November 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


25/11/2023 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 25 Nov. 2023

02:00 PM Eastern Time (US and Canada)

ኤርትራ ድሕሪ ናጻ ምውጽኣ፡ ስለምንታይ ካሕሳ ካብ ኢትዮጵያን ዓለምን ዘይሓተተት?

Why didn't Eritrea demand compensation from Ethiopia and the world after independence?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



23/11/2023 23:55 PM

ራድዮ ሰእዮብ

እት 5ይ ሖሉ፡

(16 Nov 2018 - 16 Nov 2023)

መቃበለት ምስል ሰሕፊን ራድዮ ሰእዮብ፡

ሕው ዑመር ኣቢብ ዎ'ሕው ውሃብ ሚኪኤል፡

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


23/11/2023 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 04 Nov. 2023

02:00 PM Eastern Time (US and Canada)

ካብ ዘሎናዮ ግፍዒ: ሕሰምን ብርሰትን ክንወጽእ: እንታይ ክንገብር ይግብኣና?

What must we do to escape our oppression, misery, and destruction?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


23/11/2023 23:55 PM

Dehay Eritrea (ደሃይ ኤርትራ)፡

ዘተ ምስ ተንተንቲ ፖለቲካ፡-

ዶር መብራህቱ ኣተወብርሃንን ኣቶ ሰንጋል ወልደንሰኤን

ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪ ዝሃቦ መግለጺ እንታይ እዩ ዝእምት?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


23/11/2023 23:55 PM

Habesha Education:

ኢትዮጵያ ቁጠባዊ ዕብየት ዘይምህላዋ ብሰንኪ ዘይምህላው ወደብ ወይ ቀይሕ ባሕሪ ድ’ዩ ? ዶ/ር ገብረ - ገብረማርያም

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



23/11/2023 23:55 PM

Dehay Eritrea (ደሃይ ኤርትራ)፡

ዘተ ምስ ተንተንቲ ፖለቲካ፡-

ሓው ዓሊ ህንድን ዓብዱራሕማን ሰይድ ኣቡሃሺምን

ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ዋዕላ ስዑዲ ኣፍሪቃ ተራኺቦም’ዶ? እንታይከ ተበሃሂሎም?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


13/11/2023 23:32 PM

ሓተታ፦

መዓስ ኢዮም ኪመሃሩ?

ሓደገኛ አጀንዳ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ወደባታን

ብ’ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ 13 ጥቅምቲ 2023፡ ኣብ ልዕሊ ናጽነት፡ ልዑላውነትን ግዝኣታዊ ምሉእነትን ናይተን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ መዳውብቲ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዘተኰረ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ታህዲድ ብወግዒ ከም ዚኣወጀ ይዝከር። እዚ ድማ፡ ሕቶ መጻኢ ሰላምን ኲናትን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ዘይኰነ፡ እንተላይ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስለ ዚትንክፍ፡ ግቡእ መልሲ ዘድልዮ ኣገዳሲ እዋናዊ ጕዳይ ኢዩ። Read more:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


13/11/2023 23:32 PM

Commentary:

When Will They Ever Learn?

Amb. Andebrhan Welde Giorgis on Abiy Ahmed’s claim on Eritrea

and its ports

Ethiopia’s prime minister, Abiy Ahmed, has issued a dire threat to violate the independence, sovereignty and territorial integrity of Ethiopia’s proximate Red Sea maritime states, singling Eritrea as the main target. The claim to acquire ownership of a port, a corridor and a naval base on the Red Sea by forcible means is tantamount to a declaration of war on Eritrea, Djibouti and Somalia. His puerile declaration and spurious rationale contravene the UN Charter, the AU Constitutive Act, the 1982 UN Convention on the Law of the Sea, and the 2018 Joint Declaration of Peace and Friendship between Eritrea and Ethiopia. His threat to resort to the ‘law of the jungle’ in defiance of international law Read more:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


13/11/2023 23:32 PM

Milestones

in the History of Islam

in Eritrea

ISMAEL IBRAHIM MUKHTAR

When I first embarked on my research on the histories of Islam and Muslims in Eritrea in the mid to late 1990s there were only a handful of publications on the subject. The few available English and other European language works were outdated, both in terms of the information that they provided and their general approach to the topic. Read more:



02/11/2023 21:03 PM

ትንቢተ ኢሰይያስ፤

ብልሳነ ኣቢ!

ብ'ዶ/ር ዮውሃንስ ሃይለ

ሰላም ደቂ ሃገረይ፤

መቸም “ዘግፍሓልና’ምበር ዘጽብበልናስ” ኣይረኸብናን። ቃልሲ ደምበ ፍትሒ ተስፋ ኣብ ዝህበሉ ዘሎ ህሞት፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ከኣ ሓዱሽ ኣጀንዳ ዋንነት ባሕሪ ሒዙ መጽዩ’ና። እንተኾነ ግን፤ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ “ደገፍቲ ህግደፍን” ሓናኻት ህግደፍን ኣብ ልዕሊ ቋንቋ ትግርኛ ወይከኣ ኣብ ልዕሊ መራሒኦም ኣድልዎ ዝገብሩ ዘለዉ ይመስሉ። መራሒ ህግደፍ ብትግርኛ ጌሩ “ደጊም ሓደ ህዝቢ ኢና፤ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክልተ ህዝቢ እዩ ኢሉ ዝሓስብ ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ እዩ”፤ “ክሳብ ፈደሬሽንን ምሉእ ምውህሃድን ክንከይድ ኢና” ፤ “ኣቢ፤ ባጽዕ እንተደለየ፤ ዓሰብ እንተደለየ፤ኦምሓጀር እንተደለየ፤ኣብ ዝደለዮ ከምድላዩ ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ክንቀሳቀስ ይኽእል’ዩ። Read more:





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe