Placeholder Picture
Placeholder Picture

August 2023 - Archive << Back

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 19 Aug. 2023

ካብ ሓደ ኢድ-ኣዙር መግዛእትነት ናብ ካልእ ኢድ-ኣዙር መግዛእነት ሃገርና፡ ንረብሓ መን?
From an indirect-colonialism to another indirect-colonialism of our country--for whose benefit?

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)
ተጋዳላይ ገብረእግዚኣብሔር ተወልደ

15 August 2023 Special Issue # 80 — Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP)

ERITREA’S PETTY TYRANT KISSING FEET OF DESPOTS, NEAR HOME AND BEYOND

Historical photo reference of Haile Selassie era Eritreans were and are ashamed of their leaders – past and present. This man, kissing the feet of Emperor Haile Selassie of Ethiopia way back in December 1960, was the Chief Executive of Eritrea before the country’s annexation by Ethiopia in 1962. He was the man who made Eritrea lose its limited political status and entitlements adopted by the UN General Assembly. Today, another local traitor is not only putting Eritreans to shame, but is also attempting to gradually erode their hard-won dignity and sovereignty. Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር - ኤስሃግ (06 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.)

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራት፡ ግን ኣብ ሓደ እዋን ካብ ዕለት 25 ሓምለ ክሳብ 5 ነሓሰ ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ላዕለዋይ ባይቶ ኤስሃግ፡ ሕሉፍ ጉዕዞታቱ ገምጊሙ መጻኢ መደባቱ ብምስራዕ ዛዚሙ'ሎ።

ኤስሃግ ብሕዳር 2021 ዝተመስረተ ናይ ሸውዓተ ውድባት ግንባር ኮይኑ፡ ኣብ ታሪኽ ናይ ደንበ ተቓውሞ ሓዲሽ ክበሃል ዝከኣል ክልተ ዓበይቲ ነገራት ተግባራዊ ንምግባር ዝዓለመን ብዓቕሙ እናኣተግበረን ዝጸንሐ ግንባር እዩ። Read more

ደምዳሚ ኣዋጅ ስሩዕ ኣኼባ ላዕለዋይ ሓባራዊ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ልፍንቲ (27/07/2023)

ኣብ ውሽጥን ወጻእን ትርከብ ጽኑዕ ተቓላሳይ ህዝብና፡

ላዕለዋይ ሓባራዊ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ልፍንቲ (ልፍንቲ) ካብ ዕለት 22 ክሳብ 23 ሓምለ 2023 ኣብ ዘሎ ግዝያት ስሩዕ ኣኸበኡ ኣካይዱ። ኢዚ ኣኼባ‘ዚ ብሃገራውን፣ ዞናውን፣ ኣህጉራውን ደርጃ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ምዕባሌታት ኣብ ዝሳጋገረሉ ዘሎ እዋናት ኢዩ ተሰላሲሉ። ኣብ ሃገራዊ መዳይ፣ ህዝብና፣ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ኣብ ዘይብሉ ውግኣት ስርዓት ህግዲፍ ዘጥፈኦም መንእስያት፣ ንቤተ ሰቦም ክሕብር እንዳ ተጸበየ፡ ብኣንጻሩ ናይ ራዕድን ሸበራን መርሆኡ ብምድንፋዕ፡ ዕላምኡ ዘይ ተፈልጠ ሓዲሽ ናይ ዕስክርና ጎስጓስ የሰላስል ኣሎ። ኢዚ ድማ ነቲ ትንሳአን ምዕባለን ብልጽግናን ሰላምን ሃገረ ኤርትራ ንምትሕንዃል መሓውር ናይ’ቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዘጋልጽ ክውንነት ኢዩ። Read more

ሃገርን ሃገራዊ መንነትን፡ ሃገራዊ ዜግነትን
On Nationhood and National Identity, and National Citizenship.

ዕላል ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማርያም። Interview with Dr Gebre Gebremariam (ቲቪ መለይ 28 ሓምለ 2022)

ጋዜጣዊ መግለጺ
ደገፍ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ ንፍትሓዊ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ!




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: