ኣብ ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽርታተይ ኣብ ሰውራን፡ ለበዋይን

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

01/09/2019 15:20 PM

ኣብ ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም፡
ዝኽርታተይ ኣብ ሰውራን፡ ለበዋይን

My memories and messages, on the occasion of 1st September 2019.

ذكرياتي ورسائلي ، في الأول من سبتمبر 2019.

ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፥ እድሪስ ዑመር (ብሪራይ)
Veteran Idris Omer (Beriray)

at Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና
(on ሰንበት Sunday 01 September 2019.

ኣብ ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽርታተይ ኣብ ሰውራን፡ ለበዋይን


ናይ ሰንበት Sunday 01 September 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፥ እድሪስ ዑመር (ብሪራይ) ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣርእስቲ ሰሚናር፥- "ኣብ ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽርታተይ ኣብ ሰውራን፡ ለበዋይን።" ብዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። ሓርበኛ እድሪስ ብሪራይ፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ብ1967 ናብ ተሓኤ ዝተሰለፈ፡ ኣብ ምምስራት ህሓሓኤ ድማ ካብቶም ቀዳሞት ዝነበረ፡ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ብጅግንነት መሪሑ ዘዐወተ ፍቱውን ምቕሉልን ተጋዳላይ ኢዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ከም ብዙሓት ሓርበኛታት ኣብ ስደት ይነብር ኣሎ። On Sunday 01 September 2019, our invited guest is: Veteran Idris Omer (Beriray). His Seminar topic is tittled: "My memories and messages, On the occasion of 1st September 2019." You are all cordially invited to participate.
ሰንበት Sunday 01 September 2019, TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY


ኣብ ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም፡ ዝኽርታተይ ኣብ ሰውራን፡ ለበዋይን።
My memories and messages, On the occasion of 1st September 2019.
Veteran Idris Omer (Beriray)
Live


See also more seminars by Idris Omer (Beriray). ተወሰኽቲ ካእኦት ሰሚናራትን ብ`እድሪስ ዑመር (ብሪራይ)፡-
See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-


ወሓዚ ዜማታት ደለይቲ-ፍትሒ
Non-stop Songs for Justice


Share with friends: