Snitna Network Seminar — Saturday, 25 April, 2026
Urgent call for Registration for the Formation of One Eritrean National Force.
ህጹጽ ጻውዒት፡ ምዝገባ፡ ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ኤርትራዊ ሓይሊ
دعوة عاجلة للتسجيل لتشكيل قوة وطنية إريترية واحدة
- Part-1 of 3: Presentation
- Part-2 of 3: Q & A
- Part-3 of 3: Comments/recommendations
- Watch FaceBook Live-streamed Here.
- REGISTRATION LINK: https://forms.gle/vp5cy79WDi2h3eCM9
- Past Conferences and related Documents by Registration and Election Commission, for the Formation of One Eritrean National Force | ዝሓለፉ ዋዕላታትን ሰነዳትን፡ ኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
- Past Seminars Directory. ዝሓለፉ ሰሚናራት ስኒትና።
- ህጹጽ ጻውዒት ንምዝገባ! دعوة عاجلة للتسجيل URGENT CALL FOR REGISTRATION ብኮሚሽን ምዝገባን ምርጫን፡ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ 18 December 2025.
- ህንጸት ሰላምን ዕርቂን፡ ሰሚናራት ስኒትና | Peace Building and Reconciliation Seminars | حلقات دراسية لبناء السلام والمصالحة
- ህንጸት ሓባራዊ-ስምምዕ እንታይ ማለት ኢዩ? ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነታትን ሜዳን ይስርሓሉ? ኣብ'ዚ ደምበ ተቓውሞ'ኽ ብከመይ ኪስርሓሉ የገድስ? What does Consensus Building mean? Ngabae seminar 30/01/2026
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 04 April 2026
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።