November 2022 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


22/11/2022 23:55 PM

Building Democracy in Eritrea: Physical and Virtual Conference

ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

Eritrea Focus, 22 – 24 November 2022

London, United Kingdom.



17/11/2022 15:28 PM

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን

Global Yiakl Eritrean Movement

حركة الإري رتية العالمية الكافي ة

ERISAT፡ ቃለምልልስ ምስ፡- መሪሕነት ይኣክል፡ ኣቶ ሰገድ ሓጎስ ከምኡ'ውን ኣቶ ገዛኢ ሓጎስ።

 ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኤርትራን ከባቢናን፡ ከምኡ'ውን ምዕባለታትን መደባትን ይኣክል።

Part-1  Part-2   Part-3

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


17/11/2022 15:28 PM

The Society of Eritrean Think Tank (SETT): Our Principles.

The Society of Eritrean Think Tank (SETT) is happy to announce the birth of its website. SETT shall encourage research in the fields of Eritrean society, community, state, and national formation, as a basis for building a democratic, prosperous, and peaceful Eritrea. The Society shall seek to cooperate with similarly oriented institutions in the Horn of Africa, with the aim of studying the conditions for cooperation between the states of this strategic region. Read more


17/11/2022 15:28 PM Updated

Symposium 2022:

Understanding the Eritrean Constitution.

ሲምፖዝዩም 2022:

ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ።

ዕለት 23 ግንቦት 2022፡ መበል 25 ዓመት (ኢዮቤልዩ) ቅዋም ኤርትራ 1997 ኢዩ። 23 ብንቦት 1997 - 23 ግንቦት 2022 ማለት`ዩ። ሎሚ ሰንበት፡ ዕለት 22 ግንቦት 2022፡ ኣብ መበል 25 ዓመት ቅዋም ኤርትራ 1997፡ ብማንዛዊ ዝተኻየደን ብቀጥታ ብመንገዲ ኤሪሳት ናብ ኤርትራን ዓለምን እተፈነወ፡ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ። ቴማ ናይዚ ሲምፖዝዩም`ዚ፡ "Understanding the Eritrean constitution - Symposium 2022. ሲምፖዝዩም 2022 - ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም፡ ሓያሎ ተሳተፍቲ (ኣባላት ኮሚሽን ቅዋም፡ ገዳይም ተቓለስቲ፡ ሰብ ሞያ ሕጊ፡ መንእሰያትን ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ማሕበራትን ናይ ሜድያ ትካላትን) ነይሮም። ሲምፖዝዩም፡ ብኣቦ-መንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ፡ ፕሮፈሶር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ናይ መኽፈቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምቕራብ፡ ቀጺሉ ካብ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ኮሚሽን ቅዋም ኣቶ ጳውሎስ ተስፋጊዮርጊስ መግለጺ ስዒቡ። Read more


17/11/2022 15:28 PM

The effect of Regional conflicts and Ethiopian peace agreement on Eritrea, and The Tasks awaiting the Eritrean Opposition.

ዞባዊ ዘይምቅዳዋትን፡ ውዕል ሰላም ኢትዮጵያን ሳዕቤናቱ ንኤርትራን፡ ናይ ለውጢ ሓይልታት ኤርትራ ዝጽበዮም ዕማማትን

تأثير النزاعات الإقليمية واتفاقية السلام الإثيوبية على إريتريا ،

والمهام التي تنتظر المعارضة الإريترية.

Moderator: Mr Dawit Gebremeskel

Panellist: (1) Mr Idris Humed (2) Mr Andebrhan Abrha (3) Dr Yohannes Haile

Saturday, 19 Nov 2022.

Join Zoom Meeting (here) Live: FaceBook.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


10/11/2022 23:56 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

Saturday, 05 November 2022

"ህንደሳ ውግእ ኢትዮጵያ ከመይ ተዛዚሙ? ኤርትራ'ኸ ናበይ?

How did the engineering of the Ethiopian war end? Where is Eritrea going?


07/11/2022 22:51 PM

ዮሃና፡ ነቲ ኣብ ሞንጎ ተቓናቐንቲ ኣካላት ኢትዮጵያ፡ ዝተበጽሐ ኣፈናዊ ናይ ሰላም ስምምዕ!

Congratulations on the Ethiopian Conflicting Parties' Preliminary Peace Agreement.

ምስቲ ጠንቂ ናይቲ ግጭትን፡ ከይዲ ንስምምዕ ሰላምን ዝተኣሳሰሩ ምዕባለታትን ትንታነታትን።

Highlights and reflections on the developments relating to the conflict and the peace agreement.

ዝኸበርካ ህዝቢ ኢትዮጵያ! ብፍላይ ከኣ እቲ ኣደዳ ሓዊን ህልቂትን ኮይኑ ዝጸንሐ ህዝብታት ትግራይን ካልእ ከባቢታትን፡ ካብቲ ንክልተ ዓመት መመላእታ (03 Nov 2020 ክሳብ 03 Nov 2022)፡ ክወርደኩም ዝጸንሐ ህልቂት ሰብን ብርሰት ንብረትን፡ እንቋዕ እዚ ናብ ሰላም ዘምርሕ መድርኽ ተኸፍተልኩም! Read more


02/11/2022 00:10 AM

ምልክ ኤሪትሪዂ ዕምጭድ ሓርጠክ እንሸወዉ

ክሱሰንኻ አቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ መ/ ሻ/ሚካኤል ሰገነይቲሩዂ ቋላዂድ ቆል ሆደሩዂ።

ይና በለዲ ሊኽ ኤመታት ኒር ክርሚል ወኽደም ዕምጩዂ ገሞላ ኒልድ ረሄይቶ ሰልፍኻ በሎቲከድ ከብተዉ ሰኽረጝን ኤመታትስኻ ስላሕድ ለመለም ይንዂን። 1991 ጀበረቲት(ናጽነት) ኤርኖ ይና ባንዴረት ተከልነሳና፣ ‘’ተመስገን ናንና ዪ ኳራ ፍቲ፣ ይና ቑር መርሓናዂ መሪ ኤርኑዂን ዩኖ ጃርሲ ሓመዱንዂ’’። ገሪዉ ይና ሻን ደኣም እና እክባ ሻዕብዩዂድ ገንጃ እላ ዩኑና ‘’በዳን ፋሉ’’ ይኑሎም ሰጝነኩን። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe