Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Understanding the Eritrean Constitution
Registration and Election Commission for the Formation of One Eritrean National Force
ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Everyday Low Prices
Web-
EHPN -
EHPN -
Eritrean Sovereignty Network (ESNhub)
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Registration and Election Commission ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ
Semere Solomon -
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Radio channels ራድዮ
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) YouTube
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eri-
Eritrean Dialogue Forum ክፉት መኣዲ ዘተ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Peace & Reconciliation ሰላምን ዕርቅን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Snitna Network Seminars ሰሚናራት ስኒትና
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Books መጻሕፍቲ፡ كتب
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
GeezSoft ግእዝ ሶፍት(መጽሓፊ፡ መዜሚ፡ መምሃሪ፡ ሶፍትዌር)
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bana Mental Health ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Training ስልጠና
Joseph Leadership Academy Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Facebook
FNAN (FNAN Eritrean Youth and Family Outreach) Website
Mela Ateababya Slmat ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራ
EWANA -
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
ESMNS ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር
Teshamo Eritrean For Democracy & Justice
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites
24/09/2014 02:10 AM
ኣብ ልበይ ክረግእ ዝምነዮ ዕላል ዝኽሪ!!
24/09/2014 02:10 AM
ኣብ ልበይ ክረግእ ዝምነዮ ዕላል ዝኽሪ!!
ካልኣይ ክፋል
ዝኸበርኩም አሕዋት ኣሓት ተኸታተልቲ ደሃይ ኣርካናት፡ እቶም ኣብ ትሕቲ ጎዳጉድን ሸላታትን ዓመታት ዘሕለፉ ጀጋኑ እሱራትና ብዛዕባ እተን ሰንደቕ ሓበን ኣዴታት ኤርትራ ተገዲሶም እዮም ሓቲቶሙኒ። ማዕሪኡ ከኣ ፍሉይ መልእኽትን ሓለፋ ዘለዎ ናፍቖቶምን ከብጽሓሎም ሓቲቶሙኒ።
እቶም ብጾት፡-
" ኣዴታትና ኣዴታት ሰውራ፡ ኣዴታትና ኣዴታት ፍቕርን ክብርንከ ከመይ ኣለዋ። ተራን ኣበርክቶን ኣዴታት ኤርትራ ኣብ እዋን ቃልስን ድሕሪኡን ኣብ ዝኽርና መዘና የብሉን። እተን ትንፋሰን ዓሚኸን ካብን ናብን ደጀንን ሕምብርቲ ጸላኢን ኣብ ቁነአን ኮነ ቅናተን ተበላሒተን ኣዚዩ ኣገዳሲ ምስጢራዊ መልእኽትን ሰነድን ዘመላልሳልና ዝነበራ፡ ምሉእ ለይቲ አዒንተን ሰለም ከየበላ፡ ጥሒነን ሰንኪተን ዝዓንገላና፡ ቁስልና ሓኪመን ክዳውንትና ሓጺበን ሞራል ኣስኒቐን ዘቃለሳና ኣዴታትና ከመይ ኣለዋ። መንብሮአን ከመይ ኣሎ፧" ክብሉ ተገዲሶም ሓቲቶሙኒ።
ዋላኳ እቲ ኣብ ቃልዕን ኣብ ናጻ ቤት ፍርድን ብሓቅታት ክገጥመና ዘይከኣለ መላኺ ንሰላማዊ ሕቶና ብሓይሊ ዓፊኑ ብምቕያድ ጸለሎ ቀቢኡ ከሰይጥነና እንተፈተነ ኣዴታትና ውሑዳት ዝደናገራ ገዲፍካ ሓቅን ሓሶትን ምፍላይ ኣየጸግመንን እዩ። በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን ስለዝኾነ መላኺና ብጣቓ ሓሶታቱ ክኽወል ስለዘይከኣለ ምስ ግዜ ተቐሊዑን ተቓሊዑን እዩ። " ኣዴታትና እውን ስለምንታይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ዘይስማዕ!" ከምዝብላ ንርዳእ ኢና። እቲ መምስ ዘቕርበአንን ኣብ በቤተንን ዝብለኦ ፍትሓዊ ዘረባ ሓይሊ ኮይኑ ንግዳም ክወጽእ'ሞ ንስርዓተ ምልኪ ዓቕሉ ከጻጽብበሉ ዝያዳ ክደፍኣሉ ንጽውዕ።
ኣዴታትና፡ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ወትሩ ምስ ውጹዕን ሓቀኛን ከምዝውግና ኢና ንኣምን። ታሪኸን -
ኣደ ኤርትራ፡ ሰንደቕ ክብርን ሓበንን ምዃና ን30 ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ብጸላእትና ከይተረፈ ተመስኪሩለን እዩ። ኣብዚ ቐረባ ግዜ ግን፡ ኣዴታት ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ላምፔዱዛ፡ ክስዕስዓ ቐንየን ምስ ሰማዕናስ ደንጽዩና ክንኣምን ኣይከኣልናን።
እዘን ሓበን ሃገር ኣዴታት ኤርትራ፡ ኣብዚ ነውሪ እዚ ውዒለን ክንሰምዕ ልዕሊ መርድእ ሞት እዩ። እዛ ኣብ ዓለሙ ብርህራሀን ልውሃትን እትልለ ኣደ፡ እትረፍ ኣብ ልዕሊ ሬሳ ደቃ ኣብ ልዕሊ ሬሳ ጸላእቲ እኳ ጓይላ ዘይወርደላ ለዋህ ኣደ፡ እሞ ኸኣ እታ እንሕበነላ ኣዴና -
ክቡራት ኣዴታትን ኣሓትን ጸገምን መንግስትን ሓላፊ እዩ። ዘይሓልፍን ዘይበርስን እቲ ብቃልስኽን ዘረጋገጽክነኦ ብጽንዓትን ዘመስከርክነኦ ጀግነንት እዩ እሞ ሓደራ ነቲ ክብሪ እቲ ኣይተራኽሰኦ። እዚ ስርዓት እዚ ብኹሉ ምሉ ከየዕንወና ባህላዊ ክብርታትክን ዓቅባ።" በልልና ክብሉ ተላብዮሙኒ ምሒር እናስተንተኑ። ስለዚ ሓደራ ኣዴታት እዚ መልእኽቲ እዚ መልእኽቲ ደቅኽን፡ መልእኽቲ ሰብኡትክን፡ መልእኽቲ አሕዋትክን እዩ'ሞ ተገዲስክን ስምዐኦን ተግብረኦን።
እቶም ብጾት ንካህናትን መሻይኽን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ኣገልገልትን እውን መልእኽቲ ኣለዎም። " መራሕቲ ሃይማኖትና'ኸ ከመይ ኣለዉ -
" መራሕቲ ሃይማኖትና ኣቕሽሽትን መሻይኽን ጓሶት መንፈስን እምነትን እኹም እሞ፡ ሓደራ ንህዝብኹም ብመንፈስን እምነትን ጓስዩዎ። ኣብ ጽንኩር እዋን ጸግዕን ተስፋን እትኾኑ ንስኻትኩም መራሕቲ ሃይማኖት ኢኹም እሞ በቲ ፈጣሪ ዝሃበኩም ልቦናን በቲ ሃይማኖት ዘሰክመኩም ሕልናን ነውሪ ክትርእዩን ክትዕዘቡ እንከለኹም ዓገብ በሉ ሓደራ። ኣብ ቅዳሰኹም ኣብ ዶዓኹም፡ "ምእንቲ እሱራትና እናበልኩም!" ብጸሎት ከምእትዝክሩና ንፈልጥ ኢና። ፈጣሪ ጸሎትኩምን ምህለላኹምን ይስማዕ። ኩላትኩም ካህናትን መሻይኽን፡ ህዝብኹም ኣጋጢሙዎ ዘሎ ኣደራዕን መከራን ብቐረባ ስለእትፈልጡዎ ንባዕላትኩም እውን ግዳይ እቲ ምልኪ ዘስዓቦ ሕሰም ኬንኩም ብምህላውኩም ኪኖ ህዝቢ ምጽንናዕ ኣንጻር ዓመጽን ግህሰትን ህዝቢ ከተተሓባብሩ ሓላፍነት ከምዘለኩም ክትዝክሩ ይግባእ።
" ብዘይ ፍትሒ ንእተሸርቡ ደቅኹምን አሕዋትኩምን ኣሓትኩምን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ፈቐድኡ በረኻታት ሃገር ኣብ ሸላታት ተቐይዶም ንዘለዉ ዜጋታትኩም ፍትሒ ክረኽቡ ሞጉትሎም። ድምጺ ኩኑዎም ድምጺ ኩኑና። ኣብዚ ቐረባ ግዜ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን " ሓውኻ ኣበይ ኣሎ -
ኣርካናት እሱራትና፡ ሕቶኦም ብምቕጻል መንእሰያትናኸ ከመይ ኣለዉ ኢሎም ምስሓተቱ፡ " ብዛዕባ መንእሰያትናስ ባዕለይ'ዶ ክዛረብ!" ብምባል ሃለዋት መንእሰያት ክነግሮም ከፍቅዱለይ ሓቲተዮምስ ስለዝፈቐዱለይ ከምዚ ክብል ርእይቶይ ኣቕሪበሎም።
"ሞተረ ሃገር መንእሰያትና ኣይጠዓሞምን ዘሎ። ሕድሪ ቀዳሞት ክትግብሩ ሓላፍነት ክስከሙ ዝግበኦም ንሳቶም እዮም ነይሮም፤ ግን ናይ ግዜ ገደብ ኣብዘይብሉ ግድድ ባርነት ተቖሪኖም ገላዩ ምልኪ ኮይኖም ኣለው።ተማሂሮም ኣብ ዝብጻሕ ከይበጽሑ ኩሉ መገድታት ተዓጽዩም፡ ተመርዕዮም ተደርዕዮም ወሊዶም ከይዝምዱ፡ ብደቆም ከይከብዱ ዕድል ኣይተዋህቦምን። መጻኢኦም ከይሰርዑ፡ ዝወለዱዎም ከየዕብዩ፡ ዘዕበዩዎም ከየምህሩ፡ ዕረፍቲ ብዘይህብ መንግስታዊ መደባት ማእቶት፡ ብዘይ ደሞዝን ዓስብን ኣብ መሳርዕ ዕስክርና ተጸሚዶም ኣለዉ። ጭንቀት ብዘስዓቦ ምኽንያት ከኣ ኣደዳ ስኽራንን ንሱ ብዘስዕቦ ስሕታን ግዳይ ሕማማት መውስቦን ፌጋቶን ኮይኖም ይሳቐዩ ኣለዉ።
ብምሒር ሕሰምን ምረትን ምስ ሓለፍቶም ተጋጭዮም ኣብ ዘይውዱቕ ዝወደቑን፡ ኮብሊልኩም ሓኪልኩም ተባሂሎም ኣብ ፈቐድኡ ሰናጭሮን ጎዳጉድን ተቐይዶም ዘለዉ መንእሰያት ውሑዳት ኣይኮኑን። እቶም ሃገሮም መሪራቶም እግሮም ብዝመርሖም ዝነፈጹ ከኣ ካብ ዶባት ሃገሮም ጀሚርካ ኣብ ዘዝኸድዎ ብቐስቲ ምልክን ስደትን ይሃደኑ ኣለዉ። ኣብ ሰሃራን ባሕርን ሲናይን ዘጋጥሞ ዘሎ ህልቅትን ጥፍኣትን መንእሰያትና ቀለም ባሕርን ብራና ሰማይን ዘይኣኽሎ ኣዘንቲኻ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብሓፈሽኡ መንእሰያትና ኣይጠዓሞምን ዘሎ። ኩሎም እቶም ስልጣን ሒዞም ዘለዉ ብጾትናን መዘናታትኩም ከኣ ብቐንዲ እቲ ካብ ንቡር መስመር ወጺኡ ብምልኪ ዝመርሕን ዘመሓድርን ዘሎ ሰብኣይ በምዑት ደቆም ይጻወቱ ከምዘለዉ ኣይርድኦምን ዘሎ። ይኹን እምበር፡ እቶም ንርሁው መጻኢኦም ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ክወዳደቡ ዕድል ዘይረኸቡ መንእሰያትና፡ ኣብ ግዳም ኣብ ስደት ምስ ወጽኡ ንኹሉ እቲ ዘጋጥሞም ናይ ስደት ብደሆታት መኪቶም ክጠራነፉን ክወዳደቡን ጀሚሮም ኣለው።" ምስበልኩዎም፡ ክቕጽል እናሓሰብኩ፡ ኣትዮሞ ካብ ዝጸንሑ ዓሚቝ ሓሳባት ተበራቢሮም፡ ዘረባይ ንኽቕጽል ብተስፋ ጠሚቲሙኒ።
" ይኹን እምበር.." ኢለ ገምጋመይን ዘሎኒ ሓበሬታን ከካፍሎም ዘረባይ ክቕጽል እናሓሰብኩ፡ ናይ ልበይ ግዲ ተረዲኦም ኮይኖም፡ " ክሳብ ሕጂ እዛ ብስራት እዚኣ እትነግርና እዛ ሃገር እንታይ ክትከውን እያ ዝብል ሻቖሎት ነይሩና እዩ። ይኹን እምበር ሃገርን ህዝብና ይደኽሙ እምበር ኣይጠፍኡን እዮም። ዋላ እውን ኣሎ ብዝበሃል መሳርሒ ህዝቢ ከተጽንት እንተፈተንካ ህዝቢ ኣይጸንትን እዩ። ስለዝኾነ ሃገርና ተስፋ ኣለዋ። ስለዚ ሓደራ ነዞም ካብ መሬቶም ርሒቖም ዝወዳደቡ ዘለዉ መንእሰያትና፡ እቲ ንሕና ኣብ እዋን ቃልሲ ዝፈጸምናዮ፡ ደድሕሬና እናሰዓበ ዘሳቕየና ዘሎ ጌጋታት ከይፍጽሙ ሓደራ በልልና። ዕድመ፡ ንጽቡቕ ኮነ ንሕማቕ ናይ ገዛእ ርእሱ ድፍኢት ስለዝህልዎ ምኽርን ምዕዶን ዓበይቲ አሕዋቶም ተቐቢሎም ሃድሕዶም ክከባበሩን ተሓባቢሮም ክሰርሑን ሕድርኹም ሕድሪ ጎረሮኹም ኢሎምኹም በልልና። ኢሎምኒ ኣለዉ እሞ መልእኽቶም ተቐበሉ።
መልእኽቶም ናብ ነፍሲ ወከፍ ቀጸላ ሕብረተሰብና ስለዝኾነ ነዊሕን ሰፊሕን እዩ። መቐጸልትኡ ኣብ ዝመጽእ ከስዕበልኩም እዩ።
ብጸይትኹም ጓል ደንደን!!
18 September 2014
Share:
