Placeholder Picture
Placeholder Picture

May 2024 - Archive << Back

ናይ ደምበ ተቓውሞና ጸገም፡ ኣብ ዝተሰማማዕካሎም ልፍንታዊ ዕላማታት፡ ሰጢምካ ክትቃለስ ዘይምብቃዕ እዩ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ኣብ መስርሕ ፖለቲካዊ ሂወት ናይ ዝተፈላለዩ ሕብረተ-ሰብ፡ ወድዓዊ ማሕበረ-ኤኮኖምያውን ፖለቲካውን ኩነታቶም ዝፈጥሮም ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ውድባት ክህልዉ ባህርያውን ውሁብን እዩ፡፡ እዞም ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ውድባት/ሰልፍታት ድማ ዝተፈላለየ ናይ እምነት/ዕላማ ፍልልይ ክህልዎም ትጽቢት ዝግበረሉ ወድዓዊ ሓቂ ስለዝኾነ፡ ኣንጻር ናይ ሓባር ጸላኢኦም/ጨቋኒኦም... Read more

ሓድነት ክረጋገጽ፡ ናይ እምነትን ተግባርን ውህደት ክህሉ የድሊ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ሓድነት ዝብል ቃል ንዝተፈላለዩ መዓላታት ክለዓል ዝኽእል ዝውቱር ኣምር እዩ፡፡ ኣብ ፖለቲካን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ኣተኲርና እንተርኢናዮ ድማ፡ ሓድነት ናይ እምነት/ዕላማ/ን ተግባርን ውህደት ዘድልዮ ምዃኑ ኢና እንርዳእ፡፡ እዚ ማለት ካኣ ፖለቲካዊ እምነት/ዕላማ ምውናን ሓደ ነገር ኮይኑ፡ እቲ ወሳኒ ግን ንዝሓዝካዮ ዕላማ ተኣማኒ ብምዃን ግብራዊ ንምግባሩ ቃልሲ ዝሓትት ጉዳይ ምዃኑ ምርዳእ‘ውን ኣገዳሲ እዩ፡፡ Read more

REBUTTAL to Eritrean President’s 2024 Independence Day Speech

By Habte Hagos

On 24th May 2024, President Isaias Afeworki gave an Independence Day speech in Asmara, the capital city of Eritrea. Unlike most of his speeches in the last 33 years, this speech was scripted and there was less waffle over the thirteen-minute. Of course, the President could not resist the temptation to put himself at par with the Russian President, Vladimir Putin or the Chinese President, Xi Jinping to lead “a new world order”. Thus, making himself the fourth leader of a “superpower country” along with President Joe Biden of the US. Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 25 May 2024

Sudan-Eritrea: Historical Relations
Current Eritrea-Ethiopia Situation

1. ብኣቶ ጀማል ኣቡበከር፦ ታሪኻዊ ዝምድና ሱዳንን ኤርትራን (Sudan-Eritrea: Historical Relations)
2. ብረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፦ ህልዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን (Current Eritrea-Ethiopia Situation)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ንመብዛሕቲኡ ህዝቢ ኤርትራ ኣነቓቒሑ ብምጥርናፍ፡ ኣሳቲፉ ዘዕውት ኣገባብ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ።

ብ'በርሀ ደስታ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ፡ ቃልሲ ኣዝዮም ዝተጨቆኑን ፡ ዝተጨፍጨፉን፡ ዝተኣስሩን፡ ዝሞቱን፡ ብዝያዳ ከኣ : ከም ዝተጨቆኑ ተረዲኦም፡ ንሓርነቶም ንኽቃለሱ፡ ዝተረድኦምን፡ ዝተወድኦምን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝርከቡ መንእሰያት ኤርትራ አዮም። ኣገባብ ኣሰላልፍኦም ከኣ ሕጂስ ይኣክል ኢሎም፡ በብከተምኡ፡ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ትሕቲ ሓንቲ መሪሕነት ብሓይሊ ዕማም (Task Force) ኣገባብ ተጠርኒፎም፡ብትብዓት ክቃለሱ ዝመረጹ ኣካል ደለይቲ ፍትሒ እዮም፡፡ እዚ ህዝባዊ ማዕበል‘ዚ ኣብ መጨረሻ ስልጣን ዘይጭብጥ፡ ዘይሻራዊ፡ ካብ ውዱባትን፡ ዘይውዱባትን፡ ኣካላት ዝተዋጽኤ ፡ ወለንተኛ ህዝቢ እዩ፡፡ Read more

Snitna Network Seminar (Saturday 18/05/2024)

ተረድኦ ኣብ ምሕንጻጽ ዶብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን።
Understanding the Eritrea-Ethiopia border demarcation.
فهم ترسيم الحدود بين إرتريا وإثيوبيا

Presenters (ኣቕረብቲ)፦ Dr Chefena Hailemariam and Mr Habtegiorgis Abraha (ዶ/ር ጨፈና ሃይለማርያም፡ ኣቶ ሃብተጊዮርጊስ ኣብርሃ)
Moderator (ኣላዪ)፦ Mr Goitom Mebrahtu (ኣቶ ጎይትኦም መብራህቱ)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ERISAT: The Power of One —
A conversation with veteran Semere Solomon

ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሰመረ ሰለሙን፡ ደራሲ ሓዳስ መጽሓፍ፦ "Eritrea’s Hard-Won Independence And Unmet Expectations"

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Selam Media Production —
ጉዕዞ ምስ ኤርትራዊ መዘክር፦ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሮሞዳን ሳልሕ።

A conversation with veteran Ramadan Saleh (21 January 2024).

ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) / Voice of Eritrea at CKDU (Sunday 05 May 2024 show)

ዝርርብ ምስ፦ ሓርበኛ ሕድራይ ፍስሃ፡ መቓልስቲ ብሪ/ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዝነበረ።
ኣብ ጉዳይ፦ ናይቲ ብሪ/ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዝገበሮ ተኻታታሊ ቃለመሕትት።

A conversation with veteran Hidray Fessaha, about the controversial and questionable issues of the series of interviews with Brig/Gen. Abrhaley Kifle.

እዋናዊ ጻውዒት፦
ንምቋም ንኣብ ዘይምኩል ፈደረላዊ ምሕደራ ዝተሰረተ፡
ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት።

ብዶር ነጋሲ ሓድጉ፡ ካብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ።

ዝከበርኩም ደቂ ሃገር ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ሃገርና ኤርትራ ዓድታታ ፈሪሰን ከተመታት ዓንየን ስድራቤታታ ተበታቲነን ልዕሊ 70% መንሰይ ወለዶ ህዝባ ኣብ ኣብ ስደት ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን ህላዉነትና ህዝብና ንምርግጋጽን፡ ቀጻልነት ሃገርና ንምዉሓስ እዞም ኣብ ስደት ዘሎና ኤርትራዉያን መሰል ዉልቀ ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ማይቤታት ዘዉሓሰ፣ ኣብ ዓድታት፡ ቀበሌ፡ ከተማ፡ ወረዳታት፡ ኣዉራጃታት እምነ መሰረት ዘለዎ ናይ ደገ ምንግስቲ መስሪትና ነዚ ሕጋዊ ምኳን ፈንፊኑ ዓመጽ ዝመረጸ ዘራፊ ስርዓት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) ንምእላይ ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ዝብል መርሆ እንቀላሰሉ መድረኽ ሰዓቱ ሕጂ ኢዩ። Read more

ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓረካ)፡ ፈተውቲ ብዝመስሉ ወገናት ጉዕዘኡ ከይቑጸ ክጥንቀቕ ይግባእ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ብደረጃ ውልቀ ሰብ ኮነ እኩባት ሰባት፡ ጸረ-ግፍዕን ገፋዕትን ደው ምባል፡ ወገን ግፉዓት ምዃን ኣወንታዊ እዩ። መግለጺ ሓርበኝነትን ዘይተንበርካኽነትን’ዩ። ክብርን ደገፍን ድማ ዝግበኦ እዩ። ኣብ ብዙሓት ነጻነታዊ ድዩ ሓርነታዊ ሕቶ ንምምላስ፡ ሰላማውን ዕጥቃውን ቃልሲ ዝተኻየደለን ሃገራት ከም ዝተራእየ ግን፡ ጸረ-ገፋዕቲ ዝካየድ ቃልሲ፡ ግብራዊ ተወፋይነትን ድልውነት ንመስዋእትን ንበይኑ እኹል ኣይኮነን። ዕሙቕ ዝበለ መጽናዕትን ቅድመ ምድላውን ኣጻፊፍካ ምብጋስ ይሓትት። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: