ዕድመ፦ ንምቛም ናይ ምዝገባን ምርጫን ኮሚሽን፤ ንምስረታ፡ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ።
Invitation: Conference to establish a Registration and Election Commission for the Formation of Eritrean National Force for Salvation and Democratic Change. [30 August 2025]
ክፉት መኣዲ ዘተ (KMZ) 30 August 2025
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
- Invitation & Registration Form: To Join the 30th Aug 2025 Conference, please register by filling the Form Here. ኣብ ናይ 30 ነሓሰ 2025 ኮንፈረንስ ንምስታፍ፡ መመዝገቢ ፎርም ኣብዚ ኣሎকুም/ክን።
- ERIPM: ጋዜጣዊ መግለጺ ንምቋም ናይ ምዝገባን ምርጫን ኮሚሽን
- ERIPM: መደብ ብዛዕባ ሙቋም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ።
- ERISAT: ዕድመ ንምቃም ናይ ምዝገባን ምርጫን ኮምሽን ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ።
- TEDDY PRESS: ምቛም ኤርትራዊ ሃገራዊ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ነቲ ናይ ኤርትራ ተቓወምቲ ሓይሊታት ኣብ ሓደ ንምምጽእ ዝግበሩ ካብ ዘለዉ ጻዕሪታት ሓደ እዚ ባርባዕተ ጥርናፈታት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ እዩ።
- Geled Media: Tigre: Call for the Formation of One Eritrean National Force
- ናይ ምምኽኻር ሰሚናር ምዝገባን ምርጫን ኮሚሽን፤ ንምስረታ ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ 12-13 April 2025። [ Part-1 | Part-2 | Part-3 | Part-4 | Part-5 | Part-6 ]
- ብ'ኣሳላጢ ኣካል ንምቛም ሓደ ሃገራዊ ሓይሊ፡ እተኻየደ ሰሚናር፡ ندوة, هيئة تيسير تشكيل القوة الوطنية الواحدة (19-20 July 2024)
- ኣድላይነትን፡ መስርሕ ምቛምን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ። Document Prepared by Facilitating Body, 22 June 2023. [ ትግርኛ | English | عربي ]
- ክፉት መኣዲ ዘተ (Eritrean Dialogue Forum) ዩቱብ ቻነል።
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።