Placeholder Picture
Placeholder Picture
ተመኩሮ ሂወተይ፡ ኣብ ህዝባዊት ውድብ፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

17/04/2022 23:25 PM

ተመኩሮ ሂወተይ፡
ኣብ ህዝባዊት ውድብ፡
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ።

ተስፋይ ተኽለዝጊ፡ መጋቢት 2020
ሓዳስ መጽሓፍ።

Tesfay Teklezghi, My Life experienxe within the Peoples Organization, The Eritrean Liberation Front.

ተመኩሮ ሂወተይ፡ ኣብ ህዝባዊት ውድብ፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ።
ተስፋይ ተኽለዝጊ፡ መጋቢት 2020።
My Life experienxe within the Peoples Organization, The Eritrean Liberation Front. Tesfay Teklezghi, March 2020.

Tesfay Teklezghi, My Life experienxe within the Peoples Organization, The Eritrean Liberation Front.

Tesfay Teklezghi, My Life experienxe within the Peoples Organization, The Eritrean Liberation Front.

ነዛ ካብ ተሞኩሮኡ ምርኩስ ገይሩ ዝጸሓፋ፡ ሃብታም ሰነድ ናይ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዝሓዘለት መጽሓፍ ናይ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለዝጊ፡ ዓዲግኩም ንብረትኩም ንምግባር፡ ኣብዚ ታሕተዋይ ሓበሬታ ተወከሱ፦


ኣብ ኣመሪካ (USA)፦
ኣብራሃም ተኽልዝጊ፡ ቊ. ተለፎን፦ 0016146576499
ኣብ ኤውሮጳ (EUROPE)፦
ጽገሃንስ፡ ቊ. ተለፎን፦ 003168585854751




See also more relatd
ካልኦት ምስዚ ዝተኣሳሰር:-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: