14/04/2022 02:42 AM
Eritrean Detainees' Day 14 april
መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት 14 ሚያዝያ
يوم المعتقل الإرتري 14 إبريل
14 april 2022
14 ሚያዝያ፡ ወትሩ፡ ነቶም ካብ 1991 (ካብ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ)፡ ከካብ ገዝኦም ኮነ ብዝወጽኡዎ፡ ተጨውዮም ብስርዓት ህግደፍ ምስተወስዱ፡ ሃለዋቶም ክሳብ ሕጂ ዘይፍለጥ ኤርትራውያን ንምዝካር፡ በብዓመቱ ክትዝከር ጸኒሓ ኢያ። ሎሚ ዓመት፡ ካብ 24 መጋቢት ክሳብ 14 ሚያዝያ 2022፡ ብቕንያቱ፡ ዕለታዊ መደብ ዝኽሪን ምስክርነታትን ክካየደላ ቀንዩ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ፡ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝተፈጸመ ግፍዕታት፡ ካብ ቃል`ቶም ግዳያት ዝኾኑ ስድራቤት፡ መቕርብን ፈለጥቲን ዝቐረበ ምስክርነታት፡ ክትሰምዖ ኣዝዩ ከቢድን ክጽወር ዘይከኣልን ኢዩ። ኣብዘን ስድራቤታት ኮነ እቶም መሓዙቶምን መቓልስቶምን ዝሰኣኑ ኤርትራውያን በጺሑ ዘሎ ስነኣእሙራዊ በሰላ፡ ኣዝዩ ሰፍ ዘይብል ኢዩ። ንኹሉ ጸብጻባት ኣብዚ ጸቢብ ቦታ ንምዝርዛሩ ስለዘይከኣል፡ ናብቲ ናይ ፌስቡክ ገጽ ንምኻድ ኣብዚ ጠውቑ።
On the occasion of Eritrean Detainees' Day, 14 April, a-three-week event has been held from March 24 to April 14, 2022. Testimonies of victim-families and acquaintances were given on these days. The testimonies of victims and acquaintances are extremely difficult and unbearable to hear; they have been extremely traumatised by the crimes committed on their loved ones. They have no clue on the the whereabouts of their disappeared loved ones. Due to the enormity of the detailed reports, it is very difficult to present it all here; please visit the Facebook page to hear all the testimonies. Read more.
بمناسبة يوم المعتقلين الإريتريين ، 14 أبريل ، تم تنظيم حدث لمدة ثلاثة أسابيع من 24 مارس إلى 14 أبريل 2022. تم الإدلاء بشهادات من عائلات الضحايا والمعارف في هذه الأيام. إن شهادات الضحايا والمعارف صعبة للغاية ولا تطاق ؛ لقد تعرضوا لصدمات شديدة من الجرائم التي ارتكبت بحق أحبائهم. ليس لديهم أي دليل على مكان وجود أحبائهم المختفين. بسبب ضخامة التقارير التفصيلية ، من الصعب جدًا عرضها هنا ؛ يرجى زيارة صفحة الفيسبوك لسماع جميع الشهادات.
اقرأ أكثر:
All testimonies are available on facebook, here.
ንኹሉ ዝቐረበ ምስክርነታት ኣብ ፌስቡክ ንምስማዕን ንምንባብን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።