ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 31 January 2026
ህንጸት ሓባራዊ-ስምምዕ እንታይ ማለት ኢዩ? ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነታትን ሜዳን ይስርሓሉ? ኣብ'ዚ ደምበ ተቓውሞ'ኽ ብከመይ ኪስርሓሉ የገድስ?
What does Consensus Building mean? Under what circumstances and field is it used? How does it matter in the opposition camp?
Part-1/3 | Part-2/3 | Part-3/3
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
- ህንጸት ሰላምን ዕርቂን፡ ሰሚናራት ስኒትና። (Peace Building and Reconciliation Seminars, by Snitna Network / حلقات دراسية لبناء السلام والمصالحة، من تنظيم شبكة سنيتنا)
- ዝሓለፈኩም ንምስማዕ ኣብ ስኒትና፡ ኣብዚ ጠውቑ።
- ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።