17/04/2023 23:35 PM
መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት: 14 ሚያዝያ 2023
Eritrean Detainees' Day, 14 april 2023
يوم المعتقل الإرتري 14 إبريل
ብዕለት 14 ሚያዝያ 1992፡ ኣባላት ጸጥታ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ኣሲሩ። እዚኦም ድሕሪ ሓርነት #ኤርትራ ናይ መጀመርያ ጃምላዊ ብግዴታ ዝጠፍኡ እዮም ነይሮም፣ ካብዚ ብምብጋስ እዛ መዓልቲ እዚኣ መዓልቲ እቶም ዝጠፍኡ ኤርትራውያን ክትከውን መሪጽናያ።
ካብታ መዓልቲ እቲኣ 31 ዓመት ሓሊፉ፡ ድሕሪኡ ድማ ንኹሉ ኣካላት ሕብረተሰብ ዝጸለወ ጃምላውን ውልቃውን ማእሰርቲ ተኻይዱ። ስቕ ክብሉና እዮም መሲልዎም፡ ተስፋ ቆሪጾም ግን እንሆ ሎሚ ኣብ ኩሉን ካብ ኩለን ሃገራት ዓለምን ዓው ኢልና ድምጽና ነስምዕ ኣለና። ኣበይ ኣለዉ? ኩሎም ብሓይሊ ዝጠፍኡ #ኤርትራውያን ይፈትሑ።
#ናጽነት ነቶም ብግዴታ ዝጠፍኡ
#ናጽነት ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ
#ፈጺምና ኣይንርስዓኩምን ኢና።
On the 14th of April 1992, the security services arrested dozens of Eritreans from different parts of the country.
These were the first mass Enforced Disappearances after Eritrea's liberation, hence we chose this day to be the day of the disappeared Eritreans.
Thirty-one years have passed since that day, and it was followed by mass and individual arrests that affected all components of society. They thought they would silence us, but they were disappointed, and here we are today raising our voices loudly everywhere and from every country in the world. Where are they? Release all enforcibly Disappeared #Eritreans.
#Freedom for the enforcibly Disappeared
#Freedom for all Eritrean people
#we will never forget you
See also related፡
ምስዚ ዝተኣሳሰር፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- A Look Back on Eritrea’s Historic 1993 Referendum, BY FIKREJESUS AMHAZION (PhD)
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993 ብፍቕረየሱስ ኣምሃጽዮን (ዶ/ር)) (TesfaNews APRIL 23, 2018). - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)