Placeholder Picture
Placeholder Picture

January 2025 - Archive << Back

THE STATE AS AN IDEA AND A REALITY

ሃገር ከም ሓሳብን ክውንነትን

الدولة كفكرة وواقع — بروفيسور قرماي نقاش

ብ’ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ

[Hiwar for Common Awareness]

Global Yiakl to host 3rd Congress, 28 Feb - 2nd Mar 2025

3ይ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል

ካብ ዕለት 28 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት 2025

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን

ይኣክል፡ ንፍትሒ እምበር ንላግጺ ኣይተመስረተን

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ኤርትራ፡ ስርዓተ ተቐብኦ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተፈጺሙ።

BBC Tigrinya: 27 ጥሪ 2025

ጽንብል ስርዓተ ሲመተ ወጸሎተ ተቀብኦ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትሪያክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርትስያን ኤርትራ፡ ሰንበት 26 ጥሪ 2025 ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስትያን ኣስመራ ከም ዝተፈጸመ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። Read more

ዕلال፡ ምስ ፖለቲካ — Conversation, with politics.

ብዶ/ር ተስፋይ ገብረመድህን — By Dr Tesfa G Gebremedhin

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ካልኣይ ጉባኤ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) 2025 — ደምዳሚ ኣዋጅ፡

ካልኣይ ጉባኤ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ኣብ ትሕቲ “ትርጉም መስዋእቲ ረዚን ሓደራ መጻኢ” ዝብል መሪሕ ጭርሖ ካብ ዕለት 17 ክሳብ ዕለት 20 ጥሪ 2025 ተኻይዱ። ኣብ ፈላሚ መዓልቲ ቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለን ኣቦ-መንበር ፈጻሚ ኣካል ውድብን፡ መደረ መራሕቲ መሓዙት ውድባትን ድሕሪ ምቅራብ፡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ ኣበርክቶ፡ ጽንዓትን ቅንዕናን ንዘርኣዩ ዓሰርተ (10) ሓርበኛታት ኣባላቱ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ “ኣዱሊስ” (Adulis Award) ዝተባህለ ሽልማት ተዓዲሉ። Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 18 January 2025

ህዝብና፡ ካብ ኢድ ምእታው ናይ ወጻኢ ሓይሊ፡ ይኸስብ'ዶ ይኸስር?

Do Our People Benefit or Suffer from Foreign Power Interventions?

Part-1/2  |  Part-2/2

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 11 January 2025

ብድሆታት ናጻን ሉዑላዊትን ሃገርና እንታየ-ምንታይ ኢዮም?

What are the challenges of our independent and sovereign country?

Part-1/2  |  Part-2/2

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 04 January 2025

ሓላፍነት ዘየሰከምካዮ ምሕደራ፡ ብሓላፍነት ኪትሓቶ ኣይክኣልን።

You can't demand accountability without granting responsibility.

Part-1/2  |  Part-2/2

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ቅርሕንቲ ይሰበር!

ጽሑፍ ብ'ገብረየሱስ ወልደሚካኤል፡ ቃብ ሕ.መ.ኣ (USA)

ድያብሎሳዊ ዕንክሊል ቅርሕንቲን ባህጊ ዕብለላን መሪሕነታት ህግደፍ፡ ወያኔ ትምክሕተኛታት ኢትዮጵያ፡ ይሰበር!
ቅርሕንትን ህልኽን ቂምን ኣብ ሞንጎ ሰባት ትካላት ሃገራት፡ ኣሉታዊ ሳዕቤኑ ብዙሕ፡ ብኩራቱ ክኣ ማእለያ የብሉን። በንጻሩ ስምምዕምን ውህደትን ሓቢርካ ምስራሕን፡ መኽሰቡ ብኩሉ መለክዒ ብዙሕ፡ ዘመዝግቦ ምዕባለ ዝተዓጻጸፈ እዩ። Read more:

Declaration of the Organization of Eritrean Unity (OEU) on Ethiopia's Undying Quest for Seaport, 27 December 2024.

The people of Eritrea believe in fostering peace and stability with all neighboring nations through mutual cooperation, development, and respect for sovereignty. For this vision to materialize, each country is obligated to respect its counterparts’ national unity, territorial integrity, and the preservation of the nation’s independence, free from external coercion or subversion. Read more

ሕልምን ህርፋንን ኣፍደገ ባሕሪ፡ መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን፡

ፈጻሚት ኣካል 27 ታሕሳስ 2024.

ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ምርግጋእን አብ መንጎ ኩሎም ጎረባብቲ አህዛብ ምፍጣር، ንናይ ሐባር ዕቤትን ልምዓትን ምርግጋእን، ቀንዲን መሰረታዊ ተደላይነትን ምዃኑ ዝእምን ህዝቢ ኢዩ። ነዚ ንምግባር ግን، ነብሲ ወከፍ ሃገር، ንልኡላዊ ክብርታትን، ግዝአተ መሬትን፣ ሐድነት መላእ ህዝቢ ናይቲ ካልእ ሸነኽ ብምኽባርን ብምቕባልን ጥራሕ ኢዩ ተግባራዊ ክኸውን ዝኽእል። እዚ ማለት ዝኾነ ናይ ቀረባን ርሑቕን ሓይሊ ብዋጋ ሃገራዊ ልዑላውነት ኤርትራን، ሐድነት መላእ ህዝቢ ኤርትራን Read more

Sout-Al-Mejlis Newsletter, Issue-17, 01 January 2025

Eritrean National Council for Democratic Change - ENCDC

إسقاطات النظام في بعض منشورات الميديا

نحسب ان الوقت قد حان إن لم يكن قد فالقاصي والداني يعلم ما اصطلح عليه فات عليه ردحاً من الزمن، على التنبيه لخطورة بمهرجات التسول في اوربا وأستراليا وغيرها ما يطرح في الميديا العامة وعلى مسمع ومرأى واتخاذها منصات لرفع صورة النظام ، Read more

Eritrea LIBERTY Magazine, Issue No-86

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party - EPDP

POSSIBLE COSTS OF ETHIOPIA’S THREATS OF WAR OVER ASSAB

In 1960, while Emperor Haile-Selassie’s Ethiopia was gradually eroding Eritrean rights with discernible temptations to violate a UN-approved federal arrangement between Eritrea and Ethiopia, Gerald Kennedy Trevaskis, a former British top official in Eritrea, published a book in which he warned Ethiopia in the following words: Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: