5ይ ዓመት / Fifth Year / السنة الخامسة)፦
ዝኽሪ ሰውራ ህዝቢ ኣኽሪያ፡ ኣስመራ
Remembering the Akria Peoples’ Resistance
تذكر مقاومة شعب أكريا
ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፍታት፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዲያስፖራ፡ ንደገፍ ናይቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያን ናዕቢን (ናይ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017)። Eritrean Diaspora Demo Reports, in Support of Eritreans protest inside Asmara, on 31 Oct 2017. Read more
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።