Placeholder Picture
Placeholder Picture

December 2024 - Archive << Back

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን / Global Yiakl Eritrean Movement / حركة الإريترية العالمية الكافية — GYEM Press-Release / ጋዜጣዊ መግለጺ

GYEM Editorial: Regarding the deportation of Eritreans from Ethiopia by the Federal Government of Ethiopia. The Federal Ethiopian government has issued a statement regarding the deportation of Eritreans from Ethiopia. Read more

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ብምኽንያት ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሩ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ተገፊፎም፡ ክእሰሩ፡ ዘይግቡእ ክፍሊት ክሕተቱን፡ ናብ ኤርትራ ክስጎጉን ምቕናዮም ክጽብጸብ ቀንዩ ኣሎ፡፡ ብወግዒ ዝወሃብ ምኽንያት እኳ እንተዘየሎ፡ ብዘይ ዝተማለአ ሕጋዊ መስርሕን፡ እኹል ምጽራይን ዝግበር ምስጓግን ምእሳርን ስደተኛታት ግን ኣንጻር እቲ ኢትዮጵያ ዝፈረመትሉን ክትግዛኣሉ ዝግበኣን ብዓለምለኻዊ ዉዑላት ሰብኣዊ መሰላት ስደተኛታት ምዃኑ ክፍለጥ ይግበኦ። Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 28 December 2024

ከም ህዝቢ ሓሚምና ኣለና። ሕማምና እንታይ'ዩ? ብኸመይ'ከ ይፍወስ?።
(As a people, we are sick. What's our disease? And how can it be cured?)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ዓውደ-መጽናዕቲን ህዝባዊ ዘተን፡ ብ'ኤሪትራዊ ኣደራሽ ዘተን ክትዕን - 2024
Eritrean House of Dialogue (EHD) Workshops - 2024
by Eritrean House of Dialogue (EHD), November - December 2024
ብቀጥታ ዝመሓላለፍ [ERIPM 30 Nov 2024]

ዋጋታት ኣእካል፡ ኣብ ኣህጉራውን ውሽጣውን ዕዳጋታት
(Crop prices in international and domestic markets)
ዶ/ር ፍትዊ ወልዳይ (Dr. Fitwi Wolday)

እዘን ስዒበን ዘለዋ ሰሌዳታት፡ ካብ ዓለማዊ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO)፣ ዓለማዊ ባንክ (the World Bank)፣ ከምኡ ውን ዓጸቦ ንዘንጸላልወን ሃገራት ዝከታተል ትካል (Famine Early Warning Systems Network) ብዝተረኽበ ናይ ዓመተ-2020 ሓበሬታ ተሞርኲስካ ዝተዳለዋ እየን። ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ናይ ኣእካል ዋጋታት ተሞርኲስና፡ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ዘሎ ምምስሳላት ወይ ፍሉይነታት ብኸመይ ክግለጽ ኽምዝኽእል ክንግንዘብ ኢና። Read more

ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ኣብ ፖለቲካዊ መዳይ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣብ መንግስታዊ ትካላት፣ ማሕበራት፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ገምጋም ስራሕ ምግባር ብኣረኣእያ ቅቡል፡ ብተግባር ድማ ዝስረሓሉ ምሩጽ ሜላ’ዩ። ምኽንያቱ ሓያልን ድኹምን ጎኒኻ ዘርኢ፡ ዓቕሚ ሰብ ዘጎልብት፡ ባህሊ ግልጽነትን ተሓታትነትን ዘስርጽ፡ ሚዛን ሓድነትን ማዕርነት ዝሕሉ ደሞክራያዊ መድረኽ ብምዃኑ ኣድላይነቱ ዕዙዝ’ዩ። Read more

البيان الختامي للاجتماع الدوري الثاني للهيئة التنفيذية لجبهة الإنقاذ الوطني الإرترية (05/12/2024)
Eritrean National Salvation Front (ENSF), second regular executive committee meeting statement, 05/12/2024.

في ظل مستجدات وتطورات سياسية هامة ومتسارعة، تشهدها إرتريا وعموم المنطقة والعالم، عقدت الهيئة التنفيذية لجبهة الإنقاذ الوطني الإرترية اجتماعها الدوري الثاني في الفترة من 1-5 ديسمبر 2024. Read more

ኣሰቃቒ ማሕበረ ቁጠባው ኩነታት ኤርትራን ግደ ዲያስፖራ ኤርትራውያን ኣብ ድሕነት ህዝብን ሃገርን
The Dismal Socio Economic Situation of Eritrea and the Role of Eritrean Diaspora to Save the People and the Nation
by ፕሮፈ. መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ (Prof Mengsteab Tesfayohannes)

[KMZ (ክፉት መኣዲ ዘተ) 08 Dec 2024]

ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ 05/12/2024

Eritrean National Salvation Front (ENSF), second regular executive committee meeting statement, 05/12/2024.

ኣብ ትሕቲ’ቲ ኣብ ኤርትራን ኣብ መላእ ዞባናን ዓለምን ዝካየድ ዘሎ ኣገዳስን ቅልጡፍን ፖለቲካዊ ምዕባለታት፡ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ካብ 1-5 ታሕሳስ 2024 ኣብ ዝነበረ እዋን፡ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣሰላሲሉ። Read more

ንሰማያዊ ማዕበል ብርገድ ንሓመዱ፡ ማእዝኑ ከይነስሕቶ ንጠንቀቕ ሓደራ!
ብዶ/ር ነጋሲ ሓድጉ (By Dr Negassi Hadgu)

ሰላም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተኸታተልቲ እዚ መደብ ከመይ ቀኒኩም፧ ጸጋን: ሰላምን፡ ምሕረትን እግዝኣብሔርን ምስኩልና ይኩን ኣሜን። ብሰንኪ እቲ ሕጋዊ ምዃን ፈንፊኑ፡ ዓመጽ ዝመረጸ፡ ባዕደሽበራዊ ጃንዳ ህግደፍ: ኣብ እታ እነፍቅራን እንፈትዋን ሃገርና ዝተሓረመና ሰላም፤ ኣብተን እትነብርወን ዘለኹም ሃገራት ትረኽብዎ ንኽትህልዉ ይምነየልኩም። Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 14 December 2024

እቲ ቀንዲ ምስ ከባቢና ብሰላም ከይንነብር ዚገብረና ዘሎ ስንክሳር እንታይ ኢዩ? ስለምንታይ'ከ ክንፈትሖ ኣይክኣልናን?
(Why Peace with Our Horn-African Neighbors Remains Unsolved Puzzle?)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ስደት: ኣብ ቅልውላው
Exodus in the midst of crisis in life..
ብዶ/ር ተስፋይ ገብረመድህን (By Dr Tesfa G Gebremedhin)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ደብሪ ኣቦታት (እምነት) ንምድራዊ’ዶ ንሰማያዊ መንግስቲ?
ብ'ተክልሰንበት ተኽላይ።

እምነት ኦርቶዶክስ ከም ኣብነት እንተወሲድና፣ ነዛ ስጋዊት ዓለም ኣይትተሃመሉላ ኢዩ ዝብለና። ብካልእ ኣዘራርባ ነዚ ናይ ዓለምና ስጋዊ ብልጭሎጫት ደርቢኹም ኣብ’ቲ ንልብኹም ኰነ ንመንፈስኩም፣ ማለት ኣብቲ ንሕልና ዘርዊ ኣድህቡ’ዩ ዝብለና። ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ግና ገለ ካህናት ካብ መንገዲ ሓቂን ሞራልን ወጺኦም ካልእ-ማልእ ክሰብኩ ንርኢ ኣሎና። Read more

ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን፡ ሓደ እዩ።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ናይ ሎሚ መራሕቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ መስርሕ ህዝባዊ ዕጥቃዊ ቃልስና ሓርበኛዊ ተረኦም እናተጻወቱ ከም ዝመጹ ዘይካሓድ እዩ፡፡ ይኹኑ ዳኣምበር ኣብ ወድብ ህግሓኤ ደሞክራስያዊ ኣፍልጦን መሰላትን ናይ ንጹሃት ተጋደልቲ እናዓፈኑን እናጨፍለቑን፡ ናይ ምልኪ ኣተሓሳስባታት እናኣስፈኑ፡ ናይ ዓፈና ትካላት እናወደቡን ዝመጹ ጸረ ደሞክራስን ፍትሕን መለኽቲ ባእታታት'ውን ነይሮሞም እዮም፡፡ Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 07 December 2024

መንግስቲ እንታይ ኢዩ? ምሕደራ ኢሳያሳዊ ህግደፍ፡ ብመንጽር መንግስታዊ ሓላፍነትን ጠለብ ህዝብን።
(What is a government? The management of Isaias's PFDJ, in terms of state responsibility and public demand.)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

EWANA (Eritrean Women’s Association of North America) —
International Day for the Elimination of Violence Against Women on November 25th.
EWANA - A 16-Day of Activism Campaign.

ካብ ዕለት 25 ሕዳር ጀሚሩ፡ ን16 መዓልታት ዝቕጽል ጎስጓስ፡ ንምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ።
اليوم العالمي للقضاء على العنف ضد المرأة 25 نوفمبر، حملة 16 يومًا من النشاط.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ንቕድሚት ከይንስጉም ዝዓግተና መሰረታዊ ሕግታት ዕሽነት ደቂ ሰብ
ብዶ/ር ተስፋሚካኤል ገብረሂወት
Basic Laws of Human Stupidity that Hinder us from moving forward
By Dr Tesfamichael Ghebrehiwet

[KMZ 24 Nov 2024]




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: