Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

February 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



28/02/2019 21:56 PM

Urgent call for all Eritrean:

To prevent looming annexation conspiracy

By Dr. Amanuel Mehreteab

1950s Conspiracy

Eritrea derives its name from the Greek word for red, eruthros: thus pontôi t’ eruthrôi referred to the Red Sea/s in classical Greek, also known as Erythrean Sea, Bahri Értra in Biblical Tigrinya and Ge’ez. The geographical boundaries of modern day Eritrea were defined by a series of treaties agreed during the early 1900s between three European colonial powers - Great Britain, Italy, and France - and Ethiopia, after Italy’s claim to Eritrea was formalized by the Berlin Act of 1885. Read more



27/02/2019 13:45 PM

The Erosion and Surrender of

Eritrean Sovereignty:

The Work of a Well-Implanted Predatory Mole in the Eritrean Liberation Struggle.

ምብሕጓጕን ምስትላምን ልኡላውነት ኤርትራ

By Dr. Gebre Gebremariam

Introduction: The history of the Eritrean liberation struggle is replete with secrecies, lack of transparencies and accountabilities, mistrusts, internecine warfare, wide spread disappearances of nationally important figures under very suspicious circumstances, deep-rooted inhumane treatments of Eritrean subjects, etc. The top-down fully regimented and tightly controlled organizational structures of the liberation organizations, gave few at the top of the leadership echelon fertile opportunities to manipulate the system for untoward unscrupulous ends. ... Read more

See Also ካልኦት ጽሑፋት፡-



26/02/2019 23:55 PM

"መናብርትኻ ገዲፍካስ መናግርትኻ!"

ዘተ ምስ ኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማሪያም

ፖለቲከኛ፡ ደራሲን ሃያሲን

[Radio Erena 23-02-2019]

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-




25/02/2019 12:06 PM

Press Release  ጋዜጣዊ መግለጺ

Eritrea - Change Now!

بيان صحفي إريتريا : التغيير الآن

ለውጢ ኣብ ኤርትራ – ሕጂ!

[ Eri-Platform 24 Feb 2019 ]

We, the taskforce established at the Eritrea Symposium 2018, reconvened on 22-24 February 2019:

Noting the evolving geopolitical dynamics in the Red Sea Basin and the Horn of Africa;

Deeply concerned by the apparent dire threat to the sovereignty and territorial integrity of

Eritrea; …Read more      ትግርኛ    English    عربى

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



25/02/2019 11:45 AM

ዘተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ

ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኤርትራን ተራ ደቂ ኣንስትዮን።

ሰላም ኪዳነ - ምስ ሄለን ኪዳንን ፌሩዝ ቀይስን

[ATV ኣሰና 24 Feb 2019]



24/02/2019 16:20 PM

ሓድሽ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን

ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ

ስዉር ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ሸርሒ

ብ' ገ. ወልደሚካኤል - ካብ ሕ.መ.ኣ. (2ይ ክፋል)

ወታሃደራዊ ሓይልን ጸጥታዊ ድሕንነት ሃገርን፥ እዚ ስርዓት ኮነ ኢሉ ነቲ ዝተመኮረ ዝናዊ ትካል ስለያ በመደብ ከም ከም ዘፍረሶ ይዝከር። ንገለ ምኩራት ወታሃደራዊ መራሕቲ ዝነበሩ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ፡ ንኩለን ዞባታት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ እቶም ዝተረፉ ዝኣምኖም ወተሃደራዊ መራሕቲ ክማሓደራ ገይሩወን። መንእሰያት ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብዘን ወታሃደራዊ ክፍልታት ተወዚዖም ኣብ ጁባ እቶም መራሕቲ ዝኣቱ ሕርሻዊ ማእቶታት ንኸገልግሉ ተቐሲቦም ብዘይ ረብሕ ደሞዝ ክደኽሙን ክግብሩን ተራእዮም። ስለዚ ወታሃደራዊ ሓለፍቲ ኣብ ነጋዶ ተቐይሮም ኣብ ሃብቲ ምኽዕባት ተዋፊሮም  Read more

  1ይ ክፋል (13-Feb-2019)፡  2ይ ክፋል (24-Feb-2019)



24/02/2019 14:17 PM

እዚ ትንፋስ ዘይህብ ተኣፋፊ ህሞት፡

ናብ ተግባራዊ ዕዮ ክንጽመድ ይሓተና ኣሎ።

The current pressing and sensitive moment

demands our engagement on practical steps.

ዘተ ምስ ገዲም ሓርበኛ መዓሾ ሰሎሙን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 24 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 24 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ሓርበኛ መዓሾ ሰሎሙን ኢዩ። ሓርበኛ መዓሾ፡ "እዚ ትንፋስ ዘይህብ ተኣፋፊ ህሞት፡ ናብ ተግባራዊ ዕዮ ክንጽመድ ይሓተና ኣሎ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 24 February 2019, our invited guest is Veteran Maasho Solomon. He will discuss with us on the a topic "The current pressing and sensitive moment demands our engagement on practical steps." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (24-Feb-2019)2ይ ክፋል (24-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (24-Feb-2019)



24/02/2019 14:17 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 24 Feb 2019 መደብ

ፍትሓዊ ሕብረተሰብ፡ እንታይ ማለት ኢዩ?

WHAT DOES JUST SOCIETY MEAN?

ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ዝለዓሉ ኣርእስቲታት፡- (1)ቦታን ባይታን ዜግነት (2)ትርጉም ዜግነት (3)ሲቪል ሶሳይቲ (4)መበቆል ዜግነት (5)ሰብኣዊ መሰል (6)ናጻ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ማለት'ዩ? (7)ወዳቢ መትከልና ሲቪካዊ ሃገርነት'ዩ (8)እቲ መድሕን ትካላዊ ኣከያይዳ ጥራሕ'ዩ (9)ጉጅላዊ ኣነጻጻግን ሳዕቤናቱን (10)ኤርትራን ብተሰራረዝቲ ሓይልታት ዝጨቅውወ ታሪኻን፡ ዝብል’ዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. The points to raise include: (click here) You are all cordially invited to participate.  Read more

 1ይ ክፋል (03-Feb-2019)2ይ ክፋል (10-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (17-Feb-2019)4ይ ክፋል (24-Feb-2019)



23/02/2019 23:55 PM

መን'ዩ ተሞኪሩ?

እቲ ዉጹዕ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ 'ዶ ወይስ ተቓለስቲ ደምበ-ፍትሒ ዲያስፖራ?

Who has taken the lesson? The people and youth who sustained ordeal by the Dictatorial regime? Or The Opposition Camp?

ዘተ ምስ መንእሰይ ዮርዳኖስ ዘርኣብሩኽ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 23 February 2019 ጋሻና መንእሰይ ዮርዳኖስ ዘርኣብሩኽ ኢያ። 'መን'ዩ ተሞኪሩ? እቲ ዉጹዕ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ 'ዶ ወይስ ተቓለስቲ ደምበ-ፍትሒ ዲያስፖራ?' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከተካይደልና ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Saturday, 23 February 2019, is young Yordanos Zeraburk. She will deliver seminar on 'Who has taken the lesson? The people and youth who sustained ordeal by the Dictatorial regime? Or The Opposition Camp?' You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (23-Feb-2019)2ይ ክፋል (23-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (23-Feb-2019)



22/02/2019 23:41 PM

ፈደራላዊ ምንቅስቓስ - ካበይ ናበይ?

ምስ'ዚ ሓድሽ ኣብ ኤርትራን ዞባናን ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት'ከ ብኽመይ ንርእዮ?

ዘተ ምስ ኡስታዝ ሳልሕ ሰባሕ

ERITREAN FEDERALIST MOVEMENT

From where to where? How does it look at the Current Zonal Developments?

With Stuz Salah Sabaah.

الحركة الفيدرالية الديمقراطية الاريترية من اين والي اين؟

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

      ኣብ ፓልቶ

  "ድላለት ህሌና 2018"

Friday 22, February 2019

Time ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 3PM NY

ዘተ ምስ ኡስታዝ ሳልሕ ሰባሕ

Discussion With Stuz Salah Sabaah.

 عنوان ندوة اليوم في غرفة دلالت هلينا 2018 مع رئيس الحركة الاستاذ صالح صباح. موعدنا التاسعة م/ بتوقيت برلين.

1ይ ክፋል (22-Feb-2019)2ይ ክፋል (22-Feb-2019)




22/02/2019 18:05 PM

ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡

ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ “ኤርትራ መሬታ’ ምበር ህዝባ ኣይድልየናን ኢዩ”

ቀዳማይ ክፋል

ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ  ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር ሰውራ ዝዓቀበ፣ ሂወት ደቁን ሂወቱን ንሰውራ ዝለገሰ፣ ንጸላኢ ብዘይዕጥቂ፡ ብጥበብን ብልቦናን ዝመከተን ዝሳዓረን፣ ኮታ ብሓፈሽኡ፡ ንሰውራ ኣብ ማእገሩ ሓንጊሩ ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩሩን ነዊሕን ጉዕዞ ሰውራ እዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ-መዳያዊ ከቢድ ዋጋ ኢዩ ከፊሉ። Read more

 1ይ ክፋል (18-Feb-2019)2ይ ክፋል (20-Feb-2019)



18/02/2019 23:22 PM

ዓረም፡ ፈውሲ ደግሲ (Relapse)

ብ'ልዕመት

ሕማም ደግሲ ህይወት ብዙሓት ዝቐዝፍ፡ ሓደገኛ ሳዕቤን ናይ ቀዳማይ ኣብ ዳሕራይ ዝኽሰት ተርእዮ እዩ። እቶም ነዚ ሕማም`ዚ ዘምጽኡ ህዋሳት ኣብ ሰብነት ተደጊሎም ስለ ዝጸንሑ ነቲ መድሃኒት ይለምድዎ። ናይ ምክልኻል (immunity) ብቕዓት ድማ በቲ ቀዳማይ መጥቓዕቲ ተዳኺሙ ስለ ዝጸንሕ፡ ምስ ተኸስአ ክድሕን ኣይክእልን። ምኽንያቱ፡ እቲ ኣቐዲሙ ተፈዊሱ ዝነበረ ዝመስል ግን ከኣ፡ ተላሒጉ ዝጸንሐ ክብገስ ከሎ ፡ ንበይኑ ዘይኮነ ካልኦት ዓቕሚ ብምስኣን ተኸዊሎም ምቹእ ግዜ ክጽበዩ ዝጸንሑ ኣሰንዩ እዩ ዘጥቅዕ። ሕማም ደግሲ`ምበኣር ብኸምዚ ተርኒዑ ብዘይ ንሕስያ ዕምሪ ሰብነት የሕጽሮ። Read more



18/02/2019 20:17 PM

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

PUBLIC MEETING CALL, IN LONDON UK

24 Feb. 2019, Starts 2 pm

ንዕለት 24 የካቲት 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 24 የካቲት 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ኣብ ግዝያዊ ኩነታት ሃገርና ኣመልኪትና ክንዛተ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ እንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥

1. ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኣዊጁ ዘሎ ሰላምን፥ ንሕዝቢ ኤርትራ ዜሻቕሎ ምኽንያታት፣ 2. ኣካዪዳ መንግሥቲ ኤርትራ ገምጊምና፥ ንሕና ኤርትራውያን ኣብዚ እዋን እዚ እንታይ ክንገብር ከምዝግብኣና፣ 3. ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራዉያን ዘካይድዎ ዘለዉ ምትእኽኻብን ምልዕዓልን፣ ኮሚቴ ሓድነትከ ኣብዚ ምዕባሌታት`ዚ እንታይ እጃም ተበርክት ኣላ፣ ካብ ሕዝቢ ኤርትራኸ እንታይ ትጽቢት ኣለና...Read more



17/02/2019 21:25 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 17 Feb 2019 መደብ Show

ዕላል ምስ ተጋ/ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

With Veteran Redie Kifle (Bashay)

5ይ ክፋል (P5) ይቕጽል

ድምጺ ኤርትራ፡ ንሰንበት 03 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይን ተቓላሳይን ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጋሻና ኮይኑ፡ ሰፊሕ ገድላዊ ተሞክሮኡን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ምሳና ከዕልል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 03 February 2019 voice of Eritrea is presenting veteran Redie Kifle (Bashay) to learn from his wisdom past and current Eritrea situation. All are cordially invited to join.


 1ይ ክፋል-A (20-Jan-2019)1ይ ክፋል-B (20-Jan-2019)

 2ይ ክፋል-A (27-Jan-2019)2ይ ክፋል-B (27-Jan-2019)

 3ይ ክፋል-A (03-Feb-2019)3ይ ክፋል-B (03-Feb-2019)

 4ይ ክፋል A (10-Feb-2019): 4ይ ክፋል A (10-Feb-2019):

 5ይ ክፋል-A (17-Feb-2019)5ይ ክፋል-B (17-Feb-2019)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



17/02/2019 02:08 AM

ተራ ዲያስፖራ ኤርትራውያን፡

ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስን፡ ሎሚን።

The Role of Eritrean Diaspora, during the Liberation Struggle and Today.

ዘተ ምስ ኣቶ ደስበለ መሓሪ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 17 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኢዩ። ኣቶ ደስበለ፡ "ተራ ዲያስፖራ ኤርትራውያን፡ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስን፡ ሎሚን።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 17 February 2019, our invited guest is Mr Desbele Mehari. He will discuss with us on the a topic "The Role of Eritrean Diaspora, during the Liberation Struggle and Today." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (17-Feb-2019)2ይ ክፋል (17-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (17-Feb-2019)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



16/02/2019 23:55 PM

ዕላል ምስ መንእሰያት ኤርትራውያን ደቀይ

Sharing my Experience

with my young Eritreans

ዘተ ምስ ወ/ሮ ሙሉ በየነ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም ዕድምቲ ጋሻና ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ሙሉ በየነ ኢያ። ንሳ ሓንቲ ካብ ገዳይም ነርሳት ኤርትራን ውፍይቲ ሓፋሽ ውድባት ዝነበረትን፡ ኣብዚ ሕጂ ድማ ውፍይቲ ደላይት ፍትሒን ኢያ። ዘለዋ ውህሉል ተመኩሮ ከተካፍል ምስና ከተምሲ ስለዝኮነት ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday 16 February 2019, our invited guest is our mother, Mulu Beyene, a veteran Nurse and dedicated member of Eritrea mass organisation in diaspora, during the liberation struggle and after, and now a devoted justice-seeker. She will share her experiences with us, so you are cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (16-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (16-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (16-Feb-2019)፡  4ይ ክፋል (16-Feb-2019)

 5ይ ክፋል (16-Feb-2019)



14/02/2019 13:46 PM

ሓይሊ ዕማም፡ ንምትካል ህዝባዊ ባይቶ

ዲሲ​፡ መሪላንድን ቭርጂንያን

13 February 2019

ብዕለት 2 የካቲት 2019 ኣብ ጆርጅታውን ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ፡ ኣብ መንጎ ናይ ከባቢና ሽማግለታትን መንእስያትን ብዝተበጽሔ ስምምዕ ፡ ነዚ ንነዊሕ እዋን ብፈላላይን የዕናውን ሜላታት መራሕቲ ህግደፍን፡ ገለ ካብ ሰቦም ንላዕሊ ተገደስቲ ብምምሳል ዝንቀሳቀሱ ውልቀሰባትን፡ ፋሕ ኢሉ ዝነበረ ናይ`ዚ ከባቢና ኤርትራዊ ፡ ሓደ ስሉጥን ሓያልን ባይቶ ንኽህልዎ ብዘቖመን ስለስተ ኣካላት ፡ እቲ ሓይሊ ዕማም ኣብ ስራሕ ይርከብ። Read more




13/02/2019 00:20 AM

ሓድሽ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን

ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ

ስዉር ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ሸርሒ

ብ' ገ. ወልደሚካኤል - ካብ ሕ.መ.ኣ.

ኣብ መፋርቕ 2018 ዓም ዝተኸስተ ሃንደበታዊን መበገሲኡን መዕለቢኡን ዘይተነጸረ ሰላማዊ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብመሰረቱ እቲ ምቅርራብ፡ ብወገን ክልቲኡ ህዝብታት ዘይጽላእን ዝምነዩዎ ዝነበሩ ይኹን እምበር፣ ሕጋዊን ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅጥዕታትን ኣገባባትን ዘይሓለወ ስለዝኾነ፡ ብውሕዱ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ሕቶታትን ስግኣትን ፈጢሩ'ሎ። ዝሓለፉ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ናይ ሃጸይ ሃይለስላሴ፡ ደርጊ ከምኡ'ውን ኢሂወደግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ነናቶም ዘይሃስስ ናይ ቁስሊ ስምብራት ከም ዝሓደጉ ዘካትዕ ኣይኮነን። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰሩ ዝኾነ ይኹኑ ዝምድናታትን ውዕላትን፡ .. Read more



12/02/2019 21:22 PM

Betrayal And Loyalty

ክድዓትን እሙንነትን

Posted On February 10, 2019

[www.eritreadigest.com]

መን'ዩ ዝኸድዐ?

ጉጅለ-15 (G-15)? ኢሳይያስ ኣፈወርቂ? ጋዜጠኛታት? የማነ ገብርኣብ? ንባብን ኣብ መወዳእታ ዘሎ ቪድዮን ተኻታተሉ። One man, who happens to be head of state, told another man, who happens to be head of a foreign government, that effective immediately he has given him full authority to represent his country on all matters. There is a videotape of him saying that. And lest you think he was just being polite or hyperbolic, he said, “no, I am not being just polite or hyperbolic: I mean it.” And there is a videotape of that too. Read more




12/02/2019 13:38 PM

ወይ ሃገረይ ክንብል፡

ወይ ምስ ዶ/ር ዓብይ ክንድመር፥

ዳግማይ ረፈረደም ቀሪቡልና ኣሎ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብሓበራ፥ ሎምዘመን ሓድሽ ታሪኻዊ ግድል ኣንጠጥዩና ኣሎ። ጉዳይ ሕዝብናን፡ ፖሊቲካዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፍኤ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ።

ንሕና ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፥ ኣዕሚቕና መርሚርና ምስ ገምገምናዮ፥ ሃገርና ኣብ ዘመን ኣፈርክቡ ከምዘላ ክንገልጽ ነዊሕ ጌርና ኢና። ከምኡ ዘበለና ምኽንያት ድማ፡ ሕዝቢ ኤርትራ ብጃምላ ይጸንት ስለዘሎ ኢዩ። Read more




11/02/2019 17:05 PM

ብቀጥታ ዝመሓላለፈ

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ።

LIVE Eritrean Demonstration in U.S.A.

11 February 2019

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሕ.መ.ኣ. ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ዘይንጹር ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዘለዎም ተቓውሞ ንምስማዕ፡ እቲ ማይን ቀዝሒ ዛሕሊን ዝመልኦ ኩነታት ከይዓገቶም ናብ ኤምባሲ ኤርትራን መንግስታዊ ቤት-ጽሕፈት መንግስቲ ኣመሪካን ብምብጻሕ፡ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም። እዚ ስዒቡ ዘሎ፡ ብቀጥታ ብፌስቡክ ዝተፈነወ ጸብጽብ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኢዩ።

  1ይ ክፋል፡   2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል



10/02/2019 22:44 PM

መበል 28  ዓመተ ነጻነት ኤርትራ

ብኸመይ ይጸንበል?

How should we celebrate

our 28th Independence day?

ዘተ ብ’ ኣባላት ሕድሪ ጀጋኑና

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 10 February 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ኣባላት ሕድሪ ጀጋኑና ኢዮም። "መበል 28  ዓመተ ነጻነት ኤርትራ ብኸመይ ይጸንበል?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝትዩ ኢዮም። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 10 February 2019, our invited guests are from Eritrea Hdri Jeganuna Team. They will discuss with us on the a topic "How should we celebrate our 28th Independence day?" You are all cordially invited to participate. You may Donate to the PROJECT via PayPal to:  paulo2@hotmail.ca

 1ይ ክፋል (10-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (10-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (10-Feb-2019)



10/02/2019 17:31 PM

THE ROMANTIC REWRITING OF HAILE SELASSIE’S LEGACY MUST STOP

Yohannes Woldemariam trawls through the history books to expose the truths of Haile Selassie’s 44-year reign over Ethiopia.

[Eri-Platform]

Emperor Haile Selassie, who ruled Ethiopia from 1930 to 1974, died in 1975, but he lives on through the romantic lyrics of the late Jamaican reggae star Bob Marley and Ethiopian pop star, Tewedros Kassahun, better known as Teddy Afro.

Yet there is a wide range of views of the man whose full official title was: “His Imperial Majesty Haile Selassie I, Conquering Lion of the Tribe of Judah, King of Kings and Elect of God.” Some remember him as…  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



09/02/2019 22:05 PM

ኣብዚ ፈታኒ እዋን፡

ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ ኣድማዒ ንኺኸውን፡

ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ እንታይ ኪገብር ኣሎዎ?

AT THIS CRITICAL MOMENT, WHAT SHOULD EVERY ERITREAN DO, TO BE EFFECTIVE

IN THE STRUGGLE FOR JUSTICE

ዘተ ምስ ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 09 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን ኢዩ። ኣቶ ዑቕባይ፡ "ኣብዚ ፈታኒ እዋን፡ ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ ኣድማዒ ንኺኸውን ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ እንታይ ኪገብር ኣሎዎ?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 09 February 2019, our invited guest is Mr Ukbai Ghebremedhin. He will discuss with us on the a topic "AT THIS CRITICAL MOMENT WHAT SHOULD EVERY ERITREAN DO TO BE EFFECTIVE IN THE STRUGGLE FOR JUSTICE" You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (09-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (09-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (09-Feb-2019)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



09/02/2019 22:05 PM

መበል 29 ዓመት

ዝኽሪ፡ ቅያ ስርሒት ፈንቅል

ኣብ ትሕቲ ረዚን እዋናዊ ሃገራዊ ዜጋዊ ሓላፍነት

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ጽባሕ 10 ለካቲት 2019፡ መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል ኢዩ። ንዝኽሪ ፈንቅል፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነትት ኢና ነብዕላ ዘሎና ዝብል ሕቶ ግን ኩልና ኤርትራውያን ከነስተብህለሉ ዝግባእ ኩነታት ኣሎ። ገና ልዑላዊ መረትና ብሕጊ ተበይኑልና ከብቅዕ ክሳብ ሕጂ መዕለቢ ኣብዘይተገብረሉን ዘይተሓንጸጸሉን እዋን፡ ብድሕሪኡ ክምዕብል ዝነበሮ ጉዳያት ጉያ ጉያ ክበሃል ንዕዘብ ኣሎና። እዚ ኣቲናዮ ዘሎና ሃገራዊ መድርኽ፡ ደጋሲ ሕልሚ ምስፍሕፋሕ ገዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብመንገዲ ጀነራላቶም-ነበር፡ ኣብ ዝተፈላለየ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ እናወጽኡ፡ ከይሓፈሩ፡ "ኢትዮጵያ፡ ሰፊሕ ክፋል ቀይሕ ባሕሪ ክትቆጻጸሮ ኣለዋ!" እናበሉ ክጭድሩ ንሰምዓሉ ዘሎና እዋን ኢዩ። እቲ መንግስቶም እውን ደስ ዝበሎ ክመስል፡ ዓገብ ክብል ኣይተሰምዐን። እቲ መሪሕነት ናይታ ናይ ምጉባጥ ሕልሚ ዝስንዘረላ ዘሎ ሃገርና ኤርትራ እውን፡ ብተማሳሳሊ፡ ድምጾም ኣይተሰምዐን። Read more



08/02/2019 16:54 PM

ተራ ገጠምቲ ኣብ ምጒስጓስ ህዝቢ

THE ROLE OF POETS

In raising peoples’ awareness

At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018

ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

Friday 08, February 2019

Time ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 3PM NY

دور الشعراء في توعية الشعب" امسية خاصة تستضيف فيها غرفة دلالت هلينا بالبالتوك، مجموعة نيرة من الشباب الشعراء الاريتريين، وذالك يوم الجمعة الموافق 8/2/2019 في تمام الساعة 9 مساءا بتوقيت برلين

Discussion with: famous poets, on At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018, today Friday 08, February 2019. Welcome all to Participate. ዕላል ምስ ብሉጻት ኤርትራውያን ገጠምቲ  ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ሎሚ ዓርቢ 08, February 2019. ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

 PART-1 (08-Feb-2019)PART-2 (08-Feb-2019)



08/02/2019 13:13 PM

IN DEFENSE OF

THE SURVIVAL OF OUR ERITREAN IDENTITY IN DIASPORAS

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

Once upon a time there was a majestic tree named Momona located in front of our village in Eritrea. It was situated on a flat plain land surrounded by other small trees, short shrubs, and fertile farm lands. The green large leaves and beautiful flowers of the tree used to give a special grace and sweet aroma, respectively, to the surrounding area. Momona was home for all kinds of singing birds and crickets and its beautiful flowers were the main sources...Read more



06/02/2019 19:25 PM

ዝተቐብረ ህ.ግ.ደ.ፍ ከተምልኹ ኣይትንበሩ!

ወከልቲ ኢስያስ ዘካይድዎ ሰሚናራት

እንታይ ይመስል?

ብ'ደስበለ መሓሪ

ኣብ ምብጋስ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘስመዖ መደረን ዘርኣዮ ዘይንቡር ባህርያትን ዘይሓለፍነታዊን ዕሸላዊን ኣገባብን፣ ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ከምዘገረመን ከምዘሰክፈን ግሁድ እንዳኮነ ክኸይድ ጸኒሑ ኣሎ። ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝሃቦ ንሃገረ ኤርትራ ዝምልከት መግለጺታት ምስቲ ዝተራእየ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጠገለ ዝሰኣነ ሸብዳዕዳዕ ተደሚሩ ኣብቶም ደገፍትና ኢዮም ዝብልዎም ኤትራውያን ዜጋታት'ውን ከይተረፈ ዓቢ ቁጠዐን ተስፋ ምቑራጽን ከምዝፈጠረ ስለዝተረድኡ፣ ኣምባሰደራት ኢሳያስ "ሰሚናራት" ከካይዱ ክጓየዩ ይረኣዩ ኣለዉ።  Read more



06/02/2019 13.44 PM

ዕድመ፡

ንሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኣብ ለንደን ዓ/ብሪጣንያ

رسالة دعوة

اجتماع جماهيرى عام

لندن، المملكة المتحدة

Invitation for

Public Meeting in London, UK

Sunday 10 February 2019

from 2 pm to 6 pm

ኣብ At INITIATIVE OF CHANGE, 24 GREENCOAT PLACE, SW1P 1DR, London

Read more


05/02/2019 20:10 PM

ርእይቶ:- ምውሓስ ህያው ሰላም

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን

[Eri-Platform]

መእተዊ:- እቲ ድሕሪ ናይ 1998-2000 መሪር፡ ኣዕናውን ክውገድ ዝከኣል ዝነበረን ዶባዊ ኲናት ንኽልተ ዓሱረ-ዓመታት ዝጸንሐ ኲነታት ‘ኣይ ሰላም ኣይ ኲናት’ን  (link)፡ ኣብ መፋርቕ 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተራእየ ሃንደበታዊ ሕዳሰ-ምዝነት፡ ትጽቢት ዘይተገብረሉ ግን ከኣ ዘሐጉስ ምዕባለ እዩ። ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ህያው ሰላም ምርግጋጽ፡ ኣብ መንጎአን ምትሕግጋዛዊ ዝምድና፡ ልምዓትን ሓድሕዳዊ ብልጽግናን ንምፍጣር ከምኡ’ውን ንዞባዊ ሰላም፡ ጸጥታን ምርግጋእን ኣገዳሲ እዩ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



05/02/2019 20:10 PM

"ቋንቋ ትግረ ዝዛረብ ህዝቢ ብቛንቋኡ እምበር ብዓረብ ወይ ብትግርኛ ክዛረብ/ክሰምዕ ኣይኮነን ዝመርጽ፣ ሳእዮብ ድማ ነዚ ክትምልእ እያ።"

ሓው ዓደል ሳልሕ

[SBS Radio- Tigrinya]

ራዲዮ ሳእዩብ ካብ ወጻኢ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራን ዓለምን ብቛንቋ ትግረ መደባት ሰሪዓ ብሳተላይት ተመሓላልፍ ራዲዮ፣ እያ። እዛ ራዲዮ ብኸመይ ትመሓላለፍ፡ ትሕዝቶ መደባታ፡ ኣብ ኣተሓሳስባ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ዝህልዋ ጽልዋን፡ ዛጊት ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዘሎ ዝርጋሐኣን ብዝምልከት ምስ ካብ ኣባላት እታ ራዲዮ ኣቶ ዓድል ሳልሕ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

 Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



04/02/2019 23:54 PM

ሓበሬታ ንኹሉኹም ግዱሳት

PUBLIC NOTICE

ሃገረይ ኤርትራ

መጽሓፍ ናይ ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ

ተዳልያትልኩም ኣላ።

ብዙሓት ግዱሳት፡ መጽሓፍ ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ ብኸመይ ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ክትሓቱ ምጽናሕኩም ዝፍለጥ ኢዩ። እነሆ እምበኣር፡ ኣብ ኤውሮጳ ተሓቲማ ተዳልያትልኩም ኣላ። ኣብ ቀረባኹም ዘሎ ኣከፋፋሊ መሪጽኩም ብምውካስ ክትዕድጉ ትኽእሉ።  ኣብዚ ጠውቑ።  ሰናይ ንባብ ይግበረልኩም።



04/02/2019 13:05 PM

ኣገዳሲ መጸዋዕታ

ናብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡

ካብ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ዋዕላ ጀነቫ

Important Call to All Eritreans World-wide from Eritrean People’s Task Force Geneva

دعوة هامة لجميع الإرتريين في جميع أنحاء العالم من

فرقة العمل الشعب–جنيف

25 January 2019

   Read more:

ትግርኛ    English    عربى



03/02/2019 22:50 PM

ምቕልቃል ገዘፍቲ ፖለቲካዊ ምዕባለታት፡

ሓድሽ ሜላ ኣቀላልሳ ኢዩ ዝጠልበና ዘሎ።

Emergence of huge political changes is calling for a new approach of mobilisation

ዘተ ምስ ገዲም ተጋ. ኣሕመድ ኣልቀይሲ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Feb 2019

9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY

ናይ ሰንበት ዕለት 03 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኢዩ። "ምቕልቃል ገዘፍቲ ፖለቲካዊ ምዕባለታት፡ ሓድሽ ሜላ ኣቀላልሳ ኢዩ ዝጠልበና ዘሎ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 03 February 2019, our invited guest is Veteran Ahmed Al-Kaissi. His discussion topic is: "Emergence of huge political changes is calling for a new approach of mobilisation" You are all welcome to participate.

 1ይ ክፋል (03-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (03-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (03-Feb-2019)



02/02/2019 23:55 PM

ኣሎኹ በል፡ ሰብ ክእከብ፡

መፍትሒ ኸኣ ክርከብ

Come forward together, in search of a solution.

Discussion Mr Solomon Woldemichael

ዘተ ምስ ሰሎሙን ወልደሚኬኢል

(ዕባይ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Feb 2019

10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም ዕለት 02 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ሰሎሙን ወልደሚኬኢል ኢዩ። ሰሎሙን ወልደሚኬኢል፡ "ኣሎኹ በል፡ ሰብ ክእከብ፡ መፍትሒ ኸኣ ክርከብ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 02 February 2019, our invited guest is Mr Solomon Woldemichael. His discussion topic is: "Come forward together, In search of a solution." You are all cordially invited to participate.

 1ይ ክፋል (02-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (02-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (02-Feb-2019)



02/02/2019 09:50 AM

መግለጺ ኮሚቴ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ንፍትሒ ስዊዝ - 29/1/2019

ኣብ ዕለት 27/01/2019 ብኮሚቴ መኣዲ ዘተ ንፍትሒ ስዊዘርላንድ፣ ዝተጸውዐ ኣኼባ፣ ኣብ ከተማ ኣረው ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ዝተፋላለያ ውድብት፣ ምንቅስቓሳት፣ ሰልፍታት፣ ሲቪካዊ-ማሕበራት፣ ውልቀ ንፍትሒ ዝቃለሱ ዜጋታት ዝተሳተፍዎ ምውህሃድ ዝሰፈኖ እሩም አኼባ ተኻይዱ። ብዝክረ ሰማእታት ተኸፊቱ። ዕላማኡ መርሐ ሓድነታዊ ኣሳራርሓን ንኹሉ ዜጋ ኤርትራዊ ዝጥርንፍ ሓደስቲ ኣገባባት ቃልስን፣ አብ ዝተፋላልዮ  ከተማን ሃገርን ዞባን፣ ካብኡ ሓሊፉ ዓለምለኻዊ ጽላል ንምብጻሕ ኮይኑ፡ ክካየድ ዘለዎ ስርሓትን ክማላእ ዘለዎ ተግባራትን፣ ሓባሪ መስርሕ ስልቲ ንምውጻእ እዩ ተጋቢኡ። ኣዋሃሃዲት ኮሚቴ መኣዲ-ዘተ ንፍትሒ/ስዊዝ ንተሳተፍቲ ንይ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ድሕሪ ምሃብ፣ ዛዕባ ዘተ ከም ዝስዕብ ዘርዚራቶ፡  Read more



01/02/2019 23:55 PM

ጠንቂ ቅልውላው ኤርትራ፡

ዘይምህላው ውሽጣዊ ሰላም ዶስ ግዳማዊ ዘይምርግጋእ? እንታይ'ከ እዩ እቲ ዘላቒ ፍታሕ?

The source of Eritrean crisis:

Lack of internal peace or External instability? What would be the sustainable solution?

ዘተ ምስ ዲፕሎማሰኛ ኡስታዝ ዓብዱረዛቅ ሻዉር

Discussion With Stuz Abdulrazak Shawer

ضمن الندوات و اللقاءات الهادفه و البناءة التى تقدمها غرفة دلالت هلينا بالبالتوك، تُعلن عن استضافة الديبلوماسي الاستاذ عبد الرزاق شاور في ندوة بعنوان "هل تتكيئ ازمة اريتريا علي غياب السلام الداخلي ام الخارجي؟ ما العمل؟ موعدكم يوم1/2/2019 الجمعة في تمام التاسعة مساءا بتوقيت برلين.

   ዓርቢ Friday 01-February-2019  At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018  ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"

 1ይ ክፋል (01-Feb-2019)፡   2ይ ክፋል (01-Feb-2019)

 3ይ ክፋል (01-Feb-2019)



01/02/2019 03:47 AM

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሞት ሓረበኛ ጀግና መምህር ኢብራሂም ዩንስ መሓመድኑር ምስ ሰማዕና ዝተሰማዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ሓርበና መምህር ኢብራሂም ዩንስ ድሕሪ’ቲ ኣብ ጥቅሚት 2017 ዝተላዕለ ናይ ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-እስላሚያ ናዕቢ ኣብ መቁሕ ናይ ስርዓት ህግደፍ እንከሎ እዩ ትማሊ ሮቡዕ ዕለት 30/01/2019 ድሕሪ ሰላትል ኣል-ዓስር ኣብ መቃብር ሼኽ ኣል-ኣሚን ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ተፈጺሙ።

ሓረበኛ መምህር ኢብራሒም ዩንስ ብ 25/12/1949 ኣብ ኣስመራ ተወሊዶም ዓብዮም። ስውእ መምህር ኢብራሂም ኣብ ምምሕዻር ንግዲ ብዲግሪ ዝተመረቁ ነጋዳይን ኣቦ ኣርባዕተ ቆልዑ እዮም

ነይሮም።   Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-















Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print