Placeholder Picture
Placeholder Picture
ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ፡ ሰነ 10, 2023።

16/06/2023 15:57 PM

ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ፡ ሰነ 10, 2023።

Global Yiakl Symposium Washington DC, June 10, 2023.

ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ ሰነ 10, 2023 - Global Yiakl Symposium Washington DC June 10, 2023

ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ ሰነ 10, 2023
| Global Yiakl Symposium Washington DC June 10, 2023


VOA Tigrinya (13 June 2023):
ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ድሕሪ 4 ዓመታት፤ ንቕድሚት’ዶ ወይስ ኣብ ደውታ? ቀዳም 10 ሰነ 2023፡ ኣብ ኣዳራሽ ዩኒቨርስቲ ካቶሊክ-ዋሺንግተን ዲሲ ሻዱሻይቲ ከተማን ዛዛሚን ዑደት መሪሕነት ምንቅስቓስ ይኣክል ተኻዪዱ ነይሩ። ከም ሓበሬታ ኣዳለውቲ እቲ ርክብ፡ ኣብ 6 ግንቦት 2023 ዝጀመረ ህዝባዊ ዘተ እቶም ኣካየድቲ ኣካላት፡ ምስ ነበርቲን ኣባላት ምንቅስቓስን በበይኑ ከተማታት ኣመሪካ ርክብ ንምክያድን ርእይቶታት ህዝቢ ንምስማዕን’ዩ።


See also Global Yiakl related facts and links. ንህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ዝምልከቱ ሓቅታትን መወከሲታትን፡ ኣብዚ ታሕቲ ክትግንዘቡ/ባ ትኽእሉ፡-

• ኣረኣእያ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኤርትራን አንጸላሊዩ ዘሎ ምዕባለታት፡ አቶ/ ወሰንሰገድ ሓጎስ ኣቦ-መንበር ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡
رؤية حركة كفاية العالمية للإرتريين
في التطورات الراهنة في القرن الأفريقي وارتريا
الأستاذ/ وسن سجد حاقوس رئيس حركة كفاية العالمية للإرترين

• Q & A About Eritrean Global Yiakl Movement.

• ሕቶን መልስን ብዛዕባ ይኣክል - እንታይነት ምንቅስቓስ። መንነት ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን።

• Global Yiakl Website ወብሳይት ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን።

• Global Yiakl: Facebook Link

• Global Yiakl Youtube channel. ዩቱብ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡

ብዙሕነት`ዶ ህዝባውነት?
ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን። 16 feb. 2023።

ERISAT: ይኣክል ምስ ወከልቲ ትግራይ ዝምድና ንግበር እምበር፡ ጽምዶ ወይ ልፍንቲ ንግበር ኢሉ ኣይፈልጥን።
ኣቶ ሰገድ ሓጎስ፡ ኣቦ መንበር ዓለምለኸ ይኣክል።




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: