Placeholder Picture
Placeholder Picture

June 2024 - Archive << Back

Eritrean Afar National Congress (EANC) —
6TH CONFERENCE ON AUTONOMOUS DANKALIA.
June 28-29th in Ottawa, Canada.

ጌጋታትና ኣሪምና ሓቢርና ንቃለስ ንድሕነት ሃገርና።

ብ'በርሀ ደስታ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

ኣብ ‘ዚ ሓድሽ መድረኽ ቃልስና ኣብ ስደት ዝርከቡ መንእሰያትና ዘጋጥሞም ዘሎ ጭንቅን፡ መከራን፡ ሽግርን ጸበባን ብቀሊሉ ክርኤ ዘይግብኦ ኩነታት እዩ፡ እንተኾነ ግን ምስ‘ቲ ኩሉ ደራዓት፡ ብትብዓትን ንቕሓትን ስነ- ልቦናን ሓሪኖም ክሳዕ ህይወቶም ክኸፍሉ ተቐሪቦም፡ ብግብሪ ከኣ ዋጋ ዝኸፍሉ ዘሎዉ ተባዓትን፡ ቆራጻትን ጀጋኑ እዮም፡፡ በንጻሩ ከኣ እቲ ኣብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ጨካን ገበል ናይ መጨረሻ ውድቀቱ ምዃና ተረዲኡዎ እና ኣዕጎምጎመ ንኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብና፡ ብቀዳምነት፡ ኣብ ሕሱም ጥምዬትን ጭንቀትን፡ ራዕድን ኣእትዩ፡ ኣብ ወፍሪ ስለላን፡ ሕሱም ጭካኔን፡ ሓሶትን፡ ጥልመትን፡ ቅጥፈትን ኣብ ውሽጢ ስድራቤቱ ከይተረፈ የሳትፎም ኣሎ፡፡ Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU (Sunday 23 June 2024 show)

ዝርርብ ምስ፦ ኣቶ ነጋሲ ስዩም ኣብራሃ።
(A conversation with Mr. Negasi Seyoum Abrha.)

ኣቶ ነጋሲ ስዩም ኣብራሃ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ብሪ/ጀ ኣብራሃለይ ክፍለ ኮይኑ፡ ብዛዕባኡ ዘለዎ ምስክርነት ከካፍለና ኢዩ።
Mr. Negasi Seyoum Abrha is a close relative of B/G. Abrhaley Kifle. He is going to share his testimony about B/G. Abrhaley Kifle with us. Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 22 June 2024

ጂኦ-ፖሊቲካ ዓለም እንታይ ኢዩ? ንሃገርና ኤርትራ'ኸ፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነታት ኣቐሚጡዋ ይርከብ ኣሎ?
(What is the geopolitics of the world? What is it putting our country, Eritrea, in?)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

“ዪከኣሎ ኩሉ ዝከኣሎ ብዘይካ ብሽክለታ” —
“ኣንታ ባዓል ጂዛን ተኣለየለይ ንባዓል ሳሕል ክህባ ጓለይ”

ብዶር. ዮዉሃንስ ሃይለ

ኣነ’ውን ከምሻሙ ንፉዕ ሸቃጣይ ምኾንኩ ኔረ። ሓሳበይ ክሸዪጥ ይደሊ።ንሃገርን ህዝብን የርብሕ’ዩ ኢለ ዝኣመንኩሉ ሓሳብ ኣብ እዝኒ ብዙሓት ክበጽሓለይን፤ ኣብ ኣእምሮኦም ክስኳዕን ይደልዮ። ብዛዕባ ምሻጥ ዘረባ ካብ ተላዕለ ግን፤ ዓብደላ ትዝ ይብለኒ። መንእሰይ ዓብደላ፤ ወዲ ከባቢ ኣቑርደት ኮይኑ፤ ኣዚዩ በሊሕ፤ ፍሽኽታን ዋዛን ዘይፍለዮ ሃገራዊ ኣገልግሎት እዩ። ኣብ ምምሕዳር በጦሎኒ ከም ማሕዮ ኮይኑ የገልግል ነበረ። ከምዝፍለጥ፤ ንኣሽቱ መንእሰያት ማሕዮታት ብመዛኑኦም ዝነዓቑ ኮይኑ ስለዝስመዖም፤ ወይ’ውን ብመዛኑኦም ስለዝዝለፉ፤ ቁሩብ ጉብዝ ምስበሉ ኣብ ስራሕ ማሕዮ ኣይቆሙልካን’ዮም፤ ናብ ሓይልታት’ዮም ዝኸዱ። Read more

ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ብእምቤታ ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ኣብ ኣለሻ ግዝኣታዊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓርነትን ብጽንዓትን ሓቦን ኣላሽ ከይበለ ተጓዒዙ፡ ነቲ ብመግዛእቲ ጥልያን ዝፈለመ ፖለቲካዊ ካርታ ሃገርነት፡ ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ኣህጉራውን ዓለምለኻውን ውድባትን መጀመርያ ብሓይሊ ቀጺሉ ብሕጊ ብህዝበ ውሳኔ፡ ሕቶ መሬታዊ ልኡላውነቱ ዘሐደሰን ዝመለሰን ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ትጽቢቱ ወጻኢ፡ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናብ ዘቤታዊ መግዛእቲ ተሰጋግሩ፡ ኣብ ዳግማይ ፈታኒ ናይ ህልውና ቃልሲ ይርከብ ኣሎ። Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU (Sunday 16 June 2024 show)

ዝርርብ ምስ፦ ሓርበኛ ኢዮብ መንግስቱ።
(A conversation with veteran Eyob Mengistu.)

ኢዮብ መንግስቱ ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ ሓራ ንምውጻእ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሱ ጀጋኑ ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ እዩ። ኣብ ገድላዊ ስራሓቱ፡ ምስ ከም ገዲም ሓርበኛ ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ሓቢሩ ዝነጥፍ ዝነበረ ኢዩ። ተሞኩሮኡ ከዕልለና ኢዩ። Read more

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU (Sunday 09 June 2024 show)

ዝርርብ ምስ፦ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም።
(A conversation with veteran Kamal Ibrahim.)

ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ ሓራ ንምውጻእ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሱ ጀጋኑ ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ እዩ።
Veteran Kamal Ibrahim is one of the heroes of Eritrean Liberation Front (ELF) who fought for long years to liberate Eritrea from the hands of the enemy. Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 08 June 2024

እዚ ተበዲሉ ዝተነዓበ መንእሰይ ኤርትራ 'ብርጌድ ንሓመዱ'፡ ጉዕዞኡ ካበይ ናበይ? ምስ መንን ብከመይን'ከ?
(The youth of Eritrea who rose up because of the injustice done to him: The 'Brigade NHamedu' its journey, with whom and how?)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ by Democratic Front For Eritrean Unity.

ኣብ መስርሕ ህዝባዊ ሓርነታዊ ቃልስና፡ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ እምነታትን ውደባታትን ካብ ቅድሚ ምርግጋጽ ሃገራዊ ነጻነትና ዝነበረ መድረኽ ቃልሲ ጀሚሮም ዋላ እኳ«ሜዳ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ንላዕሊ ክጸውር ኣይክእልን እዩ» ዝብል ዘይወድዓውን ጸረ ደሞክራስን ዝኾነ ናይ ዕብለላ ፖለቲካዊ እምነት እንተነበረን፡ ነዚ ዘይቅኑዕን ኣብራስን እምነት‘ዚ ንምርግጋጽ ክበሃል ኣብ ልዕሊ ካልኣዊ ፖለቲካዊ ፍልልይ ዘለዎም ተቓለስቲ ውድባት ክሳብ ወታሃደራዊ ጎነጽ ምጥቃም ዝበጽሕ ተርእዮ/ውግእ ሕድሕድ/ እንተነበረ ነቲ ወድዓዊ ህልውና ናይ ውድባትን ዝተፈልየ እምነታትን ክልውጦ/ከጥፈኦ ኣይከኣለን፡፡ Read more

ኣባታዊ ምኽሪ ን ብርጌድ ን’ሓመዱ (BNH)

ብ ፕሮፌሰር ኣርኣያ ደበሳይ፡ 20 ግንቦት 2024

መእተዊ: ብ 2022 ኣብ ከለን ጀርመን ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ን መንእሰያትን ብዕድመ ዝደፍኡን ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምትብባዕ ሰዓብቱን ደገፍቱን ክኾኑ ዘእመነ፡ ንስርዓት ህግደፍ ከኣ ዘሰንበደን ምዕባለ እዩ። እቲ "ካብ ዲያስፖራ ናብ ኣስማራ" ዝብል ጭርሖ ናይ'ዚ ምንቅስቓስ፡ ንኹሎም እቶም ኣብ ኤርትራ ስርዓት ክቕየር ዝደልዩ ሓድሽ ተስፋን እስትንፋስን ሂብዎም'ዩ። እዚ ኣብ ሓያሎ ክፍልታት ዓለም ከም ባርዕ ዘስፋሕፍሐ ናይ መሰረታት ምንቅስቓስ (grassroots movement) Read more

Fatherly Advice to Brighed N’Hamedu (BNH)

by Prof. Araya Debessay, June 3. 2024

Introduction. The birth of Brighed N’Hamedu (BNH), in Cologne, Germany, in 2022, has greatly energized justice-seeking Eritrean youth, as well as the elderly Eritrean population in the Diaspora. It has been one of the recent encouraging developments. The BNH slogan from” Diaspora to Asmara” has given a renewed hope and breath of fresh air to all those who aspire to see regime change in Eritrea. This grassroots movement that has spread like wild fire in many parts of the world Read more

The despicable ethics of Afwerke’s system and the dirty sabotage..!
أخالقيات منظومة أفورقي الحقيرة و التخريب القذر..!

Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) - Information and Cultural office, Press Statement (06/1/2024)

As we extend our deepest regret and apology on behalf of the Eritrean National Council for Democratic Change, to those who participated with us in celebrating the 33rd National Independence Day from a distance via Zoom, we convey here to all brothers and friends of the Eritrean people the truth about the ethics of the Afwerke regime, its intelligence system and its despicable services, an that due to the extent of the despicable and dirty sabotage means that do not resemble the morals and values of the Eritrean people and their tolerance in terms of behaviour, refinement and politeness. Read more

Snitna Network Seminar (Saturday 01/06/2024)

The role of the media in the struggle for democratic change.
ተራ መራኻቢ ብዙሓን፡ ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ።
دور الإعلام في النضال للتغيير الديمقراطي

Presenter (ኣቕራቢ)፦ Mr Kuluberhan Abraham (ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብርሃም)
Moderator (ኣላዪ)፦ Dr Thomas Araya (ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU (Sunday 02 June 2024 show)

ዝርርብ ምስ፦ ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም።
(A conversation with veteran Dawit Asgedom.)

ዳዊት ኣስገዶም፡ መምህርን ናይ ባንክ ሰራሕተኛ ዝነበረን ኮይኑ፡ ብምትሕብባር ፈዳይን ተሓኤ (ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ዘምህረትን ካልኦትን)፡ ኣሽሓት ኣቕራሽ (ብር) ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ብምውጻእ፡ ናብ ሰውራ ኤርትራ (ተሓኤ) ዘረከበ ተጋዳላይ ኢዩ።
Veteran Dawit Asgedom was a teacher and former bank employee. Collaborating with E.L.F. Fedayin (Abrhaley Kifle, Zemhret and others), he withdrew thousands of birr from the Commercial Bank of Ethiopia and handed them over to the E.L.F. Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: