ናይ ሓዘን መልእኽቲ፡ ንስድራቤት ነፍስሔር ብርሃነ ወልደገብሪኤል፡ ካብ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

29/10/2020 18:25 PM

ናይ ሓዘን መልእኽቲ
ንስድራቤት ነፍስሔር ብርሃነ ወልደገብሪኤል

ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ

ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ

ናይ ሓዘን መልእኽቲ
ንስድራቤት ነፍስሔር ብርሃነ ወልደገብሪኤል
ካብ ወ/ሮ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ

ምስ ሐወይ ብርሃነ ኣብ  ኾ ስዊትዘርላንድ (Caux, Switzerland) ኣብቲ ናይ ሞራል ሪኣርማመንት (Moral Rearmament) ዓለምለኻዊ ኣኼባ ቅድሚ 16 ዓመታት ተራኺብና፡ ሓቢርና ድማ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ተዛሪብና።

ካብቶም ኣኼበኛታት፡ ገለ ናይ ብሐቂ ዝተገደሱ እዉን ረኺብና። ካብኡ ኣትሒዝና ምስ ብርሃነ፡ ብስልክን ኢመልን (e-mail) ከምኡ ድማ ብኣካል ኣብ ዓዲ እንጊሊዝ ንራኸብ ኔርና።  ኣብ በቢጊዚኡ ሓቢርና ንሰርሓሉ እዋናት’ውን ነይሩ። ብርሃነ ልዙብ፡ ሕያዋይ፡ ሓደ ስራሕ ምስ ሓዘ ዘይሕለሎ ሃገራዊ እዩ ነይሩ። ብሓቂ ሰብ ኣጥፊእና። እሞ ንዕኡ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ፡
ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ኢዱ የንብረልኩም።

ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ
October 29, 2020


ክቡር ተቓላሳይን ጋዜጠኛን ብርሃነ ወልደገብርኤል SUDAN NOW ትማሊ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2020 ዓሪፉ (AAN Media 27-Oct-2020)

ዝርርብ ምስ ነብሲሄር ነባር ጋዜጠኛ፡ ኣክቲቪስት ዕርቅን ስኒትን ብርሃነ ወ/ገብሪኤል - ሓምለ 2017 ዝተኻየደ (መዘኻኸሪ ንገለ ካብ ኣበርክቶኡ) (ATV: 27-Oct-2020)



Share with friends:

See also Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-

ናይ ሓዘን መልእኽቲ ንስድራቤት ነፍስሔር ብርሃነ ወልደገብሪኤል ካብ ዮውሃንስ ጸጋይ (መርበብ ሓበሬታ ስኒትና)

ገዲም ጋዜጠኛን ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላትን ኤርትራዊ ብርሃነ ወልደገብሪኤል ዓሪፉ (BBC ትግርኛ 27-Oct-2020)

Obituary: Berhane Woldegabriel: A noble universal human being (Hedgait 27-Oct-2020)

ክቡር ተቓላሳይን ጋዜጠኛን ብርሃነ ወልደገብርኤል SUDAN NOW ትማሊ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2020 ዓሪፉ (AAN Media 27-Oct-2020)

ዝርርብ ምስ ነብሲሄር ነባር ጋዜጠኛ፡ ኣክቲቪስት ዕርቅን ስኒትን ብርሃነ ወ/ገብሪኤል - ሓምለ 2017 ዝተኻየደ (መዘኻኸሪ ንገለ ካብ ኣበርክቶኡ) (ATV: 27-Oct-2020)

A Message of Condolence, From GI – Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement

ናይ ሓዘን መልእኽቲ ንስድራቤት ነፍስሔር ብርሃነ ወልደገብሪኤል ካብ ወ/ሮ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ

ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው)፡ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ 30 ጥቅምቲ 2020

መልቀስ፡ ድሓን ኩን!! መምህር ብርሃነ ወልደገብሪኤል። ብ`ሃይለ ገብረ ትንሳኤ ዘብሄር ሰራየ!!! ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና፡


See also recent Articles by Abeba Tesfagiorgis Baatai:



Share with friends: