Placeholder Picture
Placeholder Picture
Youth Participation in Eritrean Governance.

11/02/2023 22.55 PM

Youth Participation in Eritrean Governance.

ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ ምሕደራ ኤርትራ።

مشاركة الشباب في إدارة الحكم في إرتريا

Presenter: Dr Thomas Araya, Moderator: Ms Mebrat Deres, Translator: Mr Ghirmai Zemichael
ኣቕራቢ፡- ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ፡ ኣላዪት፡- ወ/ሮ መብራት ደረስ፡ ኣስተርጓሚ፡ ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል፡
Snitna Network Seminar
Saturday, 11 February 2023

Youth Participation in Eritrean Governance.

Click here to watch on Facebook. ኣብ ፌስቡክ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቑ.

Youth Participation in Eritrean Governance.
ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ ምሕደራ ኤርትራ።
مشاركة الشباب في إدارة الحكم في إرتريا
Presenter: Dr Thomas Araya, Moderator: Ms Mebrat Deres, Translator: Mr Ghirmai Zemichael. ኣቕራቢ፡- ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ፡ ኣላዪት፡- ወ/ሮ መብራት ደረስ፡ ኣስተርጓሚ፡ ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል፡
Snitna Network Seminar
Saturday, 11 February 2023

Part 1 of 2:

Part 2 of 2:

www.snitna.com
(Saturday, 11 February 2023)

ምዕዶ ንመንእሰያት ደቂ ኤርትራ፡
ካብ ጽሑፋት ኣቦና ወልደኣብ ወልደማሪያም፡

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit

Also visit us at: