ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ By Membr Zeru Gebreyesus - ቀዳም Saturday, 25 July 2026
ምብትታን ናይ'ታ ናይ "3000 ዓመታት ሃገር" እናተባህለ ዝተዘመረላ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትሕቲ ምልኪ እትሳቐ ዘላ ኤርትራ ብከመይ ኪጸልዋ ኢዩ?
How will the disintegration of Ethiopia, which has been sung as the "country of 3000 years", affect Eritrea, which is suffering under dictatorship?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።