Placeholder Picture
Placeholder Picture
ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡ ጸላም ሳንዱቕ፡ ወ/ሮ ሳራ በላይ

13/02/2023 16:58 PM

ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡
ጸላም ሳንዱቕ፡
ወ/ሮ ሳራ በላይ

Author of a book, Black Box, Ms. Sara Belay

ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡ ጸላም ሳንዱቕ፡ ወ/ሮ ሳራ በላይ - author of a book, Black Box, Ms. Sara Belay.

ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡ ጸላም ሳንዱቕ፡
ወ/ሮ ሳራ በላይ

“ኣዚ መንበሪና ጎዳጉዲ ብዙሕ ዘውራሕርሕ ኣዒንቲ ኣሎ፡ ከቶ ካብዘን ኣዒንቲ እዚኣተን ከተምልጥ ዝከኣል ኣይኮን። Hሰክፍ ዘጨንቕ የብልክን።"

“ንብዓተይ ማንታ ማንታ ኮይኑ ወሓዘ። ንደቀምሓረ ሓንሳብን ንመዳእታ ግዜን ደው ኢለ ጠመትኩዋ። ኩሉ ኣብኣ ዘሕለፍኩዎ እዋናት ቁልዕነተይን ንእስነተይን ድሙቕ ዝኽሪ ኮይኑ ቅጅል በለኒ።"

“ገድሊ ሰባት ብወለንታኦም ፈትዮምን ረድዮምን ዝጽንበርዎ ውተሃደራዊ ህይወት'ዩ። ኣነ ከኣ ብወለንታይ እየ ተጸንቢረዮ። ሰለዚ ወለንተኛታት ብኽብሪ ዝርኣዩ እዩ ዝመሰለኒ ነይሩ፡፡ እቲ ብዛዕባ ገድሊ ዝሓሰቦ ዝነበርኹን፡ ኣብ ብሊቓት ዘጋጠመኒን ፈጺሙ ዘይራኸብ ኮነኒ። ብሊቓት ክጋደል ዘይኩነ ይቕረ ዘይበሃሉ ዓቢ ገበን ፈጺመ ዝኣተኹዎ መቕጽዒ ቦታ ኮይኑ ተሰምዓኒ።

“ሕጂ መምለሲ መገዲ የለን፡፡ ኣነ ንሰኺ፡ ካልኦት…! ኣብቲ ዝመረጹልና ጎደና ኣቲና ኢና።"

"ገድሊ ንሃገር ካብ ጸላኢ ሓራ እናውጸኤ፡ ንተጋዳላይ ግን ናጽነቱ በብቅሩብ እናቖርመመ የሕድጎ።”

ደራሲት
ጸላም ሳንዱቕ
ሳራ በላይ


መጽሓፍ ዓዲጉም ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ
To order the book, clik on this link.


ገምጋምጋምን ርእይቶን ንምክፋል ወይ ንምግላጽ፡ ኣብዚ ጠውቑ
For comments and expressing your reviews, click here.


ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡ ጸላም ሳንዱቕ፡
ወ/ሮ ሳራ በላይ። author of a book, Black Box, Ms. Sara Belay.
Part-1/2


ሌላ ምስ ደራሲት መጽሓፍ፡ ጸላም ሳንዱቕ፡
ወ/ሮ ሳራ በላይ። author of a book, Black Box, Ms. Sara Belay.
Part-2/2





Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: