June 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





29/06/2021 23:55 PM

ህንጸት-ሰላም፡ ኣብ ድሕሪ ምህዳእ ግጭት ዝስዕብ ኩነታት።

Peace-building in a Post-conflict setting.

بناء السلام في أوضاع ما بعد الصراع

Presenter: Dr. Salah Jimi; Moderator: Mr. Goitom Mebrahtu; Discussants (ተዛተይቲ): Ms. Abeba Abraha and Dr. Amanuel Mehreteab.

 Part-1/2 (26 June 2021):   Part-1/2 (26 June 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




27/06/2021 23:55 PM

Reportage - ጸብጻብ - تقرير

GLOBAL YIAKL MOVEMENT SYMPOSIUM

“Action for Unity & Liberty”

June 26 - 27, 2021

ሲምፖዚየም ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡

“ሓድነትናን ሓርነትናን ብስራሕ ነውሕስ”

ندوة

المنظم: حركة كفاية العالمية

التاريخ: ٢٦-٢٧ يونيو ٢٠٢١

المكان: زووم

عنوان الندوة: العمل من أجل الوحدة والحرية





22/06/2021 23:55 PM

ህዝቢ ዝማእከሉ ድልዱል ሃገራዊ ጥርናፈ፡ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፡

ህዝቢ ቆጽሊ ዘውደቐደሉ ብቑዕ ሃገራዊ መሪሕነትን።

A National Union for the Salvation and Preservation of Eritrean Sovereignty with elected servant leadership.

Mr. Asihel Betsuamlak ኣቶ ኣስሄል ብጹዕኣምላክ፡

At Eritrea Symposium Washington DC

22 May 2021.




20/06/2021 16:22 PM Updated

Eritrea Martyrs day, 20 June 2021:

Reflections and Press Releases.

ዝኽርታትን መግለጺታትን፡ ብኣጋጣሚ

መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ 20 ሰነ 2021

يوم شهداء إريتريا 20 يونيو 2021:

تأملات وبيانات صحفية.

Events highlighting the Eritrea Martyrs day,

20 June 2021.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




17/06/2021 15:22 PM

I Miss My Comrades – Especially at These Times

by PAULOS TESFAGIORGIS on JUNE 16, 2021

[ sites.tufts.edu ]

May 24, Eritrean Independence Day, and June 20 Martyrs Day

It was around 2 p.m., June 5, 1998, when I was rudely awakened to the impending war between Eritrea and Ethiopia. I was on my way to pick up my son from school. En route, a fighter jet whizzed overhead and, in seconds, dropped a bomb at Asmara airport. I rushed, picked up my son and went straight to the airport! Thank God, there was no major damage. But, it sank on me that what I was hearing from senior officials of the People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ) that we were merely kicking the “Weyane’s ass” to make them behave was not the true story. Many things were to change from that time on, and not for the better. Read more

See also ካልእ ጽሑፋት`ውን ርአ፦




17/06/2021 15:22 PM

Martyrs Day Event in London UK.

መደብ መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ፡

ኣብ ሎንዶን ዓ/ብሪጣንያ

 20 June 2021 Time 2:30 PM.

Address:

Athlone Gardens, Lionel House, 370 Portobello, Road, London W10 5RP

Sunday 20 June 2021;  Time 2:30 PM




16/06/2021 14:38 PM

ዕድመ ንዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት

ዝኸበርኩም ኣባላት ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን!!

ንሰንበት ዕለት 20 ሰነ 2021 ሰዓት 14፡00

ኣቀዲምና ሰላምታ ነቕርብ። ብምቅጻል ኣብ ሂወትኩም ጥዕና: ኣብ ተሰላስልዎ ስረሓት ከኣ ኣሳልጦ ንምነየልኩም።

እምበኣረከስ ከምቲ ዓመት መጸ መዓልቲ ሰማእታትና ሓቢርና እነኽብሮ፡ ሎሚ ውን ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ንሰንበት ዕለት 20 ሰነ 2021 ሰማእታትና ንምዝካር መደብ ብምድላው ንክትሳተፉ ዕድመ ተቕርበልኩም። እንገብረሉ ቦታ ኣብ ገረብ ስውእ ዝተኸልናሉ Köln Friedenspark

እዩ። ብሰንኪ እዚ ኣጊጢሙ ዘሎ ሕማም ኮሮና ሎሚ ውን ከም ዝሓለፈ ዓመት ዝክረ ሰማእታት ብምግባር ጥራይ ኢና ክንዛዝሞ። ነቲ መዓልቲ ዘንጸባርቅ ዝተፈላለዘየ ስነጽሑፋዊ ስረሓት መደረታትን ከተቅርቡነ ተሞኩሮኹም ከተካፍሉን ዕድመ ነቕርብ። Read more




16/06/2021 14:38 PM

መትከል ስርዓት ህግደፍ

ምስ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ፊት ንፊት ይራጸም

ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል ካብ ሕ.መ.ኣ  (USA)

ኣብ መጀመርያ 2020 ዓ.ም መራሒ ጸቢብ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ገዜጠኛታት ቲቪ ኤሪ(ERI-TV) ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣትዩ፡ " ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ህዝቢ ኢትዮጵያ ገፊሕ ዕድል ኣጥፊኡ" ክብል ተዛሪቡ።  ብምቕጻል ድማ "ዝኸፈአ ናይ ሕብረተ-ሰብ ፍልልያት፡ ምትፍናን፡ ፍልልይ ብሔራትን፡ ዝዓበየ ሃስያ ኣብ ህንጸት ሃገር (National Building) ኢትዮጵያ ኣስዒቡ" ኢሉ። ሕጂ ግና “(Game Over) ብናህና ቋንቋ ይኣክል" ከምዝበለ ይዝከር። ቀጺሉ "እቲ ዝያዳ ዘሰክፍ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክንድርዖን ክንድርኾን ዘሎና ናይ ኢትዮጵያ ምዕበለ ምሕያል ዝምድና፡ ናይ ዝሓለፈ80 ዓመታት ገዲፍና ናይ 30 ዓመታት ገምጋም ምግባር እዩ ዘድሊ" ኢሉ ገሊጹ። ኣብቲ ቃለ-መሕትት ብተወሳኺ፡ "ኢትዮጵያ ናብ ዝኸፈአ ከይትወድቕ ክንምክቶ (ህዝቢ ኤርትራ) ኣለና፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሰላም ክነብር ኣለዎ፡ ሕማቕ ዂነታት እዩ ዘሎ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




16/06/2021 14:38 PM

ዝኽሪ ስዉኣት ሓይሊ ንህሉዋት

ኣጋ ወጋሕታ

ደራሲ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

1978 ግንባር ዲጋ ኣባርዳእ.

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




16/06/2021 14:38 PM

ተግባርዶ ጥብራዊ ተክኒክ

(Action or Illusionism)

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ሰላም ከመይ ቀኒኹም፣ ወይብ-ሳይታት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ኣልዒልና እንዛረበሉ ኣርእስቲ፡ ተግባርዶ ወይስ ጥበራዊ ተክኒክ(Action or illusionism) ዝብል ኮይኑ፣ እዚ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝርአ ዘሎ ባህሪ፣ ዝተሞርኮሰ ርግርግ ወይ ናተይ ናትካ ከምጽኦ ዝኽእል ጸገም ዘለዎ ስግኣት ዝተሞርኮሰ ይኸዉን፡፡ ካብ መጽሓፍ ኣለምሰገድ ተስፋይ፣ ኤርትራ ካብ ፈደረሽን ናብ ጉብጣን ሰውራውን 1956/1962 ገጽ 361 ከምዚ ትሕዝቶ ንረኽበሉ።

ኣባል ባይቶ ፍስሓ ወልደሚካኤል(ጋንዲ) “ክልተ ሰለስተ ኴና ኣብ ባር እናተዛናጋዕና፣ ተድላ ዕቝቢት ባዕሉ ሁርዱግ ኢሉ ይኣትወና። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




13/06/2021 16:55 PM

ታሪኻዊ ጠመተታት ኣብ ሃገራዊ ናጻነት ኤርትራን፡

እትሓልፎ ዘላ ኩነታትን

Some Historical Perspective on Eritrean Independence and the Current Ordial that the Nation is Going Through.

ብ`ዳዊት ገብረመስቀል፡ ስነ 11 2021

ሎሚ ቕነ ናይ መበል ሰላሳ ዓመት በዓል መዓልቲ ናጻነት ሃገርና ከነብዕል ቀኒና። መብዛሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ስደት፡ ኩነታት ብዘፍቀዶ ኣገባብ፡ ብድምቀት በዓል ናጻነት ሃገሩ ከኽብር ምርኣይ ድማ ደስ ዘብል’ዩ። ኤርትራና፡ ምስቲ ኩሉ ሽግራታ ገና ተተንፍስ፡ ትቃወም፡ ትራጋሕ፡ ትምርሽ ምህላዋ ጭቡጥ ምስክር ስለ ዝኾነ። እወ ድሕሪ 30 ናይ ናጻነት ዓመታት፡ ሃገርና፡ ብዘይ ጥርጥር፡ ካብቲ ናጻ ኣብ ዝወጸትሉ ግዜ ክትከውንያ ዝብል ዝነበረና ትጽቢታት፡ ኣብ ኣዝዩ ዝረሓቐ ኩነታት ምህላዋ ግሁድ ነገር እዩ። ህዝብና፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ሽግራቱ ጥራይ ዘይኮነ፡ ሰላምን ጸጥታን ርግኣትን ሓሪምዎ፡ ሰብአዊ ይኹን ሲቪካዊ መሰሉ ተነፊጉ፡ ደቁ ኣደዳ ደረት ዘይብሉ ናይ ባርነት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኮይኖም፡  ግዳያት ስደትን  ምብትታንን ሞትን ዝኾኑሉ፡ ብዙሕ ሻቕሎታት ዝሙከረሉ ዘሎ እዋን እዩ። ብፍላይ ሕጂ ድማ፡ ኣብ ዝኾነ ሃገራዊ ረብሓ ዘይንረኽበሉ፡ ናይ ኢትዮጵያ  ውግኣት ሕድሕድ ብምእታውና፡ መንእሰያትና ንሞትን መቑሰልትን ዚተቓልዑሉ፡ ንዘስካሕክሕ ሂወት ዝተፈርድሉ ቅሳነት ዘስኣነ ኩነታት ኣሎና። Read more




13/06/2021 16:55 PM

ሰናይ መንግስታዊ ምሕደራ፡

Good Governance.

حكم جيد

Presenter: Dr. Thomas Araya; Moderator: Dr. Sarah Oqbay; Discussants (ተዛተይቲ): Ms. Kawser Abdurahman and Mr. Dawit Gebremeskel.

 Part-1/1 (12 June 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/06/2021 17:35 PM

ግዝኣተ ሕጊ - ሕጊ እንዳባ - ድሕሪ ግርጭት ንዝኽሰት መድረኽ።

Rule of Law and Communal law on post-conflict setting.

سيادة القانون والقانون العرفي في وضع ما بعد النزاع

Presenter: Dr. Amanuel Mehreteab; Moderator: Ms. Kawser Abdurahman; Discussants (ተዛተይቲ): Mr. Sengal Woldetnsae and Mr. Paulos Tesfagiorgis.

 Part-1 (29 May 2021):  Part-2 (29 May 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/06/2021 17:35 PM

ጸገማት ኤሪትራን ደሞክራሲያን።

Eritrean Problems and Democracy.

المشاكل الاريترية والديمقر

Presenter: Mr. Sengal Woldetnsae; Moderator: Mr. Khalid Abera; Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Sarah Oqbay and Dr. Amanuel Mehreteab.

 Part-1/1 (01 May 2021):  

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




10/06/2021 17:35 PM

ERISAT: መኣዲ ዘተ ድልድል:

ኢሰያስ፡ ትግርኛ ዝዛረብ ሞሶሊኒ።

ERISAT:  Isaias: Tigrinya-speaking Mussolini.

Discussion among: Kaleb Zewengel, Naod Belay, and Samuel Bizen.

ዘተ ኣብ ሞንጎ፦

ካሌብ ዘወንጌል፡ ናኦድ በላይ፡ ሳሙኤል ቢዘን።

 Part-1 (30 May 2021):  Part-2 (31 May 2021):

 Part-3 (02 Jun 2021):






08/06/2021 18:35 PM

ምንዳቕ፡ ጥሙራት ኣተሓሳስባታትን፡ ትረኻታትን።

Building Coherent Narratives.

بناء روايات متماسكة

Presenter: Dr Chefena Hailemariam; Moderator: Ms Mebrat Deres

 Part-1 (03 Apr 2021):  Part-2 (03 Apr 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




03/06/2021 23:55 PM

ATV: ሓድሽ ኣሰላልፋ ሓይልታት

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡

ወርቃዊ ዕድል ንቅጽበታዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፡

ቃለ-ምልልስ ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም።

ATV:  New re-alignment of forces in the horn of Africa; a golden opportunity for a democratic change in Eritrea.

Interview with Dr. Gebre Gebremariam.

 Part-1 (01 June 2021):  Part-2 (01 June 2021):




03/06/2021 15:17 PM

መንገዲ ሓርነት

ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡

ኣቦ መንበር ሽማግለ ሕገመንግስትን፡

ኣቦ መንበር ፖለቲካዊ ኮሚቲ ኣብ ኤውሮጳ

ሃገራዊ ባይቶ

ሞዴል ሃገራዊ ባይቶ ንውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳውን ሞያውያን ማሕበራትን ትካላት ስደተንያታትን ኮማት ዲያስፖራን ኣብ ትሕቲ ሓደ ሕጋዊ ባይቶ ይጥርንፍ። ምምስራት ሃገራዊ ባይቶ ሕጋውነት ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ –ዓለምለኻዊ ጸፍሕታትን ንምጒንጻፍ ይሕግዝ። ሞዴል ሃገራዊ ባይቶ ምስ ተመሳስልቲ ባይቶታት ዓለም ርክባት ክፈጥር ኣይጽግሞን። ቀዳማይ ክፋል ምልኣተ-ሕጋውነት ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ሕጋውነት ሃገራዊ ዋዕላን ሰነዳቱን ዘቕወሞ ኮሚሽን ኰይኑ፡ ካልኣይ ክፋል ሕጋውነቱ ድማ ኣብ ተሳተፍቲ ቀዳማይ ሃገራዊ ጉባኤን ሰነዳቱን ትካላቱን መሪሕነቱን ይምስረት። ትኽለት ሃገራዊ ባይቶ ንትኽለት መንግስቲ ኣብ ስደት ይቕድሞ። ሕቶ ትኽለት መንግስቲ ኣብ ስደት ምስ ግዜን ኲነታትን ዝተዛመደ ስለ ዝዀነ ዓምዊቕ መጽናዕቲ ዘድልዮ ጉዳይ እዩ። ሃንደበታዊ ውድቀት ዲክታቶር ከም ምሳለ ክትጥቀስ ይኽእል፡ Read more






02/06/2021 23:45 PM

ንምዕዛዝ ጥምረት ውድባትን በርጌሳዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኣብ ህልዊ ኩነታትና፡ ክውሰዱ ዘለዎም ስጉምትታት።

What steps can we take, in promoting and uniting our political, Civic and popular movements?

ما هي الخطوات التي يمكن أن نتخذها في تعزيز وتوحيد حركاتنا السياسية والمدنية والشعبية.

Presenter: Mr Tewelde Habte; Moderator: Ms Mebrat Deres

 Part-1 (20 Feb 2021):  Part-2 (20 Feb 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe