Placeholder Picture
Placeholder Picture

October 2024 - Archive << Back

7th Anniversary of The Akria Peoples’ Resistance.
7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ተባዕ ህዝባዊ ኣብያ፡ ህዝቢ ኣኽሪያ፡ 31 ጥቅምቲ 2017።
الذكرى السابعة لمقاومة شعب أكريا.

ሎሚ፡ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2024፡ ናይቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ብህዝቢ ኣኽሪያ (ኣስመራ) እተራእየ ተባዕ ህዝባዊ ኣብያ፡ መበል 7ይ ዓመት ዝኽሪ ኢዩ።

ህዝቢ ኣኽሪያ፡ ብመሪሕነት ስዉእ ርእሰ-መምህር ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ንናጽነትን መሰላትን ቤት ትምህርቲ ኣልዲያ፡ ብትብዓት ደው ኢሎም እተላዕሉላ ዕለት ኢያ። Read more

ዲሞክራሲ (Democracy)
ጽሑፍ ብ’ዶ/ር ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ

እዚ መሰረታዊ ኣርእስቲ “ዲሞክራሲ” ጡዑዩን ውሁዱን ናጽነት ደቂ ሰባት ዝሕሉን፣ ሓቢርካ ክትነብር ዘጣጥሕ መስርሕ/ኣጋባብ፡ ብቕልል ዝበለ ኣጋላልጻን ሓጺር ጌርካ ምቕራቡ፣ ዓቐበት ጥራይ ዘይኮነስ፣ ሙሉእ ዝኾነ ፍልጠት ክህልወካ ዘይክኣል ምዃኑ ሩዱእ እኳ-እንተ ኾነ፡ ምፍታን በደል/ሓጥያት ኣይኮነን። Read more

They protested during an Eritrean festival in Tacoma. Were they activists or vandals?

By RedAppleEF - October 16, 2024 [Eritrea Focus]

A weekend festival for Eritreans last year in Tacoma encountered a challenge on Day 2: A large crowd protesting the Eritrean government arrived and blocked traffic while some tore down vendor tents and clashed with event-goers. Read more

ጋዜጣዊ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ 04 ጥቅምቲ 2024
بيان صحفي للاجتماع العادي الأول للمكتب التنفيذي للقوى السياسية الإرترية, 04 October 2024

ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ወርሒ ሸሞንተ 2024 ዕዉት ዋዕላ ከምዘካየደ ብመግለጺኡ ዘፍለጠ ኮይኑ፡ ብዕለት 21/09/2024 ድማ ማእከላይ ሽማግለ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ካብ ኩሎም`ቶም ነቲ ጽላል ዘቖሙ ትካላት ዝተወከሉ ኣባላት ሓላፍነታዊ ምርድዳእ ብዝዓሰሎ ኣገባብ ፈጻሚ ኣካሉ መዚዙ`ዩ።

عقدت القوة السياسية الارترية سلسلة اجتماعات عقب انتهاء موتمرها الذي تم فيه انشاء منظلة جامعة للتنظيمات السياسية الإرترية... Read more

ፍኖተ ካርታ፡ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን —
ንጹር ዕላማ ቃልሲን፡ ህዝባዊ ተራ ኣብ ምህናጽ ፖለቲካዊ ስርዓትን።
ክብርና ክምለስ፡ ሓቢርና ንቃለስ!

ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዞባ ሰሜን ኣመሪካ፡ ብ6 ጥቅምቲ 2024 ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ብዛዕባ ፍኖተ ካርታ ናይ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዘተኮረ ኣርእስቲ ብምልዓል፡ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡን ዘትዩን።

The Organization of Eritrean Unity, North America Zone, organized a public Seminar on October 6, 2024 to discuss and present the organization's Road Map to the public. Read more

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 12 October 2024

እዚ ነንሓድሕዱ ሰላም ዘይጨባበጥ ደምበ-ደላይ-ፍትሒ፡ ንፍትሒ ብኽመይ ይሰርሓ?
(How does this peaceless camp of justice-seekers craft a justice?)

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ደምዳሚ መግለጺ፡ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) 29 መስከረም 2024

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) — Democratic Front For Eritrean Unity

ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ካብ 13-28 /መስከረም 2024 ኣብ ዝነበረ መዓልታት ምስ ካልኦት ውድባዊ ስራሓት ብምዝማድ፡ 8ተ መዓልታት ዝወሰደ መበል 4ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ኣብ ህልዊ ዓለማዊ፣ ዞባዊ፣ ከባብያዊ፣ ሃገራዊ፣ ውድባዊ፣ ኩነታት ደምበ ተቓውሞን ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት መሰረት ገይሩ ድማ ተመያይጡን ገምጊሙን። Read more




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: