Placeholder Picture
Placeholder Picture

May 2022 - Archive << Back

ርሑስ መበል 31 በዓል ናጽነት ኤርትራ
Happy 31st Eritrea Independence Day!
بمناسبة الذكرى 31 لاستقلال إريتريا عيد استقلال سعيد

Reflections and memories, on the occasion of 31st Eritrea independence day.
ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ ብኣጋጣሚ መበል 31 ዓመተ-ናጽነትና!
تأملات وذكريات بمناسبة عيد استقلال إريتريا الحادي والثلاثين. Read more

THE PROGRAMMATIC PROPOSALS:
FURTHER ELABORATION

by Dr. Herui Tedla Bairu

Dr Herui Tedla Bairu Portrait Image The following article shall focus on the following aspects of the 97 Constitution. This article piece is intended to throw light on the discussion that took twenty-two years ago, as a preparation for a debate with the key formulators of the said document and the signee of this study. I hope the leaders of the opposition media arrange such a debate in order to raise the bar of Eritrean politics. opposition. Read more

ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም (Dr. Gebre Gebremariam)

Dr Gebre Gebremariam Seminar Presentation Banner ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ 24 ግንቦት 2022 ምኽንያት ብምግባር፡ ንምቅስቅስ ይኣክል ስያትልን ከባቢኣን (Seattle and its environs, USA) ሰፊሕ ህዝባዊ ኣስተምህሮ ይህብ። ንሱ፡ ምኽባር ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መሰል ከምዝኾነ ብምዝኽካር፡ ህዝቢ ኤርትራ ንማዓልቲ ናትጽነት፡ ነቶም ህዝቢ ኤርትራ ክበጽሖምን ክጭብጦምን ዝነበሮ ናይ ሓርነት፣ ቅሳነትን ብልጽግናን ጸጋታት፡ ግን ካኣ ብሰንኪ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ኢሳይስ ክሳብ ሕጂ ዘይረኽቦም ዘሎ፡ እንዳዘከረ ከብዕሎ ከምዝግባእ ኣስሚርሉ። Read more

ምንቅስቓስ ንፍትሒ ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ (ም.ንፍ.ኤ.ዲ)
Eritrean Movement for Justice in Diaspora
الحركة الارترية للعدالة في المهجر

ዝኽርን ክብርን 24 ግንቦት፡ መዓልቲ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ

Eritrean Movement for Justice in Diaspora Statement Image ሰላም ኩቡራት ኩቡራትን፡ ሰላም ኣሓትን ኣሕዋትን ደቂ እቶም ምእንቲ ህዝቦም ሂወቶም በጃ ዝኾኑ ጀጋኑ ሓርበኛታት ሰላም ኣሓትን ኣሕዋትን ደቂ እቶም ምእንቲ ነጻነት ሃገሮም ቅያ ሰሪሖም ዝሓለፉ ጀጋኑ ደቂ እዛ ብጽእቲ ሃገር፤ ሎሚ መበል 30 ዓመታዊ ዝኽሪን ክብርን መዓልቲ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ እዩ። እዛ ክብርቲ መዓልቲ እዚኣ ሩሑቁን ቀረባን ኣኻኺባትና ኣላ። ሎሚ ንመዓልቲ ናጽነት ከነኽብራ ኮሎና ብዝተሓዋወሰ ስሚዒት እዩ። Read more

ዕድመ ንጽምብል 24 ግንቦት፡ ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ
Joint 31st Independence Day Virtual Event
دعوة للمشاركة للاحتفال بعيد الاستقلال

ሓባራዊ መደብ፦ ግሎባል ይኣክል ምስ ፖለቲካዉያን ሓይልታት ኤርትራ (Global Yiakl and Eritrean Political Forces Joint Event)

Date & Time: Saturday, 21 May 2022 | 7:00 PM Berlin, 1:00 PM New York

ክቡራትን ክቡራን ተቓለስቲ ኤርትራውያን! ዝዓዘዘ ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፣ ኣብ እተካይድዎ ሃገራውን ህዝባውን ቃልሲታት ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ንምንየልኩም። ነዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ መዓልቲ ንምብዓል ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምስ ምንቅስቓስ ግሎባል ይኣክል ብሓደ ጸሚዶም ን21 ግንቦት 2022 ሓቢሮም ንምጽንባል መደባት ሰሪዖምሉ ከም ዘሎዉ ድሕሪ ምሕባር ከም ኣባላትና መጠን በርኪትኩምን ሰሲንኩምን ብምክፋል ነዚ ክቡር መዓልቲ ከተማዕርጉ/ከተማዕርጋ ብኽብሪ ንዕድም። Read more

ቅዋም 1997፡ ኢሰያስ ኣይኮነን ጽሒፍዎ፡
ቅዋም ኤርትራ ንብረት ህዝቢ እዩ
መንእሰይ በረኸት ሃይለ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

Snitna Network Seminar (Saturday, 14 May 2022)
Eritrean youth and their perceptions on Eritrean nationalism and national identity
መንእሰያት ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራውነትን ሃገራዊ መንነትን ዘለዎም ኣረኣእያ
الشباب الإرتري وتصوراتهم للقومية الإرترية والهوية الوطنية

Presenter: Mr. Samuel Emaha | Moderator: Dr. Mebrahtu Ateweberhan | Translator: Mr. Ghirmai Zemichael

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: