Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

August 2017 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና






29/08/2017 19:23 PM

ትውልዲ ኣለና -

ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፡

ኣብነት ዋዕላ ቤት-ጊዮርጊስ።

ብኣራራት ኢዮብ።

This is a historical account about Waala Bet-Ghiorgis. Researched by Ms Ararat Iyob.


ትውልዲ ኣለና - ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፡ ኣብነት ዋዕላ ቤት-ጊዮርጊስ። ብኣራራት ኢዮብ።




27/08/2017 00:54 AM

ጠንቂ ስደትና እንታይ'ዩ?

Whay are we fleeing from Home?

"ኣብ መንደፈራ እንታይ ርኢኺ እንተይልኩምኒ ክገልጾ ኣይክእልን'የ፡ ከም ኣደ ከም ወላዲት ኣይገልጾን'የ፡፡"

[Radio Wegahta]

See also Related :





24/08/2017 00:41 AM

ምስሉይ ባህርያት ስርዓት ህግደፍን መጋበርያታቱን።

Deceptive Lineaments of PFDJ and its Cronies.

ብ'ዶር. ዮሃንስ ወልደማርያም ጉብሳ፡


ግዕዙይ ስርዓትን ተበላጺ ዜጋን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት'ዮም ምኽንያቱ እቲ ሓደ ብዘይትሓደ ትንፋስ የብሉን። ግዕዙይ ስርዓት ዝልለየሎም ባህርያት ነዞም ዝስዕቡ የጣቃልሉ: ብቀንዱ፡ንስልጣን ንህዝቢ ከገልግለሉ ዘይኮነ፡ ውልቀ ረብሕኡን ስልጣኑን ንክዕቅብ ንህዝቢ ብአልማማ ከም ባርይኡ ጊላ ጌሩ ክረግጾሉ ሂርድግ ይብል። ርእይቶ ምኽርን ለበዋን ህዝቢ ምስማዕ አይናቱን፡ አብ ክንዲ ነቲ ዝተኸተሎን ዝኽተሎ ዘሎ ጉጉይን ግዕዙይን አካይዳን፡ አብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ በደልን ሳዕቤናቱን ምግምጋም ወይ ጌጋኻ አሚንካ አራሚ ስጉምቲ ምውሳድ፡ ጌጋኻ ንምሽፋን መባድልቲ ምድላይ፡ አብ መገድን ጓል መገድን ብምትኳር፡ ባዕሉ ወይ ብመገዲ መጋበርያታቱ፡ ጸርፊ፡ ምጥቃን፡ ጽልእን ቅርሕንትን አብ ምዝራእን፡ አብ ባዶ ጃህራን የተኩር። ንምሳሌ፡...Read more




19/08/2017 22:37 PM

መደብ ራድዮ ኣሰርና፡ 19 August 2017

ፍሉይ መደብ ብምኽንያት ዕረፍቲ ነፍስሔር ገዲም ስነጥበባዊ መምህር ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ።

In Memory of Legend Artist Mr Alamin Abdelletif.

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ፡- ዝኽሪታት፡ ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር Reflections of Mr. Yohannes Ferdinando Derar.

    1ይ-ክፋል (12-Aug-2017): 2ይ-ክፋል (19-Aug-2017):

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



19/08/2017 00:21 AM

RESPECTING OUR ERITREAN IDENTITY

IN DIASPORAS

Dr. Tesfa G. Gebremedhin, West Virginia University

Dear Brothers and Sisters,

This is just to let you know that I have retired from my professional career.  I will still remain at West Virginia University as a Professor Emeritus effective July 2017. Today, I have attached to your email my last article of great concern to all of us. Please read it with interest and share it with others, particularly with your children.  I will not be able to write any more articles in the future because...Read more




14/08/2017 09:15 AM

WOLDEAB WOLDEMARIAM:

A Biography of a Visionary Eritrean Patriot, by Dawit Mesfin

[Awate.com]

He spent a major part of his adult life fighting for freedom and human dignity, in a passionate struggle on behalf of his people, the forgotten people of Eritrea. His struggle was frequently a lonely one under bitterly disappointing circumstances ...Read more

ምስዚ ዝዛመድ፡-





12/08/2017 23:57 PM

ብኹረት ብቑዕ መሪሕነታዊ ትካል

ኣብ ቃልሲ፡

ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራ።

ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ጽባሕ ቀዳም ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡- “ብኹረት ብቑዕ መሪሕነታዊ ትካል ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራ፡ ሳይንሳዊ ትንታነ" ዝብል ኢዩ። Next Saturday’s seminar by Dr. Gebre Gebremariam, will focuses on "Lack of Competent Leadership Institution is the Struggle for Democratic Transition in Eritrea: A Leadership Science".

 1ይ ክፋል (12 Aug 2017):  2ይ ክፋል (12 Aug 2017):

 3ይ ክፋል (12 Aug 2017):  መእተዊ (መእተዊ):




10/08/2017 22:40 PM

Interview with AHMED KAISI

ቃለመሕትት ምስ ኣሕመድ ኣልቀይሲ

[SBS Tigrinya ኤስቤኤስ]

ካብ ዩኒቨርሲቲ ናይ ደማስቆ ኣብ 1971 እዩ ምስቶም ንነጻነት ኤርትራ ዝቃለሱ ዝነበሩ ንኽቃለስ ናብ ሜዳ ኤርትራ ኣትዮ። ሓደ ካብቶም ላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር እንተነበረ እኳ፡ ኣብ መወዳእታ ሰማንያታት ተኣሲሩ። ንሱ ከም መምህር ካድርን ጸሓፊ ፖለቲካ ህ.ግ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ከም ፈላጢ ውሽጢ፡ ኣብቲ ውድብ ዝነበረ ኣቕዋም ኣብ ብሄር፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖትን ካልእ ፍልስፍናን እቲ ዝነበረን ዘሎን መሪሕነት እቲ ውድብ እንታይን ከመይን ከምዝነበረን ዘሎን ዝርዝር ቃለ መጠይቕ እዩ። ካብዚ ብተወሳኺ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፡ እስልምናን ዓረብን፡ ንሕናን ዕላማናን፡ ነጻነት ኤርትራ ብጀብሃ እንተዝውዳእ ኩነታት እንታይ ምመሰለን ካልእን ዝብሉ ይርከቦ። ነዚ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

 1ይ ክፋል (2004)፡  2ይ ክፋል (2004)3ይ ክፋል (2004)




09/08/2017 19:20 PM

ስዉእ ሓርበኛ ሓበን ሃገር፡

ብ’ሻምላ

ብዙሕ ታሪኽ ኣሎ ብኣኻ ዝንገር፡

ኣብ መቓብር ኮንካ ህዝብኻ ክምሃር፣

ንብዓት ኣደ.ታትና ካብ ዓይነን ክወርር፡

ምንቃጽ ኣብዩ ደምካ ንምረት ክስዕር፡

ናጽነት ከይጠፍእ ከንቶ ከይኸዉን ጻዕርኻ፡

ሽግር ውሒጥና ጸልሚታ ቀንደልካ፡

ኣይወርድንዩ ጾርና ክሳብ ንፍጽም ሕልምኻ፡

ቃል ንኣቱ ኣሎና ወረስቲ ሕድርኻ፡

Read more




09/08/2017 19:20 PM

ዘተ ሽማግለ ፍትሒ ስያትል። ብዛዕባ’ቲ ፕሮፓጋንዳዊ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም

ዘካይዱዎ ዘለዉ ምድላዋት




09/08/2017 19:20 PM

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

ከተማ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ኣኽቢሮም።

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ 5 ነሓሰ፣ ኣብ ለንደን ኣዳራሽ Initiatives for Change ብክብ ዝበለ ወግዒ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ኣኽቢሮም። ኣብቲ ንቓልሲ ናጽነት ኤርትራ ብኣካል ዘርከቡሉን ዝወዓሉዎ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልዱ ሓደሽቲ ወለዶን...Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

 



09/08/2017 19:20 PM

ብዓል ንዝኽሪ ጀጋኑ ሓርበኛታት አርትራ

ንሓሰ 05, 2017 ዓ.ም.

ብ'ዳዊት ኣስገዶም

ንሓሰ 05, 2017 ዓ.ም. ብዓል ንዝኽሪ ጀጋኑ ሓርበኛታት አርትራ

ብ 1962 ዓ.ም. ኣቢሉ ይኸውን ወርሓቱ ድማ ወርሒ 8/ ንሓሰ ምንባሩ ረግጸኛ እየ ምኽንያቱ ቤተ-ክርስቲያን ዓድና እንዳ ኣቦይ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ዓመታዊ ንግደቱ ኣብ ወርሒ ንሓሰ ምዃኑ ስለዝፈልጥ፡፡ ኣብዚ ንግደት’ዚ ኣቦይ ተኽለሃይማኖት ብጣዕሚ ሰማዕ እዩ ኩሉ ዝለመንካዮ ዘማልእ እዩ ዝብል ጽኑዕ እምነት ኣብ ህዝቢ ስለዝሓደረ ካብ ኩሉ ሸነኻት ማለት ካብ ውሽጢ ኤሪትራ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ብዓል ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ስዑዲያ፡ ወዘተ ከይተረፈ ዝውሕዝ ዝነበረ ህዝቢ ማእለያ ኣይነበሮን፡ ብሕልፊ ካብ ከተማ ባጽዕ ዳርጋ ብኹሎም ...Read more




08/08/2017 11:09 AM

ዕላል ምስ ሓርበኛ ዑቕባይ ተስፋይ

[ TV-Sened-Eritra ]

ሓርበኛ ዑቕባይ ተስፋይ፡ ሓደ ካብቶም ‘መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ (Eritrean Veterans Day)’ ንክትህልወና ዘጓሳጉሱ ዘለዉ ገዳይም ተጋደልቲን ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ ዕላሉ፡ ሎሚ ዓመት እውን ከም ዓሚ፡ ንቀዳም ዕለት 05 ነሓሰ 2017፡ ንካልኣይ ጊዜ ‘መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ’ በብዘሎናዮ ብኽብሪ ከነብዕላ ጸዊዑ ኣሎ። ኣብቲ ዝተረፈ ዕላሉ፡ ካብ ተመኩሮ ገድሊ ሰፊሕ ታሪኽ ኣካፊሉና ኣሎ።

  1ይ ክፋል (19-Jul-2017)፡   2ይ ክፋል (30-Jul-2017)

  3ይ ክፋል (05-Aug-2017)4ይ ክፋል (12-Aug-2017)፡   

See related ምስዚ ዝዛመድ ኣርእስትታት፡-




07/08/2017 19:53 PM

ጽንዓት ይሃብኪ ዓባይ ኣባሻውል!

ብ'መሲናስ

   ጽንዓት ይሃብኪ ዓባይ ኣባሻውል!

ኣንቲ ሻውል ጻዕዳ ኣፍራይት ሰብ ሞያ

እዛ ሞት ሕስምቲ እንታይ ኢኺ ጌርክያ

ደቅኺ እትወስድ ወትሩ ሓሓርያ

ትማሊ ዘይኣኽላ ናይ የማነ ባርያ

ኣፍኪ’ባ ክፈቲ ዓገብ’ዩ በልያ!  Read more

ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




06/08/2017 23:46 PM

አሕዋትኩም ካብ

ምድረ-ታሪኽን ክብርን ኤርትራ!!

ፍቱዋት አሕዋት ተለምቲ መዓልቲ ሓርበኛታት!

ቀዳመይቲ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ፡ እታ ጀጋኑ ተባዓት ወለድና ኣብ ማእከል ኩናት ሓድሕድ ደቆም ኣትዮም: ዕርቀ ሰላም ክነግስ ዝተማሕጸኑላ፡ ትእምርተ ዕርቅን ሰላምን ኩናት ሓድሕድ ወከ-ዛግር: ንክብረትን ናጽነትን ኤርትራና ንእተቓለሱ ሓርበኛታት ኣበዋትና፡ አሕዋትናን ኣሓትናን ከምዝወፈኹሙዋን፡ ዓሚ ከምዚ እዋን ፈላሚ ዝኽሪ ብምጽንባልኩምን፡ ኣነን ዝኸማይን ኣብ ውሽጢ ሃገር እንርከብ ብጾትኩም ብልቢ ከምእተሓጎስና ክሕብረኩም እፈቱ።

     እቲ ሓሳብ ኣብ ልቢ ብዙሓት መሰልትኹም ግዲ ጸኒሑስ፡ ነቲ ቕዱስ ተበግሶ ናብ ህዝቢ ኽትዝርግሑ ኣብ ዝተፈላለያ ማእከናት ዜና፡ ቃለ መሕትትን ሓባራዊ ዘተን ከተካይዱ እንከለኹም ኣትሒዝና ኢና ተኸታቲልናዮ። እዚ ሰናይ ተበግሶ’ዚ ከም ካልእ ብዙሕ ጀሚሩ ዘይቀጸለ ቅዱስ ትልምታት፡ ከይዓምበበ ከይሓርር ብዙሕ ስክፍታን ስግኣትን ከምዝነበረና እውን ክንሓብኣልኩም ኣይንደልን።

 Read more.




06/08/2017 23:46 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) - ናዝ የማነ

ናይ Sunday 06 August Show መደብ

2ይ ዓመት፡ በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ኣብ ስደት።

Eritrean Veterans Day,

Second year celebration, in Diaspora.

ኩልኹም ሓርበኛታትን ግዱሳትን፡ ነዚ መዓልቲ ዘንጸባርቕ ግጥምታት (ካብ 5-7 ደቒቕ ዘይሓልፍ) ከተቕርቡ ብክብሪ ትዕደሙ። All veterans are invited to deliver their poems to commemorate the day, up-to the length 5-7 minutes.  




03/08/2017 22:15 PM

ዕድመ ንጽንብል

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2017

ንኩልኹም ግዱሳት

ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ

ንሕና ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እንርከብ ኤርትራውያን፡ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ንኹሉ ተጋዳላይን ህዝቢን ኤርትራ ዘስመረት፡ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻሜ ዝተራእየላ ሰሙን ብምንባራ፡ ብግዝያውነት ከም “መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ” ጌርና ኣብ ስደት ክንዝክራ ኣሎና ዝብል ተበግሶ ምውሳድና ዝዝከር ኢዩ። በዚ መሰረት፡ ዓሚ (2016) እታ ፈላሚት “መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ” ዘኪርናያ ውዒልና። ኣብ ሓጺር እዋን ሰፊሕ ህዝባዊ ተቀባልነትን ደገፍን ረኺባ። ኣብ ብዙሓት ሃገራት ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንካልኣይ ዓመቶም ማለት ቀዳም ዕለት 5 ነሓሰ 2017 ከብዕሉዋ ይቀራረቡ ኣለዉ። ንሕና እውን በዚ ኣጋጣሚ ዚ ከነብዕላ መደብ ኣውጺእና ኣሎና። ...Read more




03/08/2017 22:15 PM

دعوة بمناسبة ذكرى يوم "المحاربين" الارتريين

الى جميع الارتريين المهتمين فى الممكلة المتحدة


اننا الارتريين المقمين فى بريطانيا، اتخذنا مبادرة اختيار "اول سبت" من شهر اغسطس بصورة مؤقته باعتبارها يوم "المحاربين" الارتريين والاحتفى بها سنويا فى المهجر لما تجسده من معانى ورمزية تاريخية فى مسيرتنا النضالية ادت الى توحيد ارادة الشعب الارترى وجميع المناضلين فى الساحة.

 ...Read more




03/08/2017 22:15 PM

All we had - our Veterans

by Kiki Tzeggai

At a time such as the last sixty (60) years in Eritrea where human rights of the Eritrean people are the focus of each conversation, be it at the vast alley of the UN building or at coffee shops in Europe and the USA - and why not- whispering those two words at the “enda siwa” in Abashawul/ Asmara, the discourse keeps becoming so loud that we got used to it and just walk by. Read more




02/08/2017 18:18 PM

ስምረት ንጥቕሚ ሓፋሽ!

ካብ ሰነዳት ስኒትና።

ሓደ ኣረኣእያ ብዝነበሮም መሰረታት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ፡) ኣንቢብካ ኣተሓላልፍ!! ብዝብል መደምደምታ፡ ኣብ 1975፡ ብውሽጢ-ውሽጢ ናብ ተጋደልቲ ዝዘዋወር ዝነበረ ጽሑፍ ይመስል። እዚ ኣርእስቲ እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ናይ ዘተ ብዛዕባ ታሪኽ (ኣብ ድምጺ ኤርትራ ይኹን ካልኦት)፡ ዘዛርብ ወይ ዘካትዕ ዝነበረ ኢዩ: ብፍላይ ብወገን ተጋደልቲ ተሓኤ።

     ነቶም ነዚ ብዙሕ ኣዛራቢ ዝኾነ ጉዳይ፡ ካብ ናይ ቀደም ዝተዓቀበ ሰነድ ደልዮም ንመርበብ ስኒትና ዘበርከቱ ግዱሳት: መርበብ ስኒትና፡ ብስም ተኻታተልታ ምስጋናኣ ተመሓላልፍ። ኩልኹም ኣንበብቲ ናይዚ ጽሑፍ ብዛዕባ መበቆል ናይዚ ጽሑፍን እቲ ንስኻትኩም እትፈልጡዎ ኩነታትን: ተወሳኺ ሓበሬታ ከተሰዱልና በዚ ኣጋጣሚ'ዚ ንላቦ። ...Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print