January 2021 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 



30/01/2021 23:45 PM

Reconciliation and Justice: Way Forward!!

ዕርቂን ፍትሒን፡ መዋጽኦ ንመጻኢ!!

المصالحة والعدالة: الطريق إلى الأمام !!

Moderator: Dr. Amanuel G. Ghebremedhin, Keynote speaker: Mr Paulos Tesfagiorgis Baatay (a Constitutional Lawyer), Panellist: Dr Adane Ghebremeskel, Dr. Salah Jimi, Mr Dawit Gebremeskel

 Part-1 (23 Jan 2021):  Part-2 (23 Jan 2021):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




30/01/2021 23:45 PM updated

መግለጺ ግዱሳት ኤርትራውያን

ኣብ ጉዳይ ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ኢትዮጵያ።

 نایب نییرتیرلإا المعنیین نأشب الحرب ةیلھلأا يف ایبویثإ

STATEMENT OF CONCERNED ERITREANS

REGARDING THE CIVIL WAR IN ETHIOPIA.

ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ኣብቲ ብ4 ሕዳር 2020 ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ኢትዮጵያ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ትግራይ ዘውርድዎ ንዘለዉ ፍኑው ቅትለት፡ ምክልባት፡ ስደት፡ ዓጸቦን ስነ-ኣእምራዊ በሰላን ኣትሪርና ንዅንን፣ የኸትሎ ብዘሎ ኣዕናዊ ሳዕቤናት ከኣ ኣዚና ንጕሂን። Read more

We, the undersigned Eritrean citizens, express our grief over the Ethiopian civil war that started on Nov. 4th and condemn in the strongest possible terms the wanton killings, displacement, famine and distress that the Ethiopian Federal Government and its partners have

since inflicted upon the civilian population of Tigray. Read more

ስምኩም ብምጽሓፍ ኣብዚ ጻውዒት`ዚ ክትጽምበሩና ንምሕጸን፦

الرجاء الانضمام عن طريق إضافة اسمك:

ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡




30/01/2021 23:45 PM Updated

ሓደስቲ መጻሕፍቲ

ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ

ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን

ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

ኣብ ክልተ ክፋላት፦ተዳልያትልኩም ኣላ።

ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ፦ ታሪኽ ዓወት፡ ጥልመትን ተስፋን

ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዚተደርሰት ኣገዳሲት መጽሓፍ፡ ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ፡ ኣብ ክልተ ክፋላት ተሓቲማ ንዝርጋሐ ተዳልያ ከም ዘላ ነበስር ። ንዝርዝር ሓበሬታ፡  ኣብዚ ተወከሱ Read more

መጽሓፍ ንምዕዳግ፦ ክፋል ሓደ፡  ክፋል ክልተ፡ ጠውቑ።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




22/01/2021 23:54 PM

ዜና ዕረፍቲ፡

ኣቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል ሳህለ

ሓርበኛ ኣቦና ሓዉና ብርሃነ ወልደገብሪኢል ካብ ኣብኡ ወልደገብርኤል ሳህለ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ኣድሓነት ተስፉ ኣብ ዓዱ ገዛ ጎቦ  ዞባ ደቡብ ተወሊዱ። ብርሃነ ወልደገብሪኤል ብዓል ሓዳርን ኣቦ ክልተ ውሉድን እዩ። ብርሃነ ብዝሓደሮ ሕማም ብ07 ጥሪ 2021 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልየና። ብርሃነ ሓያል ፍቅሪ ሃገር ዝነበሮ ኣብ ህግ ካብ 70ታት ተወዲቡ ከሉ ዝተሓቶ ዝማልአ ዝነበረን ኣብ 80ታት ኣብ ካርቱም  ንብረት ኣብ ምጉዕዓዝ ዘድሊ ኣገልጉሎት ዘበርከተ ሓርበኛ’ዩ። ካብቶም ኣብ ሚላኖ ዝርክርቡ መዘንኡ ንስርዓት ህግደፍ ዓገብ ኢሉ ኣብ ደንበ ፍትሒ ብንጥፈት ዝተሳተፈ፡ ኣብነታዊ ኣቦ’ዩ ኔሩ። Read more




21/01/2021 02:53 AM

ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ - 21 ጥሪ 2013

In Memory of Operation FORTO,

21 January 2013 Martyrs


ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡- ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ።

 Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.  VIDEO-1፡  VIDEO-2

ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡




20/01/2021 23:55 PM

ህሉው ኩነታት ውግእ ሕድሕድ ኢትዮጵያን፡ ምትእትታው ሃገርና ኤርትራን።

On Ethiopia’s internal conflict & Eritrea’s involvement.

Interview with: Veteran Dawit Fessahaye,

ቃለ-ምልልስ ምስ፦ ገዲም ተጋ/ ዳዊት ፍስሃየ (ወዲ መምህር)

 ኣብዚ ጠውቑ

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦



09/01/2021 20:23 PM

  ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ ቀዳም Saturday, 09 Jan 2021

"Opposition and its Priorities."

"ተቓውሞን ቀዳምነታቱን"

Guest: Mr. Hussein Abdelwasie, from Australia.

ክቡራት ተኻታተልትና፡ ናይ ቀዳም Saturday, 09 January 2021፡ መዛተዪ ኣርእስትና፥ "ተቓውሞን ቀዳምነታቱን።" ዝብል ኢዩ። ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ መልበርን ኣውስትራልያ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday, 09 January 2021, our discussion topic is “Opposition and its Priorities.” Our guest is Mr. Hussein Abdelwasie, from Melbourne, Australia. You are all cordially invited.  ኣብዚ ጠውቑ፡     




08/01/2021 20:23 PM

Eritrea 2020:

The Peace Dividend Is War

SAAY – eritreadigest.com

What follows is a synapsis of what transpired in, and to, Eritrea and Eritreans in 2020. Retrospectives are selective, reflecting the author’s bias so, forewarned, it will not include lines like “The Habela-Cheatat road construction has begun. When finished, it will reduce the Asmara-Akordet distance by 20 kilometers.” There are people who do a good job with that.  I tend to focus on the abnormality of Eritrea. Read more




03/01/2021 22:55 PM

Fundraising campaign for Eritrean Disabled Veteransin Kassala (Sudan)  

ናይ ደገፍ ጻውዒት ንኣካለ-ጽጉማን ሓርበኛታት

An appeal for support! Eritrean Disabled Veterans in Kassala (Sudan)

Snitna Network፡ ብዕለት 02 ጥሪ 2021፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት፡ ፍሉይ ሰሚናር ኣካይዱ፡ ዕላማ ናይዚ ሰሚናር`ዚ፡

ንህሉው ኩነታት ናይቶም ኣብ ከሰላ፡ ሱዳን፡ ዝርከቡ ኣካለ-ጽጉማን ሓርበኛታት፡ ንምፍላጥን፡ ናይ ደገፍ ጻውዒት ንምግባርን ኢዩ ነይሩ። ኣብዚ ብመንገዲ ዙም ዝተኻየደን ብቀጥታ ብፌስቡክ ዝተፈነወን ሰሚናር፡ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝመጽኡ ኤርትራዊያን ተሳቲፎም። ኣቦ መንበራትን ኣባላት ቦርድን ናይቲ ማሕበር ድማ መግለጺ ሂቦም፡ ንሕቶታት መሊሶምን። ካብ ተሳተፍቲ ወፈያታት ተገይሩ፡ መብጻዓታት እውን ተአኣትዩ። ንኩነታቶም ዝምልከትን፡ ብኸመይ ምሕጋዝ ከምዝከኣልን ንምግንዛብ፡ ናብ ዝርዝር ትሕዝቶ ናይቲ ሰሚናር ንምኻድ፡ ኣብዚ ጠውቑ፡ Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ወፈያ ንምግባር፡ ኣብዚ ሓበሬታ ኣሎኩም




03/01/2021 22:55 PM

ገምጋማት፡ ትምንኒታትን ትንታነታትን፡

ኣብ ኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2021

Assessments, New year wishes and Analyses, on the occasion of New year 2021

ሰላም ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታና!

ርሑስ ቅንያት ልደትን ሓድሽ ዓመት 2021 ተሕልፉ ክትህልዉ እናተመነና፡ በዚ ኣጋጣሚ ዚ፡ እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና! ዓመተ-2021 ከኣ መኸተምታ ናይ ኩሉ ሕሰምን መከራን ህዝቢ ኤርትራ ክትከውን፡ ሰላምን ፍትሒን ኣብ ሃገርና ክሰፍን፡ ተባታቲኑ ዘሎ ስድራቤታት ኤርትራ ዝተሓቛቐፈላ ዓመት ክትኮነልናን፡ ትምኒትና ወሰን የብሉን። እታ ብኩናት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፡ ከምኡውን ጎረባብትና ሃገራት ከኣ፡ ሰላም ክወርደን፡ ኩሎም ዝምልከቶም ንሰላም ክጽዕሩን፡ ዞባና ናብ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ዞባ ተለዊጡ፡ ህዝብታትና ብሩህ መጻኢኡ ከስተማቕር፡ ዕድላት ንምፍጣር ዝለዓለ እጃምኩም ከተበርክቱ ንጽውዕ። ውግእን ወረ ውግእን ዝበሃል፡ ካብ ሃገራትና የርሕቆ። ኣምላኽ ከኣ ንምርረትና ይእከል ይበሎ፡ ምሕረቱ የውርደልና። Read more




Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe