October 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


28/10/2023 17:35 PM

ጉዕዞ ህይወተይ

ፍልጠትን ሓበሬታን ንኣእምሮ ወዲሰብ ይስሕልን የበርኽን።

ብ መምህር ገብረጊዮርጊስ ፍስሃየ (ጆርጅ)

ሓዳስ መጽሓፍ ንሕትመት በቒዓ ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።

ጉዕዞ ህይወተይ new book by Memhr Gebregiorgis Fessahaye GEORGE



27/10/2023 18:45 PM

The Palestinianization of Eritrea:

An Urgent Call to All Eritreans

ሃገር ዘይብሉ ህዝቢ በራሲ፡ መሰረት ዘይብሉ ገዛ ፈራሲ

by Dr. Gebre Gebremariam, 26 October 2023

Eritrea is a sovereign country, and it has duties and rights within the family of sovereign countries of the world. But the significance and meaning of sovereignty should be firmly established in the thought processes of the Eritrean individual first before Eritrea can effectively fulfill its duties and exercise its rights. As Eritreans, we should know that we are sovereign country, and we should act and behave as such. Read more


27/10/2023 18:35 PM

STATE OF ERITREA

A PAPER ON HOW TO MEET THE PRESENT CHALLENGES

by Dr. Herui Tedla Bairu. STOCKHOLM/13-07-00

In a war situation a military upper hand is the ultimate basis for successful diplomacy. To concede military advantages in order to gain some diplomatic lever is regarded as high risk due to the perfidious nature of international politics. The collapse of the bipolar system and the balance of terror that accompanied it has not yet led to a restructured balance of power capable of replacing the previous international order. The UN, which was instituted to reflect the bipolar international structure that emerged after the Second World War, is not the same thing any longer: Read more


26/10/2023 21:33 PM

ዘየቋርጽ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡

ኢትዮ-ኤርትራ

Ethio-Eritrea: Relentless political crisis.

ብ'ገብረየሱስ ወልደሚካኤል

By Mr. Gebreyesus Woldemichael.

ጠንቂ ወይ መዝዝ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮ-ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ መቓን ምስፍሕፋሕን ምግባትን መሬት ክግለጽ ዝክኣል፡ ብምልሓቕ ኤርትራ ጀሚሩ ኲናት ዶብ-ባድመ ቀጺሉ ሕጂ ድማ ቀይሕ ባሕሪ ይብጽሓና ዝብል ጠለብ ተላዒሉ። ጸቢብን ኣጓባባዕን(bulling) ፖለቲካዊ ዕንደራ ናይ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ'ዚ ኣዘንቲንኻ ዝውዳእ ኣይኮነን። ቅልውላው ኢትዮ-ኤርትራ ብቐጻሊ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣንዳተሰጋገረ ልዕሊ3 ወሎዶታት ኣቚጺሩ'ሎ። በንጻሩ፡ ኣብዘን ዝተጠቕሳ መዋል 3 ወለዶታት፡ Read more


26/10/2023 21:33 PM Updated

ንቘልዑ ኣብ ትምህርቲ ዝጋጥምዎም ብዶሆታትን ክግበሩሎም ዝኽእሉ ደገፋትን

ብመምህር ተስፋምህረት ገብረመድህን (ተስፎም)

[Mahtsen Official: ማህጸን]

Part 1/4:   Part 2/4:  Part 3/4:  4/4:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


21/10/2023 23:55 PM

Snitna Network Seminar

ስግረ-ሃገራዊ ምሕደራ ህግደፍን፡ ተቓውሞን፡

Transnational Governance of Eritrean Party-State, and the Resistance.

الحكم الإريتري العابر للحدود الوطنية وحركة المقاومة

Saturday, 21 October 2023.

Watch on YouTube: (Click Here)

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


19/10/2023 17:25 PM Updated

መደብ ሕግን ሕብረተሰብን

Law and Society

ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን።

Educational series, by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).

ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሖ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንዕኡ ንምዕዛዝ ዝሕግዝ ሓበሬታ ክትልእኩልናን ንምሕጸን። Read more


19/10/2023 17:25 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ምንቅስቓስ ይኣክል፡

16 ጥቅምቲ 2023

ብምኽንያት ቅንያት ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣብ ኢትዮጵያ (ትግራይ)።

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


19/10/2023 17:25 PM Updated

ህጹጽ ኣድላይነት

ሃገራዊ ጥርናፈ - ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ

    Part-1:   Part-2:   Part-3:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



15/10/2023 23:55 PM

ሓባራዊ ዘተ PANEL DISCUSSION

ህልዊ ምዕባለታት ቃልሲ ንለውጢን

ተራ ዝተፈላለያ ተዋሳእቲ ኣካላትን።

Current developments in the struggle for change

and the role of various actors.

التطورات الراهنة في النضال من أجل التغيير ودور مختلف الفاعلين.

Sunday, 15 October 2023.

Part 1/3:   Part 2/3:  Part 3/3:  

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


13/10/2023 23:55 PM

ኤርትራ ከም ፍልስጤም፡

ተጻበኦ ኢትዮጵያ

ኣብ ርእሲ ልዕላውነት ኤርትራ

ብ.ዶር ገብረ ገብረማርያም

ድሕሪ ካልኣይ ውግእ ዓለም ምዝዛሙ፡ ኤርትራ ዋላዃ ከም ኩለን ኣብ ትሕቲ ናይ ኣውሮጳ መግዛእቲ ዝነበራ ሃገራት ናጽ ክትወጽእ ዝግባኣ እንተነበረ፡ እንተስ ብስንፍና ኤርትራውያን እንተስ ከም ሕማቕ ዕድል ኮይኑ፡ ካብ ናይ ኣውሮጳ መግዛእቲ (ጥልያን ዳሓር ካኣ ኢንግሊዝ) ናብ ናይ ኣፍርቃ (ኢትዮጵያ) መዛእቲ ኢያ ተስጋጊራ። እቶም ናይ 1940ታትን ናይ 1950ታትን ኤርትራውያን ተቃለስቲ ዘካይድዎም ኤርትራ ናጻ ናይ ምግባር ሰላምዊ ቃልስታት ፍረ ስለዘይተርኽቦም፡ ኤርትራዊ ቃልሲ ናብ ጎነጽ ክሰጋገር ባህርያዊ ኢዩ ነይሩ። Read more


13/10/2023 23:55 PM

መንግስቲ ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝቖመሉ ሕግታት ከተኽብር ግዴታ ኣለዋ።

ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ናጽነቱ ንምውሓስ ብ1961 ናብ ብረታዊ ቃልሲ ኣተወ። ድሕሪ ናይ 30 ዓመት መሪር ተጋድሎ ከኣ ብ1991 ነቲ ብብዝሑን ዕጥቁን ዝምካሕን ዘይሰዓር ዝመስሎ ዝነበረ ጸላኢ ብቕልጽሙ ደምሲሱ ናጽነቱ ዓተረ። ብመገዲ ህዝበ-ውከሳ ገይሩ ከኣ ሃገሩ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ክትከውን በቒዓ እያ። ብምዃኑ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊት ስድራ-ቤት ክቡር ሂወታ ዝኸፈለትላ፣ ኤርትራ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ/ት ዜጋ ብጽሒት ምዃና ዘካትዕ ጉዳይ ኣይኰነን። Read more:

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


07/10/2023 23:55 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 07 Oct. 2023

  1. ዘይተዛዘመ ምምይያጥ ግምገማ ደምበ ተቓውሞ፣ 2. ጉዳይ ናዕቢ መንእሰያት ብርጌድ ንሓመዱ፡ ተሳተፍቲ'ዶ ተዓዘብቲ፣ 3. ህልዊ ኩነታት፡ ሃገርና ናበይ ገጻ ትምዕብል፣ ዚብሉ ኪኾኑ ኢዮም።

    1. Opposition camp evaluation discussion,

  2. The Case of the Brigade Youth Rebellion for Hamedu: Participants or Observers?

  3. Current Situation: Where is our country developing?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


07/10/2023 21:33 PM

ዘይጭምት ኣዪተኩስ!

ብዶር. ዮውሃንስ ሃይለ

ሰላም ደቂ ሃገረይ። እሕሕሕ…..እዚ ደሮና ዝግ ዶ’ይሉ ክንዛረብ? ዱላን ዶንጎላን መሬት’ዶ ሒዞም?

ሳ-ሕ-ቲ፤ ንኡሽተይ ልቦና ኣብ ውሽጢ ዕሽነት ትርከበሉ ኣጋጣሚ’ሎ። ንኣብነት፤ ሓደ ዕውን ዝበለ ጎበዝ ኣብ ሓደ ዓዲ ነበረ። ከም ኩሉ ድልየት ወላዲ፤ ክወልድን ክዝምድን ኢሎም ወለዱ ኣመርዓውዎ። ኣብ ድሕሪ መርዓ ዘሎ ንቡር ነገር ንምፍጻም ዝሓምቕ ሰብኣይ የለን ካብ ዝብል ትጽቢት፤ ከመይ ነበረ ክብሉ ኣሕዋቱ ሓተትዎ። እቲ መርዓዊ ከኣ፤ ”ኣበይ ከምዝርከብ ስለዘይፈልጦስ ክሳብ ሕጂ ኣይተንከፍክዋን፤ ክትነግሩኒ’የ ዝጽበ ዘለኹ” ኢሉ መለሰ። ሓቁ’ዩ፤ እቲ ዝድለ ዘሎ ኣካላት ናይ መርዓቱ ኣበይ ከምዝርከብ ከይፈለጠ፤ ብሃውሪ ዳህሲሱ ዘይተደለየ ሃስያ ኣየውረደን፤ ኣየበላሸወን። ብቀንዱ ከኣ ንመርዓቱ ድቃስ ከሊኡዋ ኣይሓደረን። ክሳብ ኣካላታ ዘጽንዕ ክጽበ መሪጹ። እዚ ከኣ ልቦና እዩ። Read more:


03/10/2023 00:15 AM

ዋዕላ ኤሪሳት፡

EriSat Symposium

30 September 2013

Part-1:   Part-2:



03/10/2023 00:15 AM

10ይ ዓመት ዝኽሪ ናይቶም ብዕለት 03 ጥቅምቲ 2013፡ ኣብ ባሕሪ ላምፓዱሳ ጥሒሎም ዝሃለቑ 369 ኤርትራዊያን።

10th Anniversary of 369 Eritreans perished at the Sea of Lampedusa.

on 3rd October 2013



03/10/2023 00:15 AM

UBUNTU AWARD

30 September 2023

ኣገዳሲን ሃናጽን መደብ ንኩሉ ጉዱስ ኣብ ስነጥበብን ህንጸት ሕብረተሰብን። ካልኣይ ገጽ ናይ ክብሪ መዓልቲ ኡቡንቱ (Ubuntu Awards) 30.09.2023

ከም ዝፍለጥ ኣብ ምጅማር ናይዚ ዓመት እዚ(ዕለት 14.01.2023) ብኡቡንቱ ሃዉስ (Ubuntu Haus ) ዝተዳለወ ምዕዳል ሽልማትኡቡንቱ (Ubuntu Awards) ከም ዝተዓደለ ዝፍለጥ እዩ። እዚ ብመንገዲ ኡቡንቱ ሃዉስ (Ubuntu Haus ) ዝካየድ ዘሎ ተበግሶ፡ ኣብ ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ዘይጽንቀቕ ዓቕሞም ንዘበርከቱ ዉልቀ ሰባት ዝወሃብ ኮይኑ፡ ከምኡ እዉን ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ንትካላት ዘጠቓለለ ሽልማት እዩ። እዚ ሽልማት ወላ 'ኳ ክንዲ ኣበርክትኦም ንኤርትራን ኤርትራዊ ክብርን ዝበቅዕ እንተዘይኮነ፡

•መንእሰይ ወለዶ ብስርሓቶም ኣብ ሃሳስ ዝኽሪ ምስሎም ሰኒዱ ካብ ምሕላፍ፡ ናይ ምስጋና ልምዲ ብምጥራይ ንስርሓቶም ክብሪ ሂቡ ኣብ መዝገብ ታሪኽ ሰፊሮም ከም ዝነብሩ ምግባር Read more:






Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe