June 2023 - Archive << Back
Happy Eid Al Adha to all of us!
SNITNA ስኒትና NETWORK SEMINAR — (Saturday, 24 June 2023)
ኣድላይነት መሰረታዊ ርድኢት ኣብ ግዝኣተ-ሕግን ሕጋውነትን፡ ኣብ ምህናጽ ሃገር።
The importance of a basic understanding of the rule of law and legitimacy in nation building.
أهمية الفهم الأساسي لسيادة القانون والشرعية في بناء الدولة
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ትርጉም መዓልቲ ስዉኣትን፡ ኩነታት ስድራቤታት ኤርትራውያንን።
ዕላል ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማርያም።
On the significance of Veterans Day, and the situation of Eritrean families at home.
Interview with Dr Gebre Gebremariam.
SALAM MEDIA PRODUCTION
Interview with Veteran Abdela Hassen Ali
ዕላል ምስ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓሰን ዓሊ
Translation into Tigrinya: Mr Ghirmai Zemichael (ትርጉም ናብ ትግርኛ፦ ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል)
ERISAT ኤሪሳት — ዕላል ምስ ተ/ጋ ግርማይ ዘሚካኤል
Chat with Veteran Ghirmai Zemichael
إيريسات: تحدث مع المخضرم غيرماي زيميشائيل.
UN Human Rights Council (53rd Session)
Report of Special Rapporteur Mohamed Abdelsalam Babiker (20 Jun 2023)
Situation of human rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ጸብጻብ ፍሉይ ራፖርተር መሓመድ ዓብደልሰላም ባቢከር።
Eritrea Martyrs Day, 20 June 2023: Reflections and Press Releases
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ 20 ሰነ 2023 ዝኽርታትን መግለጺታትን
يوم شهداء إريتريا 20 يونيو 2023: تأملات وبيانات صحفية
SNITNA ስኒትና NETWORK SEMINAR — (Saturday, 17 June 2023)
Finding Solutions for Post-Isaias Afwerki
PFDJ Eritrea, and Uniting our Diaspora through Decentralized Federal Constitution Model (The Afar Model)
ድሕሪ ኢሳያስ ኣፍወርቂ/PFDJ ትህሉ ኤርትራ መፍትሒ ምንዳይ፡ ዲያስፖራና ብዘይተማእከለ ፌደራላዊ ቅዋም ሞዴል ምጥርናፍን (The Afar Model)
إيجاد حلول لما بعد أسياس أفورقي إريتريا ، وتوحيد القوة في المهجر من خلال نموذج الدستور الفيدرالي اللامركزي (نموذج عفر)
ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ፡ ሰነ 10, 2023
Global Yiakl Symposium Washington DC, June 10, 2023
Sinit Symposium 2023
ስኒት ሲምፖዚየም 2023
ندوة الاتفاق الإريتري 2023
"ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ"
"Coalition Building under the Principles of National Sovereignty based on Eritrean Nationhood (ኡማውነት)"
"بناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأمة الإريترية"
March 18-19, 2023, Dallas, TX, USA.
ስኒት፡ "ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቀንዲ ኣርእስቲ፡ ካብ 18-19 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ዳላስ ሕመኣ፡ ሲምፖዝዩም 2023፡ ኣካይዱ። Read more
ዜና፡ ምንቅስቃስ ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ ሃገር-ሲዊዝ (04 June 2023)
Presenters: Dr. Eng. Fitwi Kefle with Mr. Biniam Tewolde (ኣቕራቢ ዶክ. ኢንጂነር ፍትዊ ክፍለ ምስ ኣቶ ብንያም ተወልደ)
ኣብ ዕለት 04/06/2023 ኣብ ሃገር ሲዊዘርላንድ ከተማ ጅነቭ ካብ ሰዓት 13:30 ድሕሪ ቀትሪ ስጋብ ሰዓት 23:00 ምሸት ሰሚናር ብ-ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ዲያስፖራ ሃገረ ሲዊዘርላንድ ዝተዳለወ ተኻይዱ፡፡ እዚ ሰሚናር ፍትሓዊ ቃልስና ክዕወት፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቀንዲ ጸላኢ ዝኾነ ጉጅለ ህግደፍ ምሒኻ ክድርበ ሓቢርና ንቃለስ፡ ዝብል መንፈስ ዝሓዘ እዩ ተኻይዱ። እዚ ንኻልኣይ ግዜ ብ-ኣካል ተራኺብካ እትዛተየሉ ዓውደ ኢሂን-ሚሂን እትባሃለሉ፡ ድሕሪ ቀዳማይ ሰሚናር ኣብ ከተማ ኑሻተል ተራኺብካ ዝተኻየደ ዘተን ምርድዳእን ዝተገብረሉ፣ ሰነደ-ስርሓት ምግምጋምን ምምሕያሽን ዝኣመተ ዓውደ-ዘተ ክኸውን ከሎ ድሕሪ ምድምዳም ዘተ፡ ብሓባር ኮንካ እትዛናጋዓሉን ብቐረባ ተጋባእቲ ሕድሕድ ዝላለየሉ፣ ምሳሕን ድራርን ሃገራዊ መግቢ ዝስተማቕረሉን ኣጋባብ እዩ ተኸቲሉ፡፡ Read more
ተበግሶ ግዱሳት ኤርትራውያን
ኣኼባ ተበግሶ ስቶኮሆልም፡ 2013-08-31
(ሕሩይ ተድላ ባይሩ)
መእተዊ፦
ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “<መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ> እዩ። ነይዚ ኣኼባ መሪሕ ስነ-ሓሳብ <ተበግሶ> ስለ ዝዀነ መጸውዒኡ “<ኣኼባ ተበግሶ ስቶክሆልም> እዩ። መንበርን መኣከብን ቦታ ዝኣንገደና Initiative of Change ዝበሃል ማሕበር እዩ። እዚ ማሕበር ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ኣብ Oxford University፣ መስረትቱ ሊቃውንቲ ኣመሪካውያንን እንግሊዝን ነበሩ፣ ቀንዲ ዕላማ እዚ ምንቅስቓስ ነቲ ብውግእ ዝዓነወ ኤውሮጳ ኣብ ጎደና ሰላም ምዕብልናን ምምራሕ ነበረ። እቲ ቀዳማይ ስጒምቲ ንጀርመንን ፈረንሳን ኣብ ስኒት ምምራሕ ስለ ዝተዓወተ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ከምርሕ ከኣለ። Read more
Snitna Network Seminar (ቀዳም Saturday, 03 June 2023)
ቓልሲ ንለውጢ፡ ብድሆታቱን ኣፈታትሓኡን።
Struggle for change: its challenges and solutions.
النضال من أجل التغيير: تحدياته وحلوله.
Presenter: Mr. Andebrhan Abrha
Moderator: Mr. Dawit Gebremeskel
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።