Placeholder Picture
Placeholder Picture
Sinit Symposium 2023 - ስኒት ሲምፖዚየም 2023

16/06/2023 15:57 PM Updated

Sinit Symposium 2023
ስኒት ሲምፖዚየም 2023
2023 ندوة الوِفاق الإريترية

"ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ"
"Coalition Building under the Principles of National Sovereignty based on Eritrean Nationhood (ኡማውነት.)."
بناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأمة الإريترية

March 18-19, 2023, Dallas, TX, USA.

Sinit Symposium 2023

ስኒት፡ "ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቀንዲ ኣርእስቲ፡ ካብ 18-19 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ዳላስ ሕመኣ፡ ሲምፖዝዩም 2023፡ ኣካይዱ።

Sinit has concluded a Symposium 2023, from 18 to 19 March 2023, under a core theme: "Coalition Building under the Principles of National Sovereignty based on Eritrean Nationhood (ኡማውነት.)."

ندوة حركة الوفِاق الإرترية 2023، التي انعَقَدت يومي 18 و19 مارس 2023، والتي كان موضوعها " بِناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأُمة الإرترية" اخْتُتِمَت أعمالها التي استمرت ليومين بهذا البيان الخِتامي


"ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ"፡ ደምዳሚ መግለጺ ስኒት ሲምፖዚየም፡ ስኒት ሲምፖዚየም 2023። Press Release
ندوة حركة الوفِاق الإرترية 2023، التي انعَقَدت يومي 18 و19 مارس 2023، والتي كان موضوعها " بِناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأُمة الإرترية" اخْتُتِمَت أعمالها التي استمرت ليومين بهذا البيان الخِتامي


እዚ ሲምፖዝዩም እዚ፡ ኣብ ኣርባዕተ ናይ ዘተ ፓነላት ዝተኸፋፈለን፡ ኣብ ውሽጢ ነፍሰወከፍ ከኣ ንኡሳን-ፓነላት ዘለዉዎ ኮይኑ፡ ዝርዝሩ ከምዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኢዩ፡-
The symposium is divided into four discussion panels with sub-panels within each.

تنقسم الندوة إلى أربع حلقات نقاش مع مجموعات فرعية داخل كل منها.


•  ናይ መኽፈቲ ሲምፖዝዩም መደረ። The Opening Speech.
كلمة الافتتاح.


ፓነል-1፡ PANEL-1:
"The Historical Roots of the Eritrean Nationhood (ኡማውነት) and Its Impact on Nation Building"
ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ ኡማውነት ህዝቢ ኤርትራን፡ ኣብ ምህናጽ ሃገረ ኤርትራ ዝተጻወቶ ግደን።
ኣተኩሮኣ፡- (ሀ) ግደ ናይዚ ናቱ ታሪኻዊ ሰረት ዘለዎ ኡማውነትና፡ ኣብ ምህናጽ ኤርትራዊ ሃገራውነትን፡ ምኹስኳሱን ኣብ (ለ) መወዳእታ ኸአ ኣብ ምምጻእ ሃገረ ኤርትራ ዝተጻወቶ ግደን፡ ህሉው ኩነታት ሁማውነትና ኣብ ድሕሪ ናጽነትን ክኸውን ኢዩ።
Panel 1 CENTRAL TOPIC: "The Historical Roots of the Eritrean Nationhood (ኡማውነት) and Its Impact on Nation Building"
بِناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأُمة الإرترية


ፓነል-2፡ PANEL-2:
"Panel 2 CENTRAL TOPIC: The Root Causes of the Current Polarization"
ዓንዲ ሕቖ ኤርትራዊ ሃገራውነት ዝኾነ ኡማውነትና፡ ምስቲ ሕጂ ዝርአ ዘሎ ምትፍናን ብምዝማድ፡ ንሓድሕዱ ዝገራጮ ዝመስል ዘይንቡር ክዉንነትን።


ፓነል-3፡ PANEL-3:
ኣመዓባብላ ኤርትራዊ ሃገራውነት ብመንጽር ዓለም፡ ከምኡውን ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ኩሉ እዋን ንላዕሊ ዝቕልቀል ዘሎን ኤርትራውያን ብዛዕባ ሃገሮም ንከይዝትዩ ዝዘርግ ዘሎ ናይ መንነት ፖለቲካን።
Panel 3 CENTRAL TOPIC: “Transforming Eritrean Nationhood into Eritrean National Sovereignty”
تحويل الأمة الإريترية إلى سيادة وطنية إريترية
“ኤርትራዊ ኡማውነት ናብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ልኡላውነት ምቕያር”



ፓነል-4፡ PANEL-4:
“The Path Towards Reconciliation and Nation Building.”
ናብ ዕርቅን ህንጸት ሃገርን ዝወስድ መንገዲ፡
الطريق نحو المصالحة وبناء الأمة




See also Sinit Symposium 2023 related documents and videos here below:
ምስ ስኒት ሲምፖዚየም 2023 ዝተኣሳሰር ሰነዳትን ቪድዮታትን ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: