Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

January 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና





31/01/2018 16:45 PM

The Israel Government have decided

to deport

Eritrean and Sudanese refugees

to Rwanda:

Time to peak up for those who can’t.

By Petros Tesfagiorgis

These days are the darkest days not only for Eritrean and Sudanese refugees but also for the people of Israel and the justice loving people all over the world. To deport 40,000 Eritreans and Sudanese by the Israeli Government is a racist decision. This forceful deportation of Africans who have nowhere to go is shameful history of Israel against Africans and will go down into history books as such, like the history of holocaust. Read more





29/01/2018 15:55 PM

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣስተምህሮ፡

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

Public Seminar by

Father Abune Mekarios

Sunday 28 January 2018 (London UK)

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ኣቕሪቦም።

ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረቡ ሕቶታት እውን መሊሶምን መብርሂ ሂቦምን። መርበብ ኣሰና.ኮም ካብ ዝመዝገቦ ቀሪቡ እነሆ’።  ኣብዚ ጠውቑ።

1ይ ክፋል (28-Jan-2018)  2ይ ክፋል (28-Jan-2018)






29/01/2018 15:55 PM

ፈላሚ ፈነወ መደብ ራድዮ ቢቢሲ ትግርኛ

ሎሚ ዕለት 29 ጥሪ 2018 ብወግዒ ጀሚሩ።

Radio Broadcast BBC Tigrinya Language launched today 29 January 2018.

ቢቢሲ፡ ሎሚ 29 ጥሪ 2018፡ ፈላሚ ፈነወ መደብ ራድዮ ፈነወ ብቋንቋ ትግርኛ ጀሚሩ። ስሩዕ መደባቱ፡ ከምዚ ዝስዕብ ኢዩ።

ፈነወ ቢቢሲ ትግርኛ ሕጂ ድሕሪ 20 ደቓይቕ ክጅምር’ዩ ኣብ ፈይስ ቡክ ተኸታተሉና።

ከምኡ እውን ኣብ ሳተላይት:- Read more






28/01/2018 21:38 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ናይ Sunday 28 January 2018 መደብ

Sunday 2:00 pm Halifakx time

ሓርበኛ ሰልጠነ ክፍላይ (2ይ ክፋል)፡

ሓርበኛ ሰልጠነ ክፍላይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ካብ ዝበጻሕናዮ ክቕጽል ኢዩ። ሰልጠነ፡ ኣባል ሚስጢራዊ ምንቅስቓስ ተማሃሮ ኮኡኑ ኣብ ዓድዋ (ኢትዮጵያ) ድሕሪ ምስራሕ፡ ናብ ዓዲዃላ መጺኡ ኣብ 1974 ኣብ ተሓኤ ኣብ ሜዳ ዝተጋደለን ኢዩ። ብኽብሪ ትዕደሙ። Veteran Seltene Kflay resumes from last week discussion. Seltene is Veteran of ELF from 1974 until independence and beyond. Seltene as a student started underground movement from Adwa Ethiopia then to Adi-Quala Mendefera before joining the front in 1974. All are cordially invited to join.

 መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-2487

1ይ ክፋል (21-Jan-2018)  2ይ ክፋል (28-Jan-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ





27/01/2018 20:10 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ

Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 27 January 2018

ቃለመሕትት ምስ ዶ/ር ኪዳነ መንግስትኣብ

Interview with Dr. Kidane Mengisteab

ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን፡ መፍትሒኡን።

ኣብዚ ዝተላዕሉ ኣገደስቲ ጉዳያት፡- ቅዋም ሃገር፡ ኣድላይነት ተሳትፎ ኤርትራዊ ኣብ ዲኣስፖራን ነዚ ንምዕዛዝ ክውሰዱ ዝግብኦም ስጉምትታትን፡ ምሁራት ኤርትራውያንን ኣስተዋጽእኦምን...ወዘተ ዝኣመሰሉ ሕቶታት ኢዮም።


1ይ ክፋል (27-Jan-2018)

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ






26/01/2018 00:20 AM

REMEMBER ME Ararat Eyob

1953-2018

Dear friend, today you take your last trip in this planet earth and will take residency in Heaven.

If I have to tell others what kind of a friend you were, how do I start?  You were made of an exterior of steel and an interior of kindness.  You were an Angel sent to earth for one mission and yet, you took on you so much that we lost count about all you did for Eritrea and Eritreans.  You were a fighter for refugees, and a rescuer of women’s rights. Read more






26/01/2018 00:20 AM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት፡

ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ

ኣብዛ ሓዳስ ዓመት 2018

ብ’ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡

[Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኾይኑ፡ ብመንጽር’ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ፡ እናዛመደ ገምጋሙን ጻውዒቱን የቕርብ።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





26/01/2018 00:20 AM

ቃለመሕትት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ኣብ ዞባዊን ዘቤታዊን ጉዳያት (ጥሪ 2018)።

President Isaias Afeworki Interview

on Zonal and Deomestic Issues

(January 2018)

 1ይ ክፋል (14-Jan-2018 Zonal Issues):

 2ይ ክፋል (22-Jan-2018  Domestic Issues):





24/01/2018 21:35 PM

ትምህርትን ማዕዳን ጸሎትን፡

ብብጹእ ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ።

Prayer and Educational Message

by Abune Mekarios.

ትምህርትን ማዕዳን ጸሎትን፡ ብብጹእ ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ። Prayer and Educational Message by Abune Mekarios.

 here: ኣብዚ ጠውቑ።











24/01/2018 19:55 PM

ዓምዲ ስነጽሑፍ፡-

ዝኽሪ እታ ዑፈይ

ብሞጎስ ያቆብ (ተኻታታሊ ጽሑፍ)

4ይ ክፋል

እቲ ካልእ ዝገርመኒ ድሕሪ 30 ዓመት መሪር ገድሊ: መስተንክራዊ ገድላዊ ሂወት ኣሕሊፍካ ሉዑላዊት ኤርትራ ከም ህዝብና ሃገረይ ንብላ ሃገር ምስ ሃለወትና። እተን ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ዝዘኽተማ፣ ኣዴታትና ብዘይ ጠዋሪ ተሪፈን ክንሰን፣ ገና ዝወደቐ ከየልዓልና፣ ሓላፍነት ስውእ፣ ወለዲ ስውኣት ከይደበስና። ዓዲ ፍትሒ፣ ዓዲ ቅዋም፣ ዓዲ ምህኒ-ሚህን፣ ዝበደለ ዝኽሕሰሉ፣ ዝተበደለ ዝካሓሰሉ፣ ገና ኣብ ሂር ዘለ ዑሙር ጓይላ ተጸሚድና እንከለና፣ ገና ቁስልና ከይሓወየ። “ህዝቢ ብራዕዲ ዘይኾነ ብሕጊ ዝማሓደረሉ ዘመን” መጺልና ኢልና እንዳተሓጎስና። ዘይሓሰብናዮ ወደቓ-ወዲቑና፣ ብዝተዓጻጸፈ እንደገና ኣዴታት መኻናት ክኾና ተፈሪደን። .. Read more

 መእተዊ፡  1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል፡   4ይ ክፋል






23/01/2018 23:42 PM

The UN peacekeeper and free crayons.

The paradox of

humiliating and giving.

By Kiki Tzeggai

All human beings know that humiliation cuts so deep, it is traumatic and is an abnegation of dignity and pride.

 After independence, while visiting Asmara, my former colleagues at the Italian schools asked me if I could help with giving free note books and crayons to families in need, so they could prepare for the imminent school opening . All were Eritrean families. Read more






21/01/2018 22.20 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ናይ Sunday 21 January 2018 መደብ

ሓርበኛታት ሰልጠነ ክፍላይን፡ ተስፋልደት ኣብራሃን

ናይ ሰንበት 21-Jan-2018 ኣጋይሽና፡ ሓርበኛታት (1) ሰልጠነ ክፍላይ፡ ከምኡውን (2) ተስፋልደት ኣብራሃ ኢዮም። ክልቲኦም ተጋደልቲ ተሓኤ ዝነበሩ ኾይኖም፡ ተመኩሮኦም ኣብ ሰውራ ምስ ኩሉ ኣብኡ ዝነበረ ውረድ ደይብ፡ ዘጋጠመ ወጥሪን ምፍንጫል ናብ ውድባትን ኣብ ዲያስፖራ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን መፍትሒኡን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ከተኩር ኢዩ። ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ሓርበኛ መሓሪ ገረይ ክጽምበሮም ኢዩ። Our guest on Sunday 21-Jan-2018 are: ELF Veterans, Seltene Kflay and Tesfaldet Abraha (wedi Bashay), talking with voice of Eritrea about their experience with its ups and down at the front, the dilemma and splittings of opposition groups in Diaspora, the current situation of Eritrea and its remedy. next week Veteran Mehari Garey will join them.   1ይ ክፋል (21-Jan-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ





21/01/2018 00:01 AM

ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ - 21 ጥሪ 2013

In Memory of Operation FORTO, 21-Jan-2013


ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ። Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.  VIDEO-1፡  VIDEO-2

ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡






20/01/2018 16.32 PM

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸይድ ዘሎ ጂኦፖለቲካን ስትራተጂካዊ ምዕባለታትን፡ ዳግመ-ኣሰላልፋ ዓለማዊ ሓይልታትን ከባቢናን ጽልዋታቱን፡

ኣብ ምስግጋር ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ ዘለዎ ሳዕቤናትን

by Mr. Sengal Woldetensae ብ’ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 20-Jan-2018

ከም ወትሩ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ንሎሚ ቀዳም ጋሻና፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ (ሓው ድሩዕ) ኢዩ። ብዛዕባ:- "ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኸይድ ዘሎ ጂኦፖለቲካን ስትራተጂካዊ ምዕባለታትን ዳግመ-ኣሰላልፋ ዓለማዊ ሓይልታትን ከባቢናን ጽልዋታቱን፡ ኣብ ምስግጋር ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ ዘለዎ ሳዕቤናትን" ዝብል ኣርእስቲ ክኸውን ኢዩ። Mr. Sengal Woldetensae is our guest speaker, today, Saturday at Eritrean Hdri Jeganuna Official Paltalk Room. He will discus "The ongoing Geo-political developments in the Horn of Africa, the Strategic Realignment of Global Forces in that region and its impact and consequences to the Struggle for Democratic Transition in Eritrea.”

 1ይ ክፋል (20-Jan-2018)፡  2ይ ክፋል (20-Jan-2018)፡  

 3ይ ክፋል (20-Jan-2018)4ይ ክፋል (20-Jan-2018)

 5ይ ክፋል (20-Jan-2018)፡  ALL in ONE (P1 - P5)

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)





20/01/2018 16.32 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE BROADCASTING

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 20 January 2018

ምስ ሓርበኛ ኤልሳ መስፍን፡

Interview with Veteran Elsa Mesfin

ሓርበኛ ኤልሳ መስፍን፡ ገዲም ተጋዳሊት ተሓኤ ኮይና፡ ኣባል መሪሕነት ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ (ተሓኤ) ኮይና ዘገልገለት ሙኩርቲ ጓላንስተይቲ ኢያ። ኣብዚ ጽባሕ ቀዳም ዝካየድ ዕላል፡ ተመኩሮ ደቀንስቶዮ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲን ድሕሪ ናጽነትን፡ ከመይ ይመስል ነይሩ፡ ዘመዝገቦ ዓወታት እንታይ ነይሩ? እቲ ዓወታት ክዕቅቦ’ዶ ኪኢሉ? ኣብዚ እዋንዚ’ኸ ተራአን ከመይ ኣሎ? ተመኩሮኣን ገምጋማን ከተካፍለና ኢያ። Our guest this Saturday is Eritrean woman veteran (ELF), Elsa Mesfin. She was one of the Eritrean Womens Association Leadership and she is going to share her experience during and after the Armed struggle for liberation. She also will give her assessment of womens’ success during after the Struggle.   1ይ ክፋል (20-Jan-2018)

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ





19/12/2017 21:55 PM

ነቲ ዑቚባ ሂቡ...!

ጽሑፍ፡ ብ'መሲናስ

ኣምበሳደር (ኳደረ) ህግደፍ ኣብ ሆላንድ ተሰጒጉ!

ኣብዚ ዘለናዮ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓ.ም. ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ኣብ ሆላንድ፡ ኣብ ዛንዳም ዝተባህለ ቦታ፡ ኣብ ዝተገብረ ጽንብል፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ንሓድሕዶም ኣብ ውሽጢ’ቲ ኣዳራሽ ዚጀመሩዎ ባእስን ዕግርግርን፡ ኣብ ግዳምውን ብምቕጻል፡ ምስ ፖሊስ እቲ ዑቚባ ሂቡ ብሰላም ዘንብሮም ዘሎ መንግስቲ ሆላንድ ጥምጥም ከም ዝገጠሙ፡ ኣብ እዋኑ ብዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ክዋዛዕ ቀንዩ ነይሩ። ኣብ እዋኑውን ብዙሓት ሰባት ጓሂኦምን ቅሬታኦምን ብምግላጽ፡ ነቲ ፍጻመ ዓገብ ብምባል ኮኒኖሞ ነይሮም እዮም።….Read more




19/01/2018 15:59 PM

A book and a yellow flower

to my friend Ararat Eyob.

By Kiki Tzeggai

When we were young and I called you “best friend” you were also (to me) my dream future-sister-in-law. And when we were teen age girls in Asmara, we laughed, exchanged fashion ideas and damaged my brother’s bike trying to learn how to ride it. Those days at your house with your beloved Mom smiling at us with the twist music screaming and flying out of the windows; your sister Mehret listening to our writings….Read more





18/01/2018 17:46 PM

In Memory of Ararat Iyob

ንዝኽሪ ነፍስሔር ኣራራት ኢዮ







ካብተን ኣለዋና እንብለን፡

ኣብነታዊያን ደቀንስትዮና፡ ኤርትራውያን፡

በቲ ኣዝዩ መሃሪ ኣበርክቶኣ፡ እትልለ፡

ኣፍቃሪት-ሰብ፡ ኣቤት'ወ ምቕላለ፡

ምስ ሃልሃል ዝብል፡ ሃገራዊ ፍቕሪ፡

ምስ ደረት-ኣልቦ-ባህጊ፡ ናይ ህዝባ ሓርነት፡

ብርሃና ንዓና ሓዲጋ፡

እወ እቲ ዘይበርስ ሓድጋ፡

ተወቂሩ ዝተርፍ፡ ወትሩ ኣብ ልብና ፡

ዘልኣለማዊ ትምህርታዊ ኣሰር፡ ወፍያትልና፡

እምበኣር፡ ከም ሽምዓ መኺኻ!

በሊ ድሓን ዓሊ፡ ኣራራት ሓብተይ!

ብኣካል እንተገሽኪ፡ ወትሩ መንፈስኪ ኣብ ልበይ፡

ሰፈርኪ'ስ ፍሉጥ'ዩ፡ ኣብቲ ቦታ ልዋም፡

እወ ኣብቲ ገነት፡ ቅሳነት ናይ ዘልኣለም።

መንግስተ-ሰማያት የዋርስኪ፡ ኣራራት ኢዮብ።

------------

ካብ ሓውኺን መሳርሕትኺን

(ዮውሃንስ ጸጋይ - መርበብ ስኒትና.ኮም)





17/01/2018 2:18 AM

ተኣፋፊ ምዕባለታት ኣብ ዞባና፡

እንታይ'ከ ክግበር ኣለዎ?

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ሰላም ኩልኹም ኤርትራውያን ተኻታተልቲ ጽሑፋተይ!

ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2018 ንኹልኹም!

ሎሚ ሒዘልኩም ቀሪበ ዘሎኹ ኣርእስቲ፡ ኣብቲ ኣብ ዞባና (ቀይሕ ባሕሪን ቀርኒ ኣፍሪቃን) ዝኽሰት ዘሎ ህሉው ተኣፋፊ ኩነታት፡ ንሕና ከም ኤርትራውያን'ከ፡ ሃገርናን ህዝብናን ንምድሓን እንታይ ክንገብር ኢዩ ዝግባኣና ኣብ ዝብልን ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን። ሰናይ ንባብ፡-

ኣብ ዞባና (ቀይሕ-ባሕሪ ከምኡውን ቀርኒ ኣፍሪቃ) ብዙሕ ኣሻቓሊ ኩነታት ይምዕብል ከምዘሎ ድሮ ኣስተባሂልኩምሉ ትኾኑ ኢኹም። Read more








16/01/2018 12:15 PM

ዕላል ምስ ምስ ህቡብ ስነጥበባዊ ሓርበኛ፡

ኣብራር ዑስማን! (P-2)

New Year with Artist Abrar Osman

[Weini Sulieman Show]

ገዲም ሓርበኛን ስነጥበባዊን ኣብራር ዑስማን፡ ባህጊ ሰላምን ራህዋን ህዝቢ ኤርትራ፡ ብቅኒቱን ድርሰቱን፡ በቲ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ድምጹ፡ ከይተሓለለ ዝሰርሕ ዘሎ፡ ብትሕትናኡ ዝልለ፡ ኣብነታዊ ስነጥበባዊ።

Weini Sulieman - New Year with Artist Abrar Osman (Final Part).

1ይ ክፋል (01-Jan-2018)

2ይ ክፋል (07-Jan-2018)






14/01/2018 23:58 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ናይ Sunday 14 January 2018 መደብ

Fund Raising for

Dr. Nerayo Teklemichael

To: All Eritreans, Friends and Colleagues of Dr. Nerayo

Subject: Fund Raising for Dr. Nerayo Teklemichael- urgent appeal to all Eritreans and friends of Eritrea.

 Dr. Nerayo Teklemichael was a member of the EPLF Medical Team that performed miraculous medical work in the mountains and deserts of Sahel during Eritrea’s struggle for Independence.

    Dear friends:

The once crucial member of the EPLF medical team, and frequent emissary to Europe and America in search of assistance for the miraculous work that he and his comrades were performing in Sahel, is now a victim of two deadly diseases. .. Read more ተወሳኺ ሓበሬታ






14/01/2018 22:53 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ናይ Sunday 14 January 2018 መደብ

Sunday 2:00 pm Halifakx time

Interview with Embe Nkya

ዕላል ምስ ሓው እምቢ ንቅያ 2ይ ክፋል ይቕጽል

ON HIV Aids ብዛዕባ ሕ/አይድስ

ሰንበት 10-Dec-2017, ሓው እምቢ ንቅያ፡ ኣብ ድምጺ ኤርትራ ቀሪቡ፡ ተመኩሮኡ ብዛዕባ ሕማም አይድስ፡ ሕክምናዊ ኣገባብን ሳዕቤናቱን፡ ከከፍለና ኢዩ። ንሱ፡ ንነዊሕ ዓመታት ነቲ ሕማም ተሰኪሙ ክኸይድ ዝጸንሐ ሓው ኢዩ።  

On Sunday December 10, 2017, haw Embe Nkya is speaking with voice of Eritrea, sharing his experience on the consequences of HIV medical treatment. Haw Embe Nkya an Eritrean has been an HIV carier for a long years. Tune in via Ckdu and snitna.com.

መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-2487

 1ይ ክፋል (10-Dec-2017)

 2ይ ክፋል (14-Jan-2018)፡ ብተክኒካዊ ምኽንያት ብካልእ መአብ ተተኪኡ ኣሎ። ኣብዚ ጠውቑ

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ






13/01/2018 20:54 PM

ስትራተጂካዊ ዳግመ-ኣሰላልፋ ዓለማዊ ሓይልታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡

ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ሳዕቤናት።

by Dr G. Gebremariam ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም ዕለት Saturday, 13 January 2018 ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡- ስትራተጂካዊ ዳግመ-ኣሰላልፋ ዓለማዊ ሓይልታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ሳዕቤናትን፡ ዝብል'ዩ። Saturday, 13 January 2018’s Seminar by Dr Gebre Gebremariam focuses on: Strategic Realignment of Global Forces in the Horn of Africa and its Consequences to the Struggle for Democratic Transition in Eritrea.

ናብ ፓልቶክ ሩም በዚ እተዉ (Go to Paltalk Room)

 1ይ ክፋል (13-Jan-2018)፡  2ይ ክፋል (13-Jan-2018)

 3ይ ክፋል (13-Jan-2018)፡  

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-






13/01/2018 20:54 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE BROADCASTING

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 13 January 2018

ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡

(1) ህሉው ፖለቲኮ-ቁጠባዊ ኩነታት ሃገርናን ምሕደራኡን፡ ሳዕቤናቱ ኣብ መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራን፡ (2) ኣብ ከባቢና ዝኽሰቱ ዘለዉ ምዕባለታትን ጽልዋኦምን።

(1) Current political and Economic situation, its administration under current Ruling party and its impact on Eritrean society; (2) Current Geopolitical developments in our region and its implications.

 1ይ ክፋል (13-Jan-2018)፡  2ይ ክፋል (13-Jan-2018)

ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ





08/01/2018 19:23 PM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት፡

ብ’ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡

[Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ሰኑይ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኾይኑ፡ ብመንጽር’ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ፡ እናዛመደ ገምጋሙን ጻውዒቱን የቕርብ።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-






04/01/2018 20:59 PM

New Year Resolution:

Step up the struggle for democratic change.

By Petros Tesfagiorgis

Never ever give up on your dreams:  Never stop fighting for what you believe in.  Let the Justice Seekers make these values as their “New year resolution” and step up the struggle for justice and democratic change in Eritrea.

  The situation in Eritrea is going from bad to worse. The regime has taken steps to.

.. Read more












Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print