May 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



31/05/2021 22:50 PM Updated

ርሑስ መበል 30 በዓል ናጽነት ኤርትራ

Happy 30th Eritrea Independence Day!

بمناسبة الذكرى ال30 للاستقلال عيد استقلال سعيد ارتريا

Press-releases, Reflections and memories on the occasion of 30th Eritrea independence day.

መግለጺታት፡ ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመተ-ናጽነትና!

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




31/05/2021 22:50 PM

መስርሕ ምዕኳኽ ውልቀ መላኺነትን ምስግጋር ናብ ዲሞክራሲያን

Stages of Development of Dictatorship and the Transition to Democracy.

مراحل التطور للديكتاتورية والانتقال إلى الديمقراطية.

 Part-1 (19 Dec 2020):  Part-2 (19 Dec 2020):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




31/05/2021 22:50 PM

መን እዩ ብልቡ

ንሃገር ዘፍቅር?

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ ሳይታት ሎሚ ‘’ መን እዩ ብልቡ ንሃገር ዘፍቅር ‘’ ዝብል ኣርእስቲ ከነልዕል ዝደረኸና፤ ኣብዚ ህሞት’ዚ በቢ ዓይነቱ ዘረባን ሓሳብን፣ ብስም ሃገርን ህዝብን ኤርትራ፡ ክማልኦ ዘለዎ ቃልስን ዝምድናታትን ዝስማዓሉ፣ ኣብ ምውሳእ ዝርኣየሉ እዋን ፣ ብኑጹርን ጉቡኡን ብዛዕባ ሃገርን ሃገራዉነትን ፣ ኣብ ፍትሒ ዝተሞርኮሰ ስርዓተ ሕጊ በቒዕናዮ-ዶ ? ካብ ዝብል ስግኣት፡ ብወገና ሃገርን ህዝብን ትሕዝቱኡን፣ በቲ ጉቡኡን ሩጉጽን ስነፍልጠት ዝተሞርኮሰ ኣጋባብ ክንርድኦ ዘይምኽኣልና ብዝብል ጠርጠራ ተበጊስና፡ነዚ 30+30 ዝወሰደ ቃልሲ ህዝቢ፡ ብክብረቱን ልእላውነቱን ንምዕቃብ፣ ብዘየዋልውል መደበ ቃልሲ ክካናወን እዩ ዘለዎ፣ ዝብል ድልየትናን ባህግናን ኮይኑ፡ ብግቡእ ሃገርን ምሕደራን ምፍላጥ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስማዓና፡፡ Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




31/05/2021 22:50 PM

ቁጠባዊ ምጉናይ ሕብረተሰባት፡ ከም ቀንዲ መሰረት ዲክታቶርነትን፡ ማሕንቖ ንዲሞክራሲያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራን።

Economic marginalisation of communities as the main foundation of the dictatorship and main constraint in the transition to democracy in Eritrea.

التهميش الاقتصادي للمجتمعات كأساس رئيسي للديكتاتورية وعائق في الانتقال إلى الديمقراطية في إريتريا.

 Part-1 (19 Jan 2021):  Part-2 (19 Jan 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





31/05/2021 22:50 PM

ኩነታት ህልውናና

ውጺኢት ሕምቀትና

Seminar by Dr Gebre Gebremariam.

ሰሚናር ብ`ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ 30 May 2021

ዶር. ገብር ገብረማሪያም ብዛዕባ ህልው ኩነታት ኤርትራን ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳይ ኤርትራን ሰፊሕ ትንታነ የቕርብ። ህልው ኩነታት ኤርትራ ውጺኢት ሕምቀት ናይ ንፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን ምዃኑን፡ ኣብ ኣታሓሕዛ ሃገራዊ ጉዳያት ኤርትራ ጸገማት ከምዘሎን፡ ዶር. ገብረ ኣብ ትንታነኡ ብምንጻር፡ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ደምበ ፍትሒ ካኣ ብፍላይ ካብ ሕልፍ ሕመቑን ጌይጋታቱን ተማሂሩ ሃገሩ ኣብ ምድሓን ዓቲቡ ንቃለስ ይጽውዕ።። Read more





29/05/2021 23:53 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 29 May 2021

ብዙሕ ዝገጻቱ ምዕብልና ጉዳያትን ክዉንነትን ሃገርና

Multi-dimensional development issues and conditions in our country.

Our guest is: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.

ዘተ ምስ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ።

 Part-1 (06 Jan 2021):  Part-2 (20 Feb 2021):

 Part-3 (27 Feb 2021):  Part-4 (29 May 2021):




28/05/2021 20:58 PM

ERITREANS IN THEIR STRUGGLE FOR UNITY AND INTEGRITY.

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

Unity is defined as “the state of being at one with someone.” It is “the state of joining together as a whole.” While integrity is  defined as “the state of being whole and undivided.” It is “the quality of being honest and having  strong moral principles.” It has been observed that we, Eritreans, seem to be quick to disagree before we even put an effort to agree. We seem to like to talk before we attempt to listen.. Read more




28/05/2021 20:58 PM

ኤርትራውያን

ምስ ህዝቢ ፍልስጤም ክደናገጹ

ግቡእ እዩ

ብ`ዓሊ መሓመድ ሳልሕ ሹም

ኣብዚ ቅንያት እዚ ኣብ መንጎ ሓይልታት እስራኤልን ህዝቢ ፍልስጤምን ተውሊዑ ዘሎ ግጭት በቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ቦታታትን ኣብ ሓይ ኣልጃራሕ ዝብሃል ብሓይሊ ብሙስጋግ ቤርገስ ፍልስጤማውያን ካብ ገዛውቶም ዝጀመረ ኮይኑ፡ ፋሽሽታዊ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ፍልስጤም ዘይሙዕሩይ ኩናት ኣዊጁ ኩሉ ዕጥቁን ስንቁን ኣብዚ ኩናት ብምስላፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ህዝቢ ፍልስጤም ናይ ዓይንብለይ ኩናት የካይድ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ትሕቲ ቅርጽን ቆልዓ ሰበይትን ኣብ ምጽናት ተጸሚዱ ኣሎ። ህዝቢ ፍልስጤም በቲ ዉሑድ ዓቅሙን ተቃወምቲ ደቁን ኒሕ ትዓጢቁ ክሳብ ሕጂ ናይ ህላወ ጅግንነታዊ መስተንክር ብምስራሕ ነቲ ጎብለል እየ ዝብል ሰራዊት እስራኤል ከም ዘንሳሕብ ገይሩዎ ይርከብ። Read more




28/05/2021 20:58 PM

March – April 2021 Issue # 68

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’ s Democratic Party - EPDP

WHO WILL STOP ERITREA’S DEFIANT PETTY DICTATOR FROM DOING FURTHER HAVOC?

The 30-year old new State of Eritrea is now almost completely devastated politically, economically, socially and even morally by the deeds and misdeeds of a successful designer of many things evil: its own petty dictator Isaias Afeworki, whose extended schemes can be traced all

over the region. These include the manifest acts of destruction and dismantlement of Ethiopia, starting with its northern region of Tigray. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




28/05/2021 20:58 PM

ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር፡

ኣያና ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን፡ ኣብ መበል 98 ዓመት ናይ ጸጋ ዕድመ፡ ብዕለት 21 May 2021 ዓሪፉ።

ሓጺር ታሪኽ ጉዕዞ ሂወት

ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን።

ብ`ብገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ።

1. ኣልሓጅ ኣሕመድ እድሪስ ነስረዲን ካብ ወላዲኡ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ውላዲቱ መብራት ደጊያት ኣደም ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣውራጃ ሰራየ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብዞባ ደቡብ ዝፍለጥ ተወሊዱ ዝዓበየ ኣቦ ሹዱሽተ ኣርባዐተ ደቂ ታባዕትዮ ክልተ ኸኣ ደቀንስትዮ እዮም።

ኣልሓጅ ኣሕመድ ኢድሪስ ነስረዲን ካብ ንኡስ ዕድሜኡ ኣትሒዙ ትኩር ኣዝዩ ትምህርቲ ዝፈቱ ደላይ ጽቡቕ ጻዕረኛ ስለ ዝነበረ ናይ ነዊሕን ሓጺርን ጉዕዞ ሂወቱ ብንጹር ጠመተኡ ክብገስ ከሎ፡ ካብዚ ክውንነት ተበጊሱ ልዑል ደረጃ ትምሃርቲ ወዲኡ ኣብ ቋንቋታት ዓረብ ጥልያን እንጊሊዝ ካልእን ምስ ቋንቃ ኣደ ትግርኛ ደሚርካ ብጉብእ ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዝራብን ኣዝዩ ዝነኣድ ዓቕሚ ብምውናን ኣብቲ ዝጀመሮ ንግዳዊ ንጥፌታቱ ብደረጃ ናይ ዓለም ክዋዳደር ከም ዝኽእል ብነፍሰ ምትእምማን ከም ዘረጋገጾ ውን ይፍለጥ። Read more




17/05/2021 01:22 AM

ጉዕዞ ናብ ምህናጽ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት

ብ`ሕሩይ ተድላ ባይሩ

መእተዊ

ኣብ ዝስዕቡ ክልተ ሳምንትታት ብዛዕባ ጉዕዞ ምህናጽ መንግስቲ ስደት ዝምልከቱ ጽሑፋት ንሃገራዊ ልዝብ የቕርብ ኣለኹ። ህልዊ ጽሑፍ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ሞዴላት ሃገራዊ ስምረት ክሳብ ህንጸት መንግስቲ ኣብ ስደት ዘብጽሑን፡ ናብ ጉባኤ ዘምርሑ ስጉምታትን ይዝቲ። ካልኣይ ጽሑፍ፡ ብሰልፍና ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝቐረበ ዛዕባ መንግስቲ ስደት ክኸውን እዩ። ስልሳይ ጽሑፍ ብዛዕባ Road Map ክኸውን እዩ። ራብዓይ ድማ ብዛዕባ Strategy of Self-Empowerment ክኸውን እዩ። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




17/05/2021 01:22 AM

ዕብየት ኣብ ልቦና

(Grow in Wisdom)

ብ’ፍትዊ ክፍለ ከምኡውን ብዙ ቡቱኞሊ

ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

“ ካብ ምህሮስ የእምሮ “ ዝብል ምስላ ወለድና ብምዝካር ነዚ ኣብዚ እዋናት እዚ ዝዝርጋሕን ዘዛቲ ዘሎ ኣርእስቲ ጉዳያት ሃገር ፍታሕ ይኸዉን ኢሎም፣ ዘቕረብዎ ጉዱሳት ኤርትራውያን፡ ንዓና’ዉን ስለ ዘተሓሳሰበና፣ ጥራይ ዘይኮነስ ንናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር ምቅላስ ጥራይ ክትስዕሮ ስለ ዝካኣል ብምባል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዝተማሳስለ

ጹሑፍና ኣብ “ ዕርቅን ፍትሕን፡ መዋጽእ ንመጻኢ’’ እለት 24-01-2021፡ “ሰርብ” ዕለት 01-03-2021፡ ”ተናገር” ዕለት 27-03-2021 ፡ “ደወል” ዕለት 09-04-2021 ካልእ ጹሑፋትን ፍታሕ ንምድላይን ውህደትት-ቃልሲ ክማላእን ብዝብል በታ ንእሽቶይ ዓቕምና ክንሳተፍ ንፍትን ነይርናን ኣሎናን። Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




17/05/2021 01:22 AM

Eritrean youth: democratic change, challenges and opportunities.

መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን፡ ዘጋጥሙዎ ብድሆታትን

الشباب الإريتري: التغيير الديمقراطي ، التحديات والفرص.

Moderator Prof: Gaim Kibreab

Presented by: Mr Samson Solomon &

Mr Moral Teklehaimanot

 Part-1 (28 Nov 2020):  Part-2 (28 Nov 2020):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




12/05/2021 23:12 PM

ሓበሬታ ብዛዕባ ኣብዚ ወርሒ ጉንቦት 2021 ዝካየድ

2ይ ምርጫ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኢርትራውያን፡

ሎንዶን፡ ዓባይ ብሪጣንያ

EMM London

(Eritrean Mass Movement in London):

MAY 2021 ELECTION ANNOUNCEMENT

EMM London May 2021 Election announcement press-release

Watch video here (ናይ ድምጺ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ)




12/05/2021 23:12 PM

Happy Eid'l Ramadan! EID Mubarak!

ዒድ ሙባረክ! ሕጉስ ዒድ ንኹልና!

EMM London May 2021 Election announcement press-release




05/05/2021 18:27 PM Updated

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 01 May 2021

ቁሊሕ በል ህዝቢ ኤርትራ! (P2)

Take a sigh - the people of Eritrea!  

ዘተ ምስ ዝተፋላለዩ ተሳተፍቲ።

 Part-1 (24 Apr 2021):  Part-2 (01 May 2021):




02/05/2021 23:25 PM

ምሕዳስ ኩነታትና ኣብ እዋኑ

Updating our situation

by Redie Kifle (Bashay)

Seminar in Hiwar (ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት)

ዓርቢ Friday, 30 April 2021

 ኣብዚ ጠውቑ (02 May 2021):





02/05/2021 23:25 PM

ርሑስ በዓለ ትንሳኤ ይግበረልና!






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe