Placeholder Picture
Placeholder Picture

December 2023 - Archive << Back

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ

By Membr Zeru Gebreyesus — ቀዳም Saturday, 30 Dec. 2023

ናይ ኣቢይ ናይ ውግእ ጥሩምባ፡ ካብ ኣቦታቱን ኣቦሓጎታቱን ብምንታይ ይፍለ? ኣቢይን ኢሳይያስን ከ ኣብ ምንታይ ይራኸቡን ይፈላለዩን?
How is Abiy’s war trumpet different from his fathers and grandfathers? What do Abiy and Isaiah have in common and what do they differ in?

ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Snitna Network Discussion
Our current situation and future scenarios, as justice seekers, how do we face the possible challenges?
ህሉው ኩነታትናን ኣንፈታት መጻኢናን ክመጸና ዝኽእል ብድሆታትን፡ ከም ደለይቲ ፍትሒ ከመይ ንገጥሞ?
وضعنا الحالي والسيناريوهات المستقبلية، كباحثين عن العدالة، كيف نواجه التحديات المحتملة؟

Sunday, 17 December 2023.

Video Assembly Parts: Part-1/3  |  Part-2/3  |  Part-3/3

Watch on Facebook Live: ፌስቡክ (Click Here)

ኣራሚት ንውሁድ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤሪትራውያን (Aramit for United Eritrean Popular Uprising)

اراميت لانتفاضة الشعب الاريتري الموحد

Date: Saturday 16/12/2023 — ኣገዳሲ ኣስተምህሮ - محاضرة قيمة

ኣድላይነት ህዝቢ/ዜጋ ዝማእከሉ ኩሉ-ሓቆፍ ሃገራዊ ሓይልን ኣገባብ ኣቋቑሙኡን。
The need for a people/citizen-centered comprehensive national force and its formation.
مطلب مشاركة الجماهير بكل فيئاتها لبناء قوة وطنية و طرق تأسيسها

Elimination of Violence Against Women 2023 — ምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ
اليوم العالمي للقضاء على العنف ضد المرأة
Organised by Eritrean Women Association of North America-EWANA, on 09th December 2023.

This is an Event on International Day for the Elimination of Violence against women 2023, organised by Eritrean Women Association of North America-EWANA, on 09th December 2023.

እዚ ብማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ-EWANA፡ ንኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ 2023፡ ንምንጽብራቕ፡ ብዕለት 09 ታሕሳስ 2023 ዝተኻየደ መደብ እዩ።

ቴማ ዋንነት ቀይሕ ባሕሪ — ኣገደስቲ ኩውንነት ኣጒዲልካ
(Leaving out the Relevant Context)

ብ'ገብረየሱስ ወልደሚካኤል (By Mr. Gebreyesus Woldemichael)

ኣብ ፖለቲካዊ ወጥሪን ምትፍናን ንዘለዉ ወገናት፡ ዘይሻራዊ ፖልቲካዊ መርገጺ ምሓዝ፡ ክትዛረበሉ ቀሊል ኣብ ተግባር ከተውዕሎ ግን ከቢድ ጉዳይ እዩ። ፖለቲካዊ መርገጺ ምእንቲ ጥቕሚ ህዝብኻን ልዕላውነት ሃገርካን ትኽትሎ ሜላን ስትራተጅን ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ፡ ክለተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ተጻረርቲ ወገናት ኣብ ክቢ ጠረቤዛ ተቐሚጦም፡ ብልዝብ ብድርድር ብእንካን-ሃባን ኣብ ስምምዕ በጺሖም ውዕል ተፈራሪሞም ንጉዳዮም መዕለቢ ዝገብርሉ። እዚ ኣገባብ'ዚ ... Read more

Snitna Network Discussion — Saturday, 18 November 2023

Eritrean Dialogue to consider options for creating one leadership for change.
ኤርትራዊ ዘተ፡ ንምፍጣር ሓደ መሪሕነት ንለውጢ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ንምግንዛብ።
الحوار الإرتري للنظر في خيارات تشكيل قيادة واحدة للتغيير.

Video Links: Part-1/3  |  Part-2/3  |  Part-3/3

Watch on Facebook Live: ፌስቡክ (Click Here)

PM Abiy & Co: Bullying, Belaboring, Big Lying [Eritrea Digest]

“What a tangled web we weave when first we practice to deceive” (Sir. Walter Scott, 1808)

Towards the end of his talk to his parliament (November 14, 2023) on the Red Sea controversy of his own creation, PM Abiy made a clarion call for the media outlets to sound the drums of “war” in a written form; otherwise, he said, the media will live with regret once their children view the videos. Despite the meaninglessness of his calls, if one must feel shame, it should be PM Abiy. Read more:

Need of Urgent Unity for Freedom and Salvation
ህጹጽ ኣድላይነት ሃገራዊ ጥርናፈ ንሓርነትን ድሕነትን

[ክፉት መኣዲ ዘተ - Kfut MeadiZete]

Part-1 (3 Dec 23)

ዓሰብ፡ መበቆልን ምንጭን ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን (Assab: The Cradle of Eritrea)

ብ.ዶር ገብረ ገብረማርያም (By Dr. Gebre Gebremariam)

Dr. Gebre Gebremariam Essay Cover ዋላዃ፡ ኣንጻር ልዕላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ምልኡነትን ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝስንዘሩ ሰይጣናዊ ወስታታት ሓደስቲ እንተዘይኮኑ፡ እዚ ሕጂ ብእዉጅ “ዓሰብ ናትና ኢያ፣ ቀይሕ ባሕሪ ናትና ኢዩ፣ ወ.ዘ.ተ” እንዳተባህለ ኣብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጽዑቕ ጎስጓሳት ምግባር ጥราሕ ዘይኮነስ፡ እንተላይ ወታሃደራዊ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ወስታ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ርእሲ ኤርትራ ናይ ውግእ ኣዋጅ ከምዝኣወጀት ኢዩ ዝቕጸር。 ዓሰብ፡ ትማሊ ኤርትራ፣ ሎሚ ኤርትራ፣ ጽባሕ ኤርትራ ኢያ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መብቕልን ምንጭን ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን ኢያ’ውን。 Read more:



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: