10ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስዉኣት ስርሒት ፎርቶ ኣስመራ - 21 ጥሪ 2013 / Martyrs of Asmara Operation FORTO, 21 January 2013፡ 10th Anniversary.
ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ።
Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
- ፍንቱይ በርናምጅ፡ ዐመልየት ሰይሖት 21 የናይር እት 10ይ ሖለ!! Radio Saeyob راديو سأيوب ራድዮ ሰእዮብ Friday, 20 January 2023
- 𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: السياسي المثقف (شعب) يتحدث عن (معركة) فورتو في عقدها الأول.
- Special Program፡ ፍሉይ መደብ ንዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013
- In memory of The imprisoned ንዝኽሪ’ቶም ሕዩራት
- الدستور الإرتري | Eritrean Constitution | ቅዋም ኤርትራ
- ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት Universal Declaration of Human Rights - Tigrinya (ቪድዮ)
ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።