Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

May 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



29/05/2018 23:55 PM

Interview with Mesfin Hagos, Dr Angesom Atsbeha

and M Berhan Blata

ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛታት መስፍን ሓጎስ፡ ዶ/ር ኣንገሶም ኣጽባሃ፡ መሓመድ ብርሃን ብላታ።

Erimedrek 27 May 2018

See also ምስዚ ዝዛመድ ዝኽሪታት:-





29/05/2018 23:55 PM

Why has May 24

become controversial?

by Mahmud Saleh

I have read and listened to various narrations and characterizations concerning May 24, Eritrea's independence day. Although I was to submit the second part of the topic I had started in Tigrigna, concerning why the opposition has stagnated, I thought to scribble an opinion on the current topic was more pressing, considering its urgent nature (time sensitive subject). Read more





28/05/2018 12:41 PM

British parliament hears chilling reports

of religious persecution in Eritrea:

calls for UK action

[ERITREAHUB.ORG May 24, 2018]

Religious leaders representing Eritrea’s Christians and Muslims spoke passionately about the repression their people face today.

Speaking before MPs and members of the House of Lords at a meeting chaired by Lord Alton, they gave two hours of evidence.

Dr Berhane Asmelash, a vicar in the church of England, explained how dozens of men and women he knew personally had been jailed and tortured for their faiths. Read more




28/05/2018 09:29 AM

Reflection on May 24,

Eritrean Independence -

 Dr. Asefaw Tekeste

and Jour. Habtom Yohannes

ተዘክሮታት ኣብ መዓልቲ ናጽነት

[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን at Tempo Afric Tv ]

See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-

TempoAfric TV Eritrea (መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)





26/05/2018 23:49 PM

ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢኣን

Current Political situation of

Eritrea and our Region

ገዲም ሓርበኛ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ

Veteran Dr. Heruy Tedla Bairu

[Paltalk Hdri Jeganuna ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ናይ ሕድሪ ጀጋኑና ዕዱም ጋሻ ንዕለት Saturday 26 May 2018 ገዲም ሓርበኛ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኮይኑ፡ ሒዙልና ዝቐርብ ሰሚናርን ኣስተምህሮን ድማ፡- "ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢኣን Current Political situation of Eritrea and our Region" ዝብል ኢዩ። ገዲም ሓርበኛ ኣቦና ዶ/ር ሕሩይ፡ ኣብ 2015፡ እታ “ERITREA AND ETHIOPIA: A Front Row Look at Issues of Conflict and the Potential for a Peaceful Resolution” ዘርእስታ ኣብ ተመኩሮኡን መጽናዕቲን ዝተሞርኮሰት መጽሓፉ ንኣንበብቲ ኣፍርዩ ኢዩ። Veteran Dr. Heruy Tedla Bairu is our guest on Saturday 26 May 2018. He delivers seminar on: Current Political situation of Eritrea and our Region.

 1ይ ክፋል (26-May-2018)  2ይ ክፋል (26-May-2018)

 3ይ ክፋል (26-May-2018)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




26/05/2018 20:56 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Saturday 26 May 2018 መደብ

ፍሉይ መደብ ብምኽንያት

መበል 27 በዓል ናጽነት ኤርትራ!

Special Show on the occasion of

Eritrea’s 27th Independence Day

ፍሉያት ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኢዮም። Our special guests are Mr Kibreab Tesfu and Mr Kidane Hagos.

  1ይ ክፋል (26-May-2018)




26/05/2018 03:28 AM

ናጽነት ኤርትራ ኣብ ድርብ ስምዒት፣

ተመስገን ካሕሳይ ዕላል ምስ

እስቲፋኖስ ጸሃየ (ግዳይ ሲናይ ካብ ዝኾኑ)

[Tigrigna Social Media ]




25/05/2018 23:28 PM

ሰሚናር ብኣዳላዊት ሽማግለ

ፈስቲቫል ኣትላንታ (August (ነሓሰ)-2018)

At Paltalk Hdri Jeganuna Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ብመሰረት’ቲ ኣብ ዕለት 25 ዝተዋህበ ሰሚናር፡ ዕላማ ናይቲ ፈስቲቫል፡- ህዝባዊ መዛተዪ መድርኽ ምኽፋት። ንምሁራትና ዘሳትፍ ናይ ኣስተምህሮ መድርኽ ንምኽፋት፡- ንመንእሰያት ዝምልከት ፍሉይ ኣስተምህሮኣዊ መደባት፡ ግደ ደቀንስትዮ ኣብ ሕብረተሰብና ዘሐይል መደባት፡ ሲቪካዊ ማሕበራት ተማእኪለን ብሓባር ዝሰርሓሉ መንገድታት ንምዝታይ፡ ባህላዊ ናይ ምዝንጋዕን መደባት፡ ኣብያተ እምነታትና ሓቢሮም ኣብ ሕብረተሰብና ኣውንታዊ ኣበርክቶ ክገብርሉ ዝኽእሉ ባይታ ዕድል ምኽፋት፡ ወዘተ ገለ ካብቲ ኣብቲ ብኣዳላዊት ኮሚቴ ኣብቲ ሰሚናር ዝተጠቕሰ ኢዩ። ከምኡውን ኣገደስቲ መብርሂታት ንሕቶታት ካብ ተሳተፍቲ ሂቦም ኣለዉ። እዋናዊን ተወሳኺን ሓበሬታ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ወብሳይቶም ክትውከሱ ትኽእሉ፡- www.Eritreanfest.com

1ይ ክፋል (25-May-2018)  2ይ ክፋል (25-May-2018)




24/05/2018 23:53 PM

Legend Artist Veteran Tsehaytu Beraki

passed away, 24 May 2018

ህብብቲ ስነጥበባዊት

ሓርበኛዊት ጸሃይቱ በራኺ፡

ከም ዝዓረፈት ተሓቢሩ

ህብብቲ ስነጥበባዊት ኣዴና ሓርበኛዊት ጸሃይቱ በራኺ፡ ከምዝዓረፈት፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (ፊስቡክ) ሎሚ 24 ግንቦት 2018፡ ክዘውር ብዝወዓለ ሓበሬታታት ተፈሊጡ ኣሎ። ኣዴና ጸሃይቱ በራኺ፡ ካብ መጀመሪያ 1960ታት ኣትሒዛ ብዙሕ ባህላዊን ሃገራዊን ዜማታት እናዜመት፡ ሃገራዊ ወኒ ኤርትራውያን ዘበራበረት፡ ድሓር ከኣ ብኣካል ናብ ሜዳ ተሰሊፋ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ስነጥበባዊት ኣዴና ኢያ።

መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ሓርበኛ ጽሃይቱ በራኺ።

ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ቤተሰብን ድማ ጽንዓት ይሃብ።




24/05/2018 23:24 PM

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነትን ብድሆን ኤርትራ

“ሞሳ ስውኣትና ብምኽፋል ድሕነት ሃገርን ሓርነት ህዝብናን መጻኢ ወለዶታትናን ክነውሕስ መብጸዓና ነሐድስ”

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ!  ብርግጽ ደም ካብ ረሃጽ ይሓፍስን ይረዝንን እዩ። ሃገራዊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓርነትን ንምርግጋጽ፣ ኣብ ነዊሕን መሪርን ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተኸፍለ መስዋእትን ስንክልናን፣ ምእንቲ ሓርነት ህዝቢ ንሞት ከም መርዓ፣ ንስንክልና ከም ስልማት፣ ንኸርተት ገድሊ ከም ተመኩሮ ተወሲዱ፣ በብእብረ ብሓያላን ሃገራት ዝምወል ዓርሞሸሻዊ ወታሃደራዊ ሓይሊ ስዒሩ - ምድራዊ ሃገራዊ ነጻነት ካብ ዝረጋገጽ እነሆ 27 ዓመታት ሓሊፉ።  ምድራዊ ነጻነት ናብ ህዝባዊ ልዑላውነትን ሓርነትን ኣብ ክንዲ ዝሰጋገር - ናብ ምልካዊ መግዛእታዊ ባርነት ብምእታው፣ መሰረታዊ ሽቶ ሰውራና ዝኾነ ሓርነት ህዝብን ዝተኸፍለሉ ሰፍ ዝይብል መስዋእትን ተጠሊሙ። ከም ውጽኢቱ፣  Read more




24/05/2018 20:45 PM

መዓልቲ ናጽነት 2018

ምስ ገዳይም ሓርበኛታትን ተቓለስቲን

Marking Eritrea's 27th Independence Day.

With our Senior Veterans and Compatriots

At Paltalk Hdri Jeganuna Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

ኣብዚ መደብ’ዚ፡ ዓበይቲ ሓርበኛታት መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ፡ ሓርበኛታት መንእሰይ ወለዶ፡ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ሓፋሽ ውድባትን፡ ብእጋጣሚ 27 ዓመት በዓል ናጽነትና፡ ዘለዎም ዝኽርታትን ሕሉፍ  ተመኩሮታትን ብምክፋል፡ ለበዋታትን ምዕዶን ብምትሕልላፍን ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረቡ ሕቶታት ብምምላስን ነቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ዝተዓወትናሉ ዕለተ-ናጽነትና፡ ብድምቀት ጸምቢሎሞ ውዒሎምን ሓዲሮምን። This was a speciall celebration event in which senior veterans, young veterans, and our civic veterans participated and shared their reflections and experienced with the public.

1ይ ክፋል (24-May-2018) 2ይ ክፋል (24-May-2018)

3ይ ክፋል (24-May-2018) 4ይ ክፋል (24-May-2018)

5ይ ክፋል (24-May-2018) 6ይ ክፋል (24-May-2018)




24/05/2018 18:22 PM

Eritrea Independence Day 2018

President Isaias

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ መዓልቲ ናጽነት 2018

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-




24/05/2018 14:23 PM

መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ጽምብልን ዝኽርታትን

Eritrea's 27th Independence Day,

Celebration and Reflections

ብ'ዮውሃንስ ጸጋይ

ክቡራት ተኻታተልቲ፡

ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ን መበል 27 ዓመት ናጽነትና ዝምልከት ርእይቶን ለበዋን ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን።

ናጽነት!

እወ ናጽነት! ሽማ ጥዕምቲ፡ ስለዝኾነት ድማ ኩሉ ፍጡር ወዲ ኣዳም ይብግህጋ፡ ይስዋኣላ፡ ከይትጠፍእ ይከናኸና፡ ካብ ውሉድ ወለዶ ብክብሪን ድምቀትን የሰጋግራ! ህዝቢ ኤርትራ፡ ናጽነቱ ምስተነፍገን ምስተሓድገን፡ ንሳላሳ (30) ዓመታት ብረት ኣልዒሉ ብሓባር ተጋዲሉ። ነቲ ብግዝፉን ብዓጢቑዎ ዝነበረ ዘመናዊ ኣጽዋራትን ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መግዛእታዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደራዒሙ፡ ልዑላውነት ሃገሩ ኣመስኪሩ፡ ባንዴራ ኤርትራ ከም ዓለማ ኣብ መጋባእያ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ከም እተምበልብል ገይሩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ሞሳን ነቶም ነዚ ክዉን ዝገበሩ ሓርበኛታትናን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን! ዮሃና! Read more




23/05/2018 13:43 PM

Eritrean Veterans – where the best began

Reaching for the hard notes

by Kiki Tzeggai

As we celebrate our Independence Day, never should we forget about ALL Eritrean Veterans who felt the present, aimed at our future and embraced it all.

Walking parallel with our Veterans, let us remember and celebrate ALL Eritrean Martyrs who loved us then and love us still despite our mess and our flaws. They have met death and faced it standing. All died too soon. Let us honor them in unity and never let them be just a name on a memorial at which we might not pause. Read more




20/05/2018 23:15 PM

ርሑስ መበል 27

በዓል ልደት ፍቕርቲ ሃገረይ

ማሕሙድ ሳልሕ (MAHMUD SALEH)

ኣብዚ መበል 27 ዓመት ልደትኪ ነብዕለሉ ዕለት፥ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ከጽብቦ። “ርሑስ በዓል ልደት ብምባል ከ ዘይጅምሮ። እቶም ድቅኺ ናብ ንቡር ጥንሲ ከይበጽሕ ዝተማወቱ፡ ምስ ምውላድኪ መይቶም። ታተ ኢልኪ ኣብ ዝተበገስክሉ ብርክኺ ቐርሲሞም ከረማስሱኺ ዝሃቀኑ፡ ሎሚ ብርኮም ይጠልሞም ኣሎ። ከጽምወክን ክጽልምተክን ዝተፋለሙ፡ ሎሚ ጸላም ይሽቦም ኣሎ። ናብ ደገ ከሕድሩኽን ንቑሪ ከሳጥሑክን ዝተጋደሉ፡ ሎሚ ጸግዒ ይደልዩ ኣለዉ። የቛርሮም ኣሎ። ንስኺ ግን፡  Read more

See Related ምስዚ ዝዛመድ:-




20/05/2018 21:58 PM

ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት -

ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራን

Aspirations on Eritrea’s Independence Day - Update on Eritrea’s Opposition Camp.

ሰሚናር ብ'ሓርበኛ ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ   

Seminar by Veteran Dr. Yesuf Birhanu

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና

(20-May-2018)

ኣብዚ ሰሚናር'ዚ "ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት - ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራን Aspirations on Eritrea’s Independence Day - Update on Eritrea’s Opposition Camp." ብዝብል ኣርእስቲ፡ ከምኡ'ውን ንኩነታት ደምበ ተቓውሞ ዝምልከት ሰፊሕ ሸፈነ ተዋሂቡዎ ኢዩ።

1ይ ክፋል (20-May-2018) 2ይ ክፋል (20-May-2018)

3ይ ክፋል (20-May-2018) 4ይ ክፋል (20-May-2018)




20/05/2018 21:58 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 20 May 2018 መደብ

ፍሉይ መደብ ብምኽንያት

መበል 27 በዓል ናጽነት ኤርትራ!

  ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና!   

Happy Independence Day Eritrea!

ድምጺ ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 27 ዓመት መዓልቲ ናጽነትና፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ብዘይኣፈላላይ፡ ዘዛናግዕ ካብ ኩሎም ስነ-ጥበባዊያንና ዝተመርጸ ጣዕመ ዜማታት ንቐደም በሉ! Three-Full-hours of music, on the occasion of 27th Eritrea's Independence day-enjoy!

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ




19/05/2018 00:05 AM

SUCCESS AGAINST ALL ODDS: INSPIRATION

FOR OUR ERITREAN YOUTH IN DIASPORAS

by Dr. Tesfa G. Gebremedhin.

West Virginia University

Eritreans in Diasporas have diverse educational and career background. The majority of us came to North America, Europe, Australia, Middle East, and some African countries as refugees and we are mostly engaged in labor-intensive work. The rest few of us who came on scholarship for educational opportunities are scholars engaged in professional jobs. Most Eritrean parents in Diasporas who came as refugees, did not have the opportunity to earn college education. Obviously, they could not have the necessary skills to...Read more




18/05/2018 21:45 PM

ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።

   "An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea.




18/05/2018 16:47 PM

National Struggle - Past & Present

Positive & Negative Experiences

ሃገራዊ ቃልሲ ቅድምን ሕጂን

ኣወንታውን ኣሉታውን ጎንታቱ

See also ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኻየደ ዕላል:-




18/05/2018 16:47 PM

Discussion on the status quo of

Ethio-Eritrean Conflict

ዘተ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኸይድ ዘሎ ምፍሕፋሕን ፖለቲካዊ ምዕባለታትን

[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን at Tempo Afric Tv ]

See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-

TempoAfric TV Eritrea (መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)




17/05/2018 14:32 PM

The mission of Global Initiative

The mission of Global Initiative of Eritreans to Empower Grassroots Movement is to pave the way for all Eritreans to actively participate and contribute to the establishment of accountable and sustainable constitutional governance in Eritrea.

مهمة المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية هي تمهيد الطريق أمام جميع الإرتريين للمشاركة بنشاط والإسهام في تأسيس إدارة دستورية مستدامة وخاضعة للمساءلة في إرتريا

ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ንኹሎም ኤርትራውያን ተሓታትን ነባርን ቅዋማዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምትካል ንጡፍ ተሳትፎ ዘበርክቱሉ መንገዲ ንምጽራግ ኢዩ። Read more





13/05/2018 23:28 PM

ርእይቶ ብዛዕባ ኮንፈደረሽን

On the issue of Confederation

ሰሚናር ብ'ሓው ዓብዱራሕማን ሰይድ (ቦሃሽም)

Seminar by Mr. Abdurahmsn Sayed (Bohashem)

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ሰንበት ዕለት 13-05-2018)

ናይ ሰንበት ዕለት 13-05-2018 ዕዱም ጋሻና ሓው ዓብዱራሕማን ሰይድ (ቦሃሽም) ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡- "ፍልልይ ፈደረሽንን  ኮንፈደረሽንን፡ ኮንፈደረሽን ንምንታይ የድሊ፡ ኮንፈደረሽን ምስ መን፡ ነዚ ንምትግባር ከ እንታይ የድሊ?” ኣብ ዝብል ኣርእስቲታት ኣስተምህሮ ይህብ። Our guest speaker on Sunday 13 May 2018 is  Mr. Abdurahmsn Sayed (Bohashem). He will deliver Seminar on: "Federation vs Confederation, Why Confederation is important? Confederation with who? Requirements in achieving this?”.

1ይ ክፋል (13-May-2018) 2ይ ክፋል (13-May-2018)

3ይ ክፋል (13-May-2018)4ይ ክፋል (13-May-2018)

5ይ ክፋል (13-May-2018)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




12/05/2018 23:55 PM

ኰንፈደረሸን ምስ ኢትዮጵያ

ጸጋ ዶ ወይስ ፈተና?

Confederation with Ethiopia -

A Grace or A Test?

ሰሚናር ብ'ሓው ሰንጋል ወልደትንሳኤ

Seminar by Mr. Sengal-Woldetnsae

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 12-05-2018)

ናይ ቀዳም ዕለት 12-05-2018 ዕዱም ጋሻና ሓው ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡- "ኰንፈደረሸን ምስ ኢትዮጵያ ጸጋ ዶ ወይስ ፈተና?" ዝብል ኢዩ። Our guest speaker on Saturday 12 May 2018 is  Mr. Sengal-Woldetnsae. He will deliver Seminar on: "Confederation with Ethiopia - A Grace or A Test?"


 1ይ ክፋል (12-May-2018) 2ይ ክፋል (12-May-2018)

 3ይ ክፋል (12-May-2018)፡  4ይ ክፋል (12-May-2018)

 5ይ ክፋል (12-May-2018)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




11/05/2018 12:27 PM

ዕረፍቲ ተቓላሲት ሓፍትና

ተኽኣ ጸጋይ

ውፍይቲ ደላይት ፍትሒ ተቓላሲት ተኽኣ ጸጋይ መኮነን፡ ብዝሓደራ ሕማም ሰኑይ 7 ግንቦት 2018 ኣብ እትነብረሉ ከተማ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዓሪፋ። ስነ-ስርዓት ቀብራ ከኣ ሎሚ ዓርቢ 11 ግንቦት 2018 ይፍጸም ኣሎ።

     ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ውፍይቲ ተቓላሲት ሓፍትና ተኽኣ ጸጋይ፡ ኣብ ፈለማ ሰብዓታት ኣብ ኤርትራ ብዝነበረ ፖለቲካዊ ኩነታት ምኽንያት ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርታ ኣቋሪጻ ተሰዲዳ ናብ ሮማ ኢጥልያ ኣትያ።

     ተኽኣ ልዑል ናይ ትምህርቲ ባህግን ድሌትን ስለዝነበራ፡ ነቲ ከቢድ ናይ ስደት ህይወት ገጢማ ኣብ ሮማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሶሾዮሎጂ ኣጽኒዓ። ኣብ መፋርቕ ሰማንያታት፡ ስደት ቀጺላ ንኣመሪካ ኣትያ ትምህርታ ዛዚማቶ። ብዝነበራ ዝድነቕ ህዝባዊ ርክብን ፍልጠትን ከኣ ኣብ ዞባዊ ምምሕዳር ካሊፎርንያ ከም ሶሻል ዎርከር (Social worker) ኮይና ተቖጺራ ዝተፈላለየ ሓገዝ ንዘድልዮም ጽጉማትን ስደተኛታትን ዝደገፈት ደላይት ጽቡቕ እያ።

 ...Read more




08/05/2018 20:43 PM

ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ

ካብ መጽሓፍ ኢብራሂም ቶቲል

History of Eritrean Liberation Struggle

From Veteran Ibrahim Totil’s book

[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]

        Part-1:  Part-2:  Part-3:  Part-4:  Part-5:




08/05/2018 16:07 PM

ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ?

ኣበይ ኣላ ኣዴኻ?  ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ?

ብኣበባ ተስፋጊዮርጊስ (May 2, 2018)

[Asmarino ኣዝማሪኖ]

ክቡር ህዝቢ  ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ከመይ ኢልኩም ቂኒኹም?  ኣነ እግዚኣቢሄር ይመስገን ድሓን ኣሎኹ። እምባኣር ሎሚ ማዓልቲ ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ? ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ? ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ ኣሎኹ።

ብ 2014 ዓ.ም. ጳጳሳት ናይ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን “ኣበይ ኣሎ ሐውኻ” ትብል ጽሕፍቲ ዘሎ ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን እቲ ቅዱስ ጽሑፍ ተኸቲልካ እግዚኣቢሄር ዝፈትዎ… Read more




07/05/2018 09:59 AM

ታሪኻዊ መደረ ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ

Historical Speech by Dr. Yesuf Birhanu

Toronto, Canada 06 May 2018

ብ’ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣብዚ ዘካየዶ ህዝባዊ ኣኼባ፡-ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ህሉው ኩነታት ደምበ ደለይቲ-ፍትሒን ገምጊሙ፡ ሃገርና ንምድሓን ንኹሉ ኤርትራዊ ህጹጽ ጻውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ። ካብ ህዝቢ ዝቐረቡ ኣገደስቲ ሕቶታት እውን ሰፊሕ መልሲ ሂቡሎም። Dr. Yesuf Birhanu, in his Historical public Speech, gave deep analysis of Eritrean crises and called upon Eritrean public to urgently unite their efforts in the salvation of the country. He also gave detailed responses to questions put on by participants.

see full Audio clip here (ኣብዚ ጠውቑ).




07/05/2018 03:59 AM

Atlanta Justice Seekers Festival

ፈስቲቫል ኣትላንታ

 Interview Coordinating Comttee Members

ዝርርብ ምስ ኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ

03-05 August 2018




06/05/2018 23:32 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 06 May 2018 መደብ

ሓርበኛ ተስፋልደት ኣብራሃ (9ይ ክፋል)፡

ሓርበኛ ተስፋልደት ኣብራሃ (ወዲ ባሻይ) (ተሓኤ) ተመኩሮኡ ኣብ ሰውራ (ጽቡቑን ሕማቑን)፡ ዘጋጠመ ወጥሪን ምፍንጫልን ኣብ ዲኣስፖራ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን መፍትሒኡን። Veteran Tesfaldet Abraha (wedi Bashay) (ELF), shares his experience of ups and downs within the ELF, the dilemma and splitting of opposition groups in Diaspora, the current situation of Eritrea and its remedy.


1ይ ክፋል (21-Jan-2018)፡  2ይ ክፋል-A (18-Feb-2018)

2ይ ክፋል-B (18-Feb-2018) 3ይ ክፋል-A (25-Feb-2018)

3ይ ክፋል-B (25-Feb-2018) 4ይ ክፋል-A (04-Mar-2018)

4ይ ክፋል-B (04-Mar-2018)5ይ ክፋል-A (25-Mar-2018)

5ይ ክፋል-B (25-Mar-2018)6ይ ክፋል-A (01-Apr-2018)

6ይ ክፋል-B (01-Apr-2018)7ይ ክፋል A (22-Apr-2018)

7ይ ክፋል B (22-Apr-2018)8ይ ክፋል A (29-Apr-2018)

8ይ ክፋል B (29-Apr-2018)9ይ ክፋል A (06-May-2018)

9ይ ክፋል B (06-May-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




06/05/2018 17:05 PM

Eritrean Veterans

The path to Calm

by Kiki Tzeggai

Calmness requires optimism and faith in the set goal. Our Veterans had optimism because of the motivation that sent them to war. They could see through the thick fog of all problems surrounding them. Our Veterans were constantly fighting against all odds while trying to place a free Eritrea in the world’s map.

They had faith in their people and showed us the way not to lose ourselves in the turmoil of war. They persisted through all obstacles that stood on the way to free Eritrea from the oppression of occupation. Their calmness made us reap the rewards…Read more




06/05/2018 01:55 AM

ሃገራዊ ሽግራትናን መፍትሒኡን

Our National problem & solutions

أزماتنا الوطنية وأطروحات الحل

ብ’ዶ/ር ሓሰን ሳልማን By Dr. Hassen Salman

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 05-05-2018)

ናይ ቀዳም ዕለት 05-05-2018 ዕዱም ጋሻና ዶ/ር ሓሰን ሳልማን ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡- "ሃገራዊ ሽግራትናን መፍትሒኡን" ዝብል ኣስተምህሮ ኢዩ። ኩልኹም ብኽብሪ ትዕደሙ።

Our guest speaker on Saturday 05 May 2018 is  Dr. Hassen Salman. He will deliver Seminar on: "Our National problems and its resolution." All are cordially invited to attend.



 1ይ ክፋል (05-May-2018)፡  2ይ ክፋል (05-May-2018)፡   

 3ይ ክፋል (05-May-2018)፡  




05/05/2018 21:37 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

 ናይ ቀዳም 05 May 2018 መደብ

ትርጉም ናጽነት፡ ገምጋም ዝሓለፈ 27 ዓመታትን

ትርጉም ናጽነት፡ ገምጋም ዝሓለፈ 27 ዓመታትን። Eritrean Independence, Reflections and outcome over the last 27 Independence years. ኣብዚ ጠውቑ




04/05/2018 00:46 AM

"ተዘክሮታትን ታሪኽን -

ኣብነታት ካብ ታሪኽ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ"

ሓዳስ መጽሓፍ New Book launch

ብ'ገዲም ሓርበኛ ዓሊ መሓመድ ሳልሕ፡

by Veteran Ali Mohammed Saleh

ገዲም ሓርበኛ ዓሊ መሓመድ ሳልሕ፡ ካብ ጊዜ ሓራካ ጀሚሩ ዝተጋደለ፡ ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ ኢዩ። "ተዘክሮታትን ታሪኽን - ኣብነታት ካብ ታሪኽ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ" ዘርእስታ መጽሓፍ ንኹሉ ኣንባቢ ቀሪቡልና ኣሎ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዓረብኛ ተሓቲማ ነይራ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ ኢያ ቀሪባትልኩም ዘላ።

ንዕምቆትን ትሕዝቶን ናይታ መጽሓፍ ኣመት ንምርካብ፡ ኣብ እዋን ምልላያ ዝተገብረ ጽምብል፡ ኣብዚ ጠውቑ። ነፍሲወከፍ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን፡ ነዛ መጽሓፍ ወኒኑ ከንብባ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ድማ፡ ሕሉፍ ታሪኽ ሓርበኛታት ኣያታቱ ክመሃረሉን ክውንኖን ስለዝግባእ፡ ነዛ መጽሓፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብብዙሓት ሰነድቲ ታሪኽ ኤርትራውያንን ሓርበኛታትን ድሮ ተሓቲሙ ዘሎ መጻሕፍቲን ናይ ቭቪድዮን ድምጺን ሰነዳት እውን ክከታተሎ ከምዝግባእ፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ። Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-





03/05/2018 01:20 AM

ዕድመ ናይ ድራር ምሸት፣

14:00 pm, 27 May 2018

(Amsterdam, The Netherlands.)

ሓገዝ ንናጽነት ኤርትራ ክዉን ዝገበሩ ውጉኣት ሓርነት

Invitation to help ELF Disabled Veterans

in Kassala  

ሽማግለ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኣብ ሆላንድ

ልዕላውነት ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ከምዝተረጋገጸን ፥ ክንዕቅቦ ዘሎና ክቡር ታሪኽና ምዃኑ ዘማትእ ኣይኰነን። ንክቡራት ስዉእትና ሞጐስ ፥ ነዞም ንናጽነት ሃገር ንምውሓስ ሕይወቶም ብስንክልና ዝኸፈሉ ጀጋኑ ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም ኤርትራዊ ሕልና እዩ። ምስዚ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዝገበረ ናይ ኣካል ስንክልና ተደረብቲ ሕማማት ከም ሕማም ሽኮር ፣ ብዝሕን ጸቕጢ ደምን ካልኦት ናይ ውሽጣዊ ክፍለ ኣካላትን ሽግራትን እናሕለፉ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ስንኩላን ብጾት ከምዘለዉና ክንዝክር ናይ ነፍስ ወከፍ አርትራዊ ዜጋ ሓላፍነት ምዃኑ ኣይትዝንግዕዎን ንብል።  …Read more




01/05/2018 22:25 PM

Alemseged Tesfai’s Trilogy of Books,

A Must Read for All Eritreans

Book Review by Gebre Hiwet Tesfagiorgis*


Greetings to all Dear Brothers and Sisters,


I feel great pride to write a few words about a prolific writer and a contemporary scholar of history and culture of Eritrea who actually does not need much of an introduction. His name is Alemseghed Tesfai Voltaire, the famous French writer said, “To hold a pen is to be at war.” Though Alemseghed Tesfai might not be a great warrior at war in holding the guns and rifles, but he is a great warrior in holding the pen for the best use of it. Alemseghed is an outstanding and highly respected Eritrean scholar of wondrous …Read more




01/05/2018 22:25 PM

ፍሉይ ቃለመጠይቕ ምስ፡-

ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ

[Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ኣብዚ ምስ ራድዮ ኤረና ብዕለት 30 ሚያዝያ 2018 ዘካየዶ ቃለመሕትት፡ ካብ ጋዜጠኛ ኤረና ንዝቐረቡሉ ኣገደስቲ እዋናዎያንን ኣዛረብቲን ሕቶታት መብርሂን መልሲታትን ሂቡሎም ኣሎ። ከም ዝፍልጥ፡ ዶ/ር በረኸት፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣብቲ ዋዕላ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ዝበሃል ኮንፈረንስ፡ ተሳቲፉን መግለጺ ሂቡን ከምዝነበረን፡ እቲ ዝሃቦ መደረ ድማ ብመራኸቢ ብዙሓን ተዘርጊሑ ምቕናዩን ዝፍለጥ ኢዩ። እዚ ድማ መዛረቢ ዛዕባ ናይ ብዙሓት ኤርትራውያን ኮይኑ ቀንዩ ኢዩ። ነቲ ዝተፈላለየ ትንታነታት ተዓዘብቲ ዘንጸባርቕ ሕቶታት ኢዩ ቀሪቡሉ፡ ዝሃቦ መልስታት ድማ ምስምዑ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ።  ሙሉእ መደብ ንምስማዕ፡ Radio Erena ራድዮ ኤረና 30/04/2018 ጠውቑ












Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print