Eritrea Martyrs day - 20 June 2020

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

20/06/2020 16:43 PM

Eritrea Martyrs day
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ
20 June 2020
ዝኽርታት፡ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ
ذكريات في يوم الشهيد الارتري
Events highlighting the remembrance day.

Eritrea Martyrs day 2020

ኣብዚ ገጽ`ዚ፡ ብኣጋጣሚ ቅንያት 20 ሰነ 2020፡ ሃገራዊ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ዝተፈላለዩ ዝኽርታት፡ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጪታት እናሓረና፡ ኣቕሪብናልኩም ኣሎና። ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ ዚ፡ ብቐጻሊ ቅንያት፡ ክውሰኾን ክህብትምን ስለዝኾነ፡ ተማላሊስኩም ክትበጽሑዎ ንላቦ።
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽሪን ንሰማእታትና ይኹን!
المجد والخلود لشهدائنا
መርበብ ሓበሬታ፡ ስኒትና.ኮም

Dear visitors, on this page, we will compile various memories, highlightig the Eritrea's Martyrs Day, 20 June 2020. We will update this page continuously, by adding more contents.
Eternal Glory to our Martyrs!
www.snitna.com

عزيزي الزائر ، في هذه الصفحة ، سنقوم بتجميع ذكريات مختلفة ، وتسليط الضوء على يوم شهداء إريتريا ، 20 يونيو 2020. سنقوم بتحديث هذه الصفحة باستمرار ، بإضافة المزيد من المحتويات.
المجد الأبدي لشهدائنا!


ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!
Bayto Yiakl UK - ባይቶ ይኣክል ዓባይ ብሪጣንያ


መስዋእቶም ብግቡእ ዘይተነገረሎም
670 ኣባላት ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ግምባር ሳሕል 1978 - 1981

Source (ምንጪ) Mehari Yonas
https://www.facebook.com/Nifas.Bereka/timeline?lst=572999950%3A100000790532992%3A1592795113


ATV: በረኻ ወፊሮም ዘይተመልሱ፡ ኣብ መዝገብ ሰማእታት ዘይኣተዉ `መንካዕ` ተባሂሎም ዝተረሸኑ ስዉኣት ዘጠቓለለ -
5ይ ኣልቡም - June 20 Album


መልእኽቲ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2020 መዓልቲ ሰማእታት


ERISAT: ዘተ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ውድባትን ህዝባዊ ምንቅስቓስን፥
ስዉኣትና ማእከል ታሪኽናን ሓበንናን እዮም!
Daniel Teklay (One Nation), Fikre Gaim (Bayto Yiakl USA), Tesfay Degiga (EPDP), Ogbazgi Debus (ኤርትራዊ ሃገራዊ ግምባር), Tesfamichael Yohannes (UDC), Afewerki Kidane (UEJ), Mohamed Negash Osman Ibrahim (ENCDC).
(Part-1 and Part-2)


Part-1:   Part-2:   


ERISAT: ኣብ ልዕሊ ደቂ ስዉኣት ዝተፈጸመ ጥልመት መዳርግቲ ኣልቦ እዩ።
ተኽለዝጊ ዕቑባልደት (ወዲ ዑቕባልደት)
ሓላፊ መዕበይ ደቂ ስዉኣት (ኦርፋን)


ATV: ዝርርብ ምስ ገዲም ተጋዳላይን ኣሕመድ ኣልቀይሲ (Ahmed Al Qeisi)
ብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት
(1ይ - 4ይ ክፋል)


Part-1:   Part-2:   Part-3:   Part-4:  


ERI-TV: Martyrs Day 2020


መሰረት ቃልስና፡ ራእይ ስዉኣትና።
Our struggle is founded on our Martyrs' Vision.
20 June 2020 Live Now at: Hdri-Jeganuna PART-2: 21 June 2020


ATV: "ኣነ ብእግረይ ክኸይድ ከለኹ፡ ክልተ እግሮምን ህይወቶምን ዝሰኣኑ ሰማእታት ኣለዉና፡`
ቃል ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ


ATV:ዝርርብ ምስ ተጋዳላይ ተወልደ ሃብተ
ኣብ ዝኽሪ ሰማእታት 20 ሰነ


Snitna 20 June 2020: ግጥሚ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት፡ (Martyrs' Day Poem)
ኣብኣቶ ሃብቶም ገብረ (ዓባይ ብሪጣንያ) By Mr. Habtom Ghebre


EMNS 20 June 2020 ፍሉይ መደብ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ
ምስ ተጋ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት)፡ ተጋ ሃብተማሪያም ዑቕባይ (ወዲ ልጃም)ን


መሰረት ቃልስና፡ ራእይ ስዉኣትና።
Our struggle is founded on our Martyrs' Vision.
20 June 2020 Live Now at: Hdri-Jeganuna


Feven Gedewon: 20 June 2020: ዝኽርታቶምን ተመክሮኦምን ምስ፦
ኣቶ ሃይለ ወልዱ ካብ ዓዲ'ንግሊዝ፡ ኣቶ ስዒድ ኣደም ካብ ሽወደን፡ ኣቶ ኑጉሰ ተወልደምሕረት ካብ እስራኤል፡


ዜማ ንዝኽሪ ዛ ክብርቲ ዕለተ-ሰማእታት ኤርትራ። ብማዕበል ከምኡ`ውን ርምድየት ኣለም።


#ንቅሊ_ኣዴታት #مبادرة_الأمهات
ኣዴ ሲዉእ ... ኣዴ ጂግና ... መዓንጣኺ'ስሪያ ብገመድ።
ቅጥሚን ድምጺን ቐዲሽ ካብ ን/ኣዴታት - ኢሮፓ
يا شهيدنا الذي ينير دربنا.. يا شهيدا وهب الغالي والنفيس لأجلنا .. نم قرير العين سنكمل مشوار الحرية


AlenaMedia-TV: ዕላል ምስ ተጋ. ኣበድ ተስፋይ
ኣብ ዝኽሪ ስዉኣትና፡ 1ይ ክፋል


Part-1:   Part-2:   


Martyr Osman Saleh Sabe ስዉእ ዑስማን ሳልሕ ሰበ (View in New Window)

ስዉእ ኣያና ሓርበኛ ዑስማን ሳልሕ ሰበ፡ ከም ብዙሓት ሓርበኛታት ኤርትራውያን፡ ኣብታ በጃኣ ዝተቓለሰላን መዳሕንቱ ዝተቐብረላን መሬት ዓዱ፡ ሬሳኡ ንኸይኣቱ፡ ብዲክታቶር ኢሳይያስ ስለዝተኸልከለ፡ ኣብ ስደት ክቕበር ግድነት ኾይኑ። ይኹን`ምበር፡ ድሕሪ ምውጋድ ስርዓተ-ምልኪ ኣብ ኤርትራ፡ ኩሎም ንቡር ስርዓተ ቀብሪ ዝተሓረሙ ሓርበኛታትና፡ ኣብታ ዝተቓለሱላ መሬት ዓዶም፡ ድሙቕ ዝኽሪ ዝተሓወሶ፡ ክቡር ሃገራዊ ስርዓተ ቀብሪ ክግበረሎም ምዃኑ፡ ኣይጠራጠርን።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብሪን ንሰማእታትና!!!
ሓውኹም፡ ዮውሃንስ

Despite of his sacrifice, and as many other Martyred veterans in the Diaspora, he was denied funeral in his home country which he paid sacrifice for. Needless to say that, soon after the ousting of the Dictatorial regime in Eritrea,
All our Martyred veterans in Diaspora, will have a well-respected National funeral in Eritrea, and their names will be remembered by future generations of Eritrea.
Glory be to our martyrs!
Yohannes.


ቬሮኒካ ሰሎሙን-ድምጻዊትን ሙዚቀኛ፡ ኢሰያስ ኣስፋሃ-ድምጻዊ፡ ኣድያም ተፈራ፡ ሃብተ ዶሞዝ፡
ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት፡ 20 ሰነ 2020


ልዕላውነት ህዝቢ፡ ናይ ስዉኣትና ዓስቢ
Peoples' sovereignty is our Martyrs' recompense.


ATV: ዝኽሪ ስውእ ተጋዳላይ ናስር ወዲ ዓሊ ዓንተር


SBS - Tigrinya 18 June 2020:
ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
Interview with Ambassador Andebrhan Welde Giorgis

Eritrea Martyrs day 2020


ድምጺ ሓርበኛ፥ መደብ ቁ. 19
ሰነ 20, 2020 ፍሉይ መደብ ንዝኽሪን ክብርን ስማእታት ኤርትራ


ATV: ዝኽሪ ተጋደልቲ፡ ዮውሃንስ ጸጋይን ኣሰፋው በርሀን
ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ 20 ሰነ


ERISAT: ስዉኣትና፡ ላህመት ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዮም።
ዶር ኣሰፋው ተኸስተ


Part-1:   Part-2:   


Sinit: ዘተ ንዝኽሪ ስውአትና፡ ምስ አሕዋትና ዝተኸፍለ ከቢድ መስዋእቲ: ህልው ኩነታትን መጻኢ ኤሪትራን


ERISAT: Arabic program June 13, 2020


ATV: ዝኽሪ ተጋደልቲ ሃይለ ወለዱን ዳዊት ፍስሃየን
ብኣጋጣሚ 20 ሰነ


ERISAT: ኣብርሃም ተስፋልኡል፡
ብመስርሕ ሳንሱር ኤርትራ ቀስ ብቀስ ታሪኽ ይድምሰስ።


ATV: መስርዕ ፊተውራሪ ኣብ ትኹል
1ይ - 6ይ ክፋል


Part-1:   Part-2:    Part-3:    Part-4:    Part-5:   


ATV: ዝርርብ ምስ ገዲም ተጋዳሊት ህይወት ገረዝጊሄርን ውጻእ መዓት ተጋዳላይ ላልምባ ጸሃየን - ዝኽሪ ስዉኣት 20 ሰነ


ካብ 64 ኣባላት ጋንታና፡ 4 ጥራሕ ተሪፍና
Interview with Daniel Tsegay


Eri-Platform: ሕድሪ ሰማእታትና ተፈጺሙ ዶ?
[Part 1 and 2]
ዕላል ምስ፦ (1) ኤልሳ፡- እቲ ውጽኢት ናይ ኩሉ መስዋእትነት ሃገራዊ ናጽነት ጥራይ ኣይነበረን። ራህዋ ኣብ ናብርኡ፡ ምፍጣር ሰላም እዩ ነሩ እቲ ዕላማ። (2) ትርሓስ፡- “መምህር ልደቱ ኣደ 4 ስዉኣት፡ ናይ ደቀይ መስዋእቲ ወይ ክሕበን ወይ ክበኪ’ሲ፣ እንተደኣ ንዉሑዳት መጻወቲ ክኸዉን ርእየዮ፡ ሽዑ’የ ዝበኪ” (3) ሞባእ፡- “መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ድሮ በዓል ናጽነት ክግፈፍ ዘምሲ እንተ ኮይኑ ክብሪ ናይ ሰማእታት ኣበይ እዩ ዝሕሎ ዘሎ፧” (4) ኤፍረም፡- “እዚ ስርዓት ብስሞም ንብዓት ሓርገጽ ይነብዕ። ብስሞም ገንዘብ ካብ ህዝቢ ይእክብ። ድርብ ወጽዓ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሰማእታትን።”


Part-1:   Part-2: coming soon   


ATV: ዘተ ምስ ተጋደልቲ ቴድሮስ ተኽለ; ጎይትኦም መብራህቱ: ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ - June 20 -
Tedros Tekle and Goitom Mebrahtu


Share with friends:


ካብ ሰነዳት፡- ኣብ 1994 ኣብ ናቕፋ ዝተነበበ፡ ኣስማት ስዉኣት
(ካብ 1ይ ክፋል - 3ይ ክፋል)
Documentary: Martyrs names from Nakfa 1994
(Part 1 - Part 3)


1ይ ክፋል፡   2ይ ክፋል፡   3ይ ክፋል፡  


See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


Share with friends: