23:53 PM

ስነ-ኣእምምራዊ ጸቕጥን ኣተኣላልዩኡን

STRESS MANAGEMENT.

Dr. Tesfamichael Ghebrehiwet

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 Apr 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 18 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ተስፋሚካኤል ገብረሂወት ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ስነ-ኣእምምራዊ ጸቕጥን ኣተኣላልዩኡን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 18 April 2020, our invited guest is: Dr. Tesfamichael Ghebrehiwet. His Seminar topic is tittled: "Stress Management." You are all cordially invited to participate.


See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





20/04/2020 23:53 PM

ምድሓን ኤርትራ

ካብ እኩይ ውሁድ መጥቃዕቲ ናይ ስርዓት ጥፍሽናን ሕማም ኮሮናን፡ ናይ ዜግነት መጸዋዕታ ንዝተዋሃሃደ ቅጽበታዊ ስጉምቲ።

Saving Eritrea from an Evil Synergetic Attack

of State Failure and COVID-19:

A Citizens' Call for an Immediate Unified Action.

By: Dr. Gebre Gebremariam

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 19 Apr 2020

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 19 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥- "ምድሓን ኤርትራ ካብ እኩይ ውሁድ መጥቃዕቲ ናይ ስርዓት ጥፍሽናን ሕማ ኮሮናን፡ ናይ ዜግነት መጸዋዕታ ንዝተዋሃሃደ ቅጽበታዊ ስጉምቲ።" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።  On Sunday, 19 April 2020, our invited guest is: Veteran Dr. Gebre Gebremariam. His Seminar topic is tittled: "Saving Eritrea from an Evil Synergetic Attack of State Failure and COVID-19: A Citizens' Call for an Immediate Unified Action." You are all cordially invited to participate.





20/04/2020 23:53 PM

ወግዓዊ መግለጺ

ማሕበር ሞያውያን ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ

ብዛዕባ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

ERITREAN PROFESSIONALS ASSOCIATION IN NORWAY (EPAN):

Communique on Coronavirus pandemic.

17 April 2020

ኣብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ከቢድ ኩሉ-መዳያዊ ቅልውላው ወዲቓ ከምዘላ ንኹሉ ብሩህ’ዩ። እዚ ብኮቪድ-19 ዝፍለጥ ለበዳ ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2019 ኣብ ዉሃን ዝተባህለት ከተማ ቻይና ዝጀመረ ኮይኑ፡ ዛጊት ክታበት ይኹን መድሃኒት ዘይተረኽቦ፡ ብልዑል ናህሪ ኣብ መላእ ዓለም ተላቢዑ ዝርከብ ቀዛፊ ሕማም’ዩ። Read more





20/04/2020 23:53 PM

COVID-19

Ramadan At Home Top Tips

Ramadan 2020 will be a very different experience for Muslims all over the world during the COVID19 lockdown in accordance with public health advice.

At present, it is unlikely that social distancing measures will be lifted and we will be able to return to our normal routines. As such, congregational acts of worship for Muslims outside of the home will still be suspended to stop the spread of the virus. Read more




19/04/2020 22:20 PM

PFDJ CONFERENCES

OF SUPPRESSION OF TRUTH

AND

ALTERNATIVE UNIVERSE OF LIES:

NATION BUILDING OR NATION RUINING?

By: Mr Abdu Habib

“The concept of the benevolent dictator, just like the concept of the noble thief or honest whore, is no more than a meaningless fantasy.”(Alaa Al Aswany, Egyptian writer, born on May 26, 1957).

It is almost three decades since post-independence Eritrea has become the black sheep of Africa, whose countries, notably our closest neighbours, are showing giant strides in all fields, in a remarkable abundance we tremendously envy them for.  Read more




19/04/2020 22:20 PM

ብስዉእ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ብዝምልከት:

Regarding Martyr Ahmed Nasser's Book

نعتزر من الجميع على التاخير

ብሞያውያን (professionals) ክነ-ሕትመት ክኢላን (graphic designer) መነጻጸሪት ስነ-ሕትመትን (proofreader) ዝተኻየደ ጭብጥን መልስታትን ነስዕብ። Read more

We apologize for the delay!

Attached here are facts and direct answers from our graphic designer, as well as from our professional proofreader. Read more

مرفق لدينا هنا بعض الحقائق والاجابات المباشرة من مصمم الرسومات البيانية والمدقق اللغوي المتعاون معنا حول المقارنة بين الوثائق الاصلية المأخوذة من حاسوب الكاتب  المناضل احمد محمد ناصر وبالكتاب المطبوع وتقديم ملاحظات حول الرسومات والتدقيق

Read more

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




18/04/2020 23:45 PM





18/04/2020 23:45 PM

ካብ ውሻባ covid-19

እንታይ ንምሃር?

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ህዝብና ንበይንና ገዲፍኩሙና ዝብል መሪር ጥርዓን ናይ ሕልናኡ ዘዕረበ ጽዊዒት ዝገብረልና ዘሎ ዝመስል እዋንን፣ ንሕልናና ከደቅስ ዘይኽእል ደሃይ ኣውያት ይገብር ምህላው፣ ነፍሲ ፈከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ይስሕቶ ኣይንብልን።

እዚ ውልቀ መላኺ መላኺ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ጀሚሩ ተሓይሩ/ተጨውዩ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ፣ ደቂ ሰባት ሓቢሮም ክነብሩ ዝኣገደ፣ ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ካልእ ዓዲ ብዘይ ፍቓድ ክትዋሳወስ ዝተኸልከለ፣ ነቲ ኩቡር ባህልና ስምረት ምድግጋፍ ክብተኽ ዝገበረ፣ ብዓቢኡ ብቅዋም ከይማሓደር ዝኸልከለ፣ ነቶም ናይ ነጻ ማዕክናት ዝዓጸወ፣ … Read more




18/04/2020 23:45 PM

Veteran Yordanos Haile:

Eritrean women will never equate being tired to being unable to contribute

by Kiki Tzeggai

Veteran Yordanos Haile, I took upon myself to find remarkable stories of female Eritrean Veterans. Yours’ is one of them. Listening to all testimonies about you by other Veterans, I did not need to go far.

You and I never met in person, but I feel I knew you from few of your superiors then and your comrades told me. You fought the fight, you survived the un-survivable war for our freedom and yet a killer virus that came from nowhere killed you. What was uniquely spectacular about you? It was your normal kindness and accessibility. Read more






17/04/2020 23:52 PM

ሸሂደት፡ "ሙና ሙስጠፋ፡"

ሰኔት ለወዴ እብ ሰኒርት ልትዘከር

شَهيدة مني مصطفي

سنيتْ, لَوَدي, ابْ, سَنيتْ, لْتْذَكًرْ

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 ኣብዚ ጠውቑ (17 Apr 2020)፡   

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





17/04/2020 23:52 PM

Eritrean Prisoners Day (Apr 14)

እብ ኽሱስ ዝክረት 14 አፕሪል

شعر، اب خصوص، ذكرت 14 ابريل

[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]

 ኣብዚ ጠውቑ (10 Apr 2020)፡   

See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




11/04/2020 22:40 PM

ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

Bayto Yiakl North America

ንህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ገጢሙዎ ዘሎ ላዓታዊን ዘይላዓታዊን ረቛሒታት

RELEVANT AND IRRELEVANT FACTORS ENGULFING YIAKL'S MASS MOVEMENT

ቀዳም Saturday, 11 April 2020

ሰዓት 3፡00 ድ/ቀ pm Eastern Time

ሰላም ተኸታተልቲ መደብ ባይቶ ይኣክል ሕ/መ/ኣመሪካ፣ ብመጀምርታ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም COVID-19 ብዝግባእ ምኽሪ ሞያውያን እንዳተኸታተልኩም፣ ድሕነትኩምን ድሕነት ስድራቤትኩምን ሕብረተሰብኩምን ከተውሕሱ እንዳተላበና፣ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና። እምበኣር ከምቲ ልሙድ April 4/2020 ከምዚ ዝስዕብ መደብ ክሕልወና እዩ። ኣስተምህሮ ኣብ ንህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ገጢሙዎ ዘሎ ላዓታዊን ዘይላዓታዊን ረቛሒታት ዝብል እዩ ክኸውን ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።

 Read more

 1ይ ክፋል-A (04-Apr-2020)፡   1ይ ክፋል-B (04-Apr-2020)

 2ይ ክፋል(11-Apr-2020)፡  

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




11/04/2020 22:40 PM

ማሕበር ረዱኤትን ምዕባለን ኤርትራ (ማረምኤ)

Eritrean Relief and Development Association (ERDA)

ኣገዲሲ ረዱኤታዊ ጸዋዒት!!!

ንመላእ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና!!!

ማሕበር ረዱኤትን ምዕባለን ኤርትራ  The Eritrean Relief & Development Association (ERDA) ግብረ ሰናይ ማሕበር ኣብ ኢትዮፕያ ተዓቑቦም ዝጸንሑን ብቐጻሊ ዝውሕዙ ዘለዉን ኤርትራውያን ስዯተኛታት ብዓቕሙ ክተሓጋገዝ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ረዱኤት ሰብኣዊ ማሕበር እዩ። እዚ ኸኣ ብሳላቲ እቲ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዝተፋላለየ ሃገራት ዝነብር ህዝብና ምስቲ ኩሉ ተሸኪምዎ ዘሎ ማሕበራዊ ጸገማት ሕብረተሰብና፡ ኣብ ዝኸፍኤ መናባብሮ ንዝነብሩ ስዯተኛታት ኣሕዋቱ ክተሓጋገዝ ብዝገብሮ ረዱኤታዊ ዯገፋት ብማሕበር ረዱኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ተረዲእቲ ወገናት ሓገዛቱ ክበጽሕ ከም ዝጸንሔን ዘሎን ዝፍለጥ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-





09/04/2020 00:50 AM

ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት

The 2020 Manifesto of Eritrean Scholars and Professionals in the Diaspora.

بيان 2020 للعلماء والمهنيين الإريتريين في الشتات

[EriSat]

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ …. ንሕና፡ እዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ 95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን፡ ብዛዕባ እዞም ተጠቒሶም ዘለዉ ሽግራት ዘለና አዚዩ ከቢድ ሻቕሎት ንምግላጽ ኢና ነዚ ጽሑፍ ነቕርብ ዘለና። Read more

With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-19 pandemic …. We, the undersigned 95 Eritrean Scholars and Professionals, are writing to share our serious concerns about these issues. Read more

مع وجود حكومة تتسم بالانتهاكات المروعة لحقوق الإنسان ضد شعبها ، والمعروفة بسياساتها المتهورة في الشؤون الإقليمية ، وسط استمرار انتشار وباء فيروس كورونا (COVID-19) .... وقعنا ، 95 عالمًا إريتريًا ومهنيًا إريتريًا أدناه ، نكتب للتعبير عن مخاوفنا المتزايدة بشأن هذه القضايا. Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-





09/04/2020 00:50 AM

መርድእ

ዶ/ር ምሕረትኣብ ሃብቱ፣ 1944 – 2020

ዶ/ር ምሕረትኣብ ሃብቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ክነቃልሕ

እንከሎና ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና እዩ። ዶ/ር ምሕረትኣብ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ ብ 3 ሚያዝያ 2020 ኣብ ገዝኡ ፡ ኣብ ሎንዶን ዓዲ እንግሊዝ ፡ ብሰላም ዓሪፉ። በዚ ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ምዉሻብ ኣዋጅ ፡ ሓመድ ድበ ወይ ካልኣይ ቀብሪ ናይ ዶ/ር ምሕረትኣብ ኣብ ዝጠዓመ ግዜ ክግበር ምዃኑ ኣቐዲምና ንሕብር። ተለፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩም ኩሉኹም ሕሰም ኣይትርከቡ የቐንየልና።

መላእ ስድራቤትን ኣዕሩኽቱን




06/04/2020 19:45 PM

Isaias’s holocaust moment: The threat of mass deaths in SAWA camp.

By Petros Tesfagiogis

[Assenna.com]

Human crisis is looming large on the horizon because of the killer COVID-19 pandemic spreading all over the world. Governments are issuing guidelines to their citizens to stay put in their houses to avoid the spread the virus to the public.  People leaving their houses are advised to keep their distance from other people and avoid shaking hands. Governments are closing schools and churches and mosques. This is a global guideline and all governments are duty bound to follow it. ...Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




06/04/2020 19:45 PM

ቃል ምስጋና

ወይዘሮ

ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን 15.05.1964 - 23.03.2020

ወይዘሮ ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን ብዕለት 15 ግንቦት 1964 ኣብ ኣስመራ፡ ኣኽርያ ተወሊዳ፡ ኣብ 56 ዕድሚኣ፡ ኣብ ዮተቦሪ ሽወደን፡ ብዕለት 23 መጋቢት ወጋሕታ 2020 ዓሪፋ። ኣዚና እንፈትዋን እነፍቅራን ወላዲትናን ሓብትናን ወይዘሮ ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን ብዕለት 23 መጋቢት ወጋሕታ 2020 ብሃንደበታዊ ሕማም ብሞት ተፈልያትና። በዚ ምኽንያት፡ ንዝወረደና መሪር ሓዘን ክንክእሎን ክንጸንዕን፡ ካብ ጊድንና ከይተፈለኹም ላዕልን ታሕትን ዝበልኩም ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኣቦታትን ኣዴታትን፡ ኣብ ጸሎተ-ፍትሓት፡ ዝተኻፈልኩም መምሃራን ካህናትን ዲያቆናትን፡ ካብ ዕለተ ሞታ ክሳብ ሓዘና እንዓጺ ብዘይ ምስልካይ፡ ዝተመላለስኩም.. Read more




05/04/2020 23:40 PM

ዓለምና ከመይ’ዩ ክኸዉን

ድሕሪ covid-19 ይብል

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር!

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ስላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይት፣ ተማራመርቲ ፖለቲካ፣ ሊቃውንቲ ኣብ ቡዙሕ ክፍልታት ስነ-ፍልጠታት ዝዋስኡ፡ ድሕሪ እዚ ንሙሉእ ዓለም ዘንፈጥፈጠ / ዘርዓደ፣ ግይና ፈውስን ክታበትን ዘይተራጋገጸ፣ ሙሉእ ሓይልታቱ ናብ’ዚ ዓይነት ተላባዒ ሕማም ንምክልኻል ፈውሲ ንምርካብ ብዘይ ዕረፍቲ ክድህስስን ከጽንዕን ምእንቲ፣ እዚ ዘይብሃል ባጀርት ወዚዑ ህርድግ እናበለ ክነሱ፤ ንዝመጽእ ብኸመይ ክምሓደር? እንታይ ዓይነት ዝምድናታ ክህሉ? ንፍልጠታትን ሓይልታትን ምውህሃድ’ዶ ወይስ በቢ ዘለኻዮ ምቕጻል?  Read more




04/04/2020 23:55 PM

ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ!

ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ብዛዕባ ለበዳ ኮሮና Covid-19 Pandemic

بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية

إلى الشعب الإرتري

Eritrean political organizations in exile: Message to The People of Eritrea, on The Covid-19 Pandemic.

1 April 2020

  ትግርኛ፡    عربى





04/04/2020 21:45 PM

ድምጺ ሓርበኛ ፡ 04 April 2020

Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




04/04/2020 21:45 PM

ሓባራዊ መልእክቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ናብ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን ትካላት

An Eritrean Appeal to the International Humanitarian Community

رسالة من القوى السياسية الإرترية

إلى الجهات الدولية المعنية

  ትግርኛ፡   English:   عربى





03/04/2020 21:45 PM

EHPN An Urgent call to save Eritrea from the COVID-19 pandemic.

By Eritrean Healthcare Professionals Network (EHPN)

ህጹጽ ጻውዒት ንምድሓን ሃገር

ካብ ለበዳ COVID-19፡

ብ`ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና (EHPN)

نداء عاجل لإنقاذ إريتريا من جائحة COVID-19.

بقلم شبكة المهنيين الصحيين الإريتريين (EHPN)

Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




03/04/2020 21:45 PM

ህዝባዊ ደሞክራሲ

ኣብ ከክልተ ወርሒ ዝሕተም ወግዓዊ ልሳን፡

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

DEMOCRATIC FRONT FOR ERITREAN UNITY

ቅጺ-06 ቁ፡28 መጋቢት 2020

ፖለቲካዊ ምውርራስ መስርሕ ዝሓትት መሰረታዊ ናይ ቃልሲ ጉዳይ እዩ፡

ምውርራስ ዝብል ኣምር ሓፍሻዊ ትርጉሙ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሕብረተ-ሰብ /ህዝቢ/ ካብ ዝቐደመ ትውልዲ፡ ናብቲ ሓድሽ ተካኢ ትውልዲ ኣብ መስርሕ ሂወት ናይቲ ሕብረተ-ሰብ ዝተፈላለየ ፍልጠት፡ ተሞኩሮን፡ ቋንቋን፡ ባህልን ልምድን፡ ታሪኽን፡ ኣብ መስርሕ ምትሕልላፍ ወይ ምውርራስ ማለት እዩ፡፡ እዚ ምውርራስ እዚ ድማ ኣብ ሓጺር ግዜን ብቐሊሉን ዝፍጸም ዘይኮነስ ምስቲ ነቲ ሕብረተ-ሰብ ዘጋጥሞ ባህርያውን ሰብ ዝሰርሖን ብደሆታትን ፈተነታትን ተዛሚዱን ተኣሳሲሩን ዝፍጸም መሰረታዊ ማሕበራዊ ሕግን ተርእዮን እዩ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-




01/04/2020 23:45 PM

Unity for Democratic Change (UDC) Zone North America (NA)

1th Congress 28 March 2020

Via Online Video Conferencing.

Unity for Democratic Change (UDC), Zone North America (NA) had its 1st Congress on 28 March 2020 via online video conferencing and has passed the following Resolutions.

Resolutions On the Home Country Safety from COVID-19 Deeply concerned that with the global Pandemic of COVID-19, the spread of the virus to Eritrea will lead to the loss of many Eritrean lives, … Read more

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




01/04/2020 23:45 PM

ኣገዳሲ መግለጺ ሓዘን

ሓበሬታ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ወላዲትን ሓብትን ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን

ብመሰረት ኣቐዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ወላዲትን ሓብትን ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን፡ ንሓሙስ ዕለት 2 ሚያዝያ 2020 ካብ ሰዓት 08፡30 ቅድሚ-ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም ኢዩ።

ጸሎተ-ፍትሓት ካብ ሰዓት 08:30 - 09:45 ኣብ ናይ ስሩያ ቅዱስ ዮውሃንስ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን የልቦ። Read more






01/04/2020 23:45 PM

ኣውያት ህዝቢ ከባቢታት ኣኽራንን ጾሮናን

Concerns expressed by Displaced Eritreans in Southern border areas.

ጉዳይ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ህዝቢ ከባቢታት ኣኽራንን ጾሮናን፡ ብሰንኪ ኩናትን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ውሳኔ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊኦም ዝወሰዶ ስጉምቲን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ`ቲ ከባቢ፡ ከቢድ ወጽዓታትን ሻቕሎትን፡ ፈጢሩ ይርከብ። እዚ መደብ`ዚ፡ ዕለት 29 March 2020 ኣብ ፌስቡክ፡ ብ`ፌቨን ጊደዎን፡ ምስቶም ኣብ ስደት ዝርከቡ ተወላዶ እተን ዝተዛናበላ ዓድታት ዝተኻየደ ዝርርብ ኢዩ።

 1ይ ክፋል(29-Mar-2020)፡    2ይ ክፋል(29-Mar-2020)

 3ይ ክፋል(29-Mar-2020)፡   4ይ ክፋል(29-Mar-2020)

See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





01/04/2020 23:45 PM

CALL TO RESCUE ERITREA

from covid-19 and more!

Dr Berhane Woldemichael

Dear compatriots,

We are seeing calls to contribute and fight covid-19 in Eritrea. I know some of these calls are being made with good heart thinking that help will reach our people BUT let us pause here and ask; will such help really benefit our people? Well, sadly, I do not think so and I would like to call on compatriots NOT to engage in such fruitless exercises: because – Read more





ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print