7th Meeting — 55th Regular Session of Human Rights Council, Eritrea Human Rights Report
7ይ ኣኼባ፦ መበል 55 ስሩዕ መጋባእያ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ፤ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ (28 ለካቲት 2024)
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
- ሰብመዚ ኤርትራ ሃለዋት ናይቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተሰወሩ እሱራት ከፍልጡ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፦
- UN — Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፦
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፦ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፦
- Also see: "UN — COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፦
- ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ፦ Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።