Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

May 2019 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 




ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ

OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS

(24 March 2001)

እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-15 (G-15)ዝፍለጡ)፡ ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን ዝሓዘ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። እዚ ቅኑዕ ህዝባዊን እዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።. Read more





31/05/2019 20:55 PM

እዋኑ ዝጠለቦ መጽናዕቲ:

ሃገራዊ ስኒትን ሓድነትን

ብ'ደብረ

“ሃይማኖትና ሕማቅ ክግበር እንዳረኣኻ ሱቅ ኣይትበል እዩ ዝብል።” ኣምና ኢድሪስ ፍኻኽ

ጸለሎ ጸላኢ

ክፉእን ድሑርን ኣተሓሳስባ፦ ጸላኢ ጸላኢ እዩ። ናይ ጸላኢ ደቂቅ፣ ናይ ጽልኢ ኢሚንት የለን። ዓይነት ጸላኢብዙሕ እዩ። ቀዳማይ ጸላኢ ክፉእን ድሑርን ኣተሓሳስባኻ እዩ። ክፉእ ኣተሓሳስባ ምስካልኦት ኣየሳንየካን። ሲኒት እንተዘይብልካ ከኣ ሓድነት የብልካን። ምንጻል እዩ ዘስዕብ። ከም ጉርሒ ምቕናት፣ እንታይነትካ ዘይምቅባልን ምሕባእን፣ ዓቕምኻ ዘይምፍላጥ፣ ምጽያቕ፣ ኣብ ካልኦት ምሕንጋጥ፣ ዘይናትካ ምድላይ፣ እምነት ካልኦት ምቁንጻብ፣ ወ.ዘ.ተ. ክኾኑ ይኽእሉ። ድሑር ኣተሓሳስባ ምስጊዜ ተዓጻጻፍነት ዘይምህላውን ምስ ሕሉፍ ነፍስኻ ምቁራን እዩ። ኣብነት፡ …Read more




30/05/2019 01:37 AM

WARSAY Y’KAALO

by Kiki Tzeggai

You left school benches and asked for your mothers’ blessings. The enemy was coming back to our borders. The Eritrean mother’s prayer was one wishing you a good journey. She prayed that the hot sun would not burn you. She prayed that the rain would not be too cold. She asked heaven not to let you fall on stones and never let you step on landmines. The weight of a free Eritrea on your shoulders, you never bowed your head nor did you give a promise you could not keep. Read more



29/05/2019 01:12 AM

لماذا نتمسك بدستور ارتريا 1952م الشرعي؟

WHY DO WE ADHERE TO THE CONSTITUTION OF ERITREA IN 1952?

[Samadit.com]

إعداد: اعلام جبهة الثوابت الوطنية الارترية

مقدمة: هذه محاولة لإعادة نشر الوعي الدستوري وسط الجماهير لاسيما الشباب الذي يجهل بحكم العمر الكثير عن تاريخ بلاده

Prepared by the National Front of the Eritrean National Front:

Introduction: This is an attempt to re-spread constitutional awareness among the masses, especially young people, who, by virtue of their age, are ignorant of the history of their country.  Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

(a) DENVER MANIFESTO (ብዛዕባ ማኒፈስቶ ደንቨር): Part-1:   Part-2:   Part-3:

(b) NATIONAL HARMONY- to rescue our people & the nation (ሃገራዊ ስኒት፡ ንድሕነት ህዝቢን ሃገርን): Part-1:   Part-2:   Part-3:

(c) Proposal of a Roadmap to create a Unified Democratic Forces - to defeat the dictatorial regime (ስእለ-መንገዲ: ንሕብረት ዲሞክራሲያዊያን ሓይልታት ንምስዓር ስርዓተ-ምልኪ): Part-1:   Part-2:   Part-3:   Part-4:   Part-5:

(d) REPARATION - putting in working order again (ካሕሳ - ዳግማይ ናብ ንቡር ምምላስ): Part-1:   Part-2:   Part-3:   Part-4:   Part-5:



28/05/2019 23:11 PM

ብደቀንስትዮ ስያትልን ከባቢኣን (ሕመኣ) ዝተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ግንቦት 24, 2019

THE INDEPENDENCE DAY CELEBRATION BY ERITREAN WOMEN IN SEATTLE USA.

   1ይ ክፋል (24-May-2019)፡  2ይ ክፋል (24-May-2019)፡ 




28/05/2019 23:11 PM updated

 DEMONSTRATION & MEETING

BY JUSTICE-SEEKERS WASHINGTON DC

ሰላማዊ ሰልፊን ኣኼባን ኤርትራውያን ደለይቲ   ፍትሒ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ (24-25 May 2019)

During the Washington DC Meeting, they Elected the Eritrean Congress, representing Eritreans of North America. ኣኼባ ዋሽንግቶን ዲሲ፡- ኤርትራዊት ባይቶ (ንኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ እትውክል) ቆይማ።

Live Video Reports here below (ብቀጥታ ዝተማሓላለፈ ናይ ቪድዮ ጸብጻባት ኣብዚ ዝስዕብ ርአ):

   Part-1, Part-2, Part-3, Part-4, Part-5, Part-6,

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-

Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ  لقد طفح الكيل



28/05/2019 21:26 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 37 ክፋል

ብመሲናስ

ምንጪ ዕጥቅን ስንቅን ሰውራ ኤርትራ፡ ሰለስተ ኣካላት’ዮም ነይሮም። ንሳቶም ድማ፥ 1ይ. ተጋዳላይ ዑስማን ሳልሕ ሰበ፡ 2ይ. ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡ 3ይ. ገዛእቲ ኤርትራ እዮም ነይሮም። ገለ ካብቲ ንሰውራ ኤርትራ ዘዐወተ ኣገዳሲ ነብጥብታት ድማ እዚ ዝስዕብ’ዩ ነይሩ፥ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ) ተፈንጪሎም ይኹኑ፡ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራን ዓለምን መጺኦም፡ ኣብ መስርዕ “ሰልፊ ናጽነት” ዝተሰለፉ ገዳይም ተጋደልቲ፡ መሰረት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኣደልዲሎም ዝሰረቱ ውፉያት ብምንባሮም’ዩ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ብዓወት ክዛዘም ክኢሉ።

እዞም ገዳይም ተጋደልቲ’ዚኣቶም ካብ ፈለማኡ ንዝጸንከረ ቦታ ሰባት ልኢኾም ዘይኮነስ ባዕላቶም እናኣተዉ’ዮም ተወፍዮም ዘርህዉዎ ነይሮም።...Read more



27/05/2019 03:07 AM

ሃገራዊ ዕርቂን፡ ውድባዊ ዕርቂን፡

ዝምድንኡ ምስ ሕድሪ ጀጋኑናን

ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብማሕበራዊ ሚድያ ፓልቶክ፡ ገዛ ሕድሪ ጀጋኑና (Eritrea Hdri jeganuna Paltalk Room) ዝተወስደ ፍሉይ ተበግሶ፡ ማለት፡ ንኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ንኤርትራና ልሉይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሓያሎ ኤርትራውያን፡ ኣፍልጦ ዝህብ፡  ፍሉይ ሽልማታት ክዕደል ምጽንሑ ዝፍለጥ ኢዩ (link ኣብዚ ርአ)። እዚ ናይ ሓርበኛ ኣያና ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጽሑፍ’ዚ ድማ፡ ንዕኡ ምርኩስ ብምግባርን ምስ ሃገራዊን ውድባዊን ዕርቂ ዝህልዎ ዝምድናን፡ ዘብርህ ኣገዳሲ መልእኽቲ ዝሓዘለ ኢዩ። ረድኢ ክፍለ፡ ንህዝብና፡ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ንምንቕቓሕ፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮ ክህብ ዝጸንሐን ዘሎን ኣብነታዊ ኣያና ኢዩ። ነዚ መልእኽቱ፡ ተገዲስኩም ክትሰምዑዎ ድማ ንላቦ። Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡

ጽሑፋትን ሰሚናራትን ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) (Snitna Archives)



26/05/2019 23:58 PM

ዝምድና ናጽነትን ህዝባዊ ስልጣንን

THE RELATIONSHIP OF INDEPENDENCE AND POWER TO THE PEOPLE

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 26 May 2019

ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday, 26 May 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ወልደስላሰ ዑቕበ ተስፋይ ኢዩ። ኣቶ ወልደስላሰ "ዝምድና ናጽነትን ህዝባዊ ስልጣንን" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና አዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 26 May 2019, our invited guest is Mr. Weldeselassie Ogbe Tesfay. He will deliver seminar on "The Relationship of Independence and Power to the People". You are all welcome to participate.

1ይ ክፋል (26-May-2019)፡  2ይ ክፋል (26-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (26-May-2019)



26/05/2019 16:46 PM

ዕዉት ፈስቲቫል በዓል ናጽነት ኤርትራ

ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

SUCCESSFUL ERITREA 28TH INDEPENDENCE FESTIVAL IN LONDON UK

ትማሊ ዕለት 25 ግንቦት 2019፡ ዕዉት ጽምብል መበል 28 ዓመተ-ናጽነት ሃገረ ኤርትራ፡ ብደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ተኻይዱ። እቲ በዓል ብጸሎት መራሕቲ ክልቲኡ እምነታትና (ክርስትናን እስልምናን) ምስተኸፍተ፡ ንሕሉፍ ቃልስና፡ ስዉኣትናን ሓርበኛታትናን ዘሞጉስ፡ ንጥልመት ሕድሪ ስዉኣት ብምልካዊ ስርዓት ዘርኢን፡ ከም ሳዕቤኑ ኣብ ህዝብና ወሪዱ ዘሎ ወጽዓን ዘንጸባርቕ ሓጺር ብስላይድ ቪድዮ ተሰንዩ መግለጺ ቀሪቡ። ቀጺሉ፡ Diversity in Unity (ብዙሕነት ኣብ ሓድነት) ብዝብል ኣርእስቲ ብስላይድ ቪድዮ ተሰንዩ ኣስተምህሮ ቀሪቡ። ስዒቡ፡ “ሒቕታ HIKTA” ዘርእስታ ንኹሉ ተዓዛቢ ዘንብዐትን ተስፋ ዝሃበትን ድራማ ምስ ድሕረባይታዊ ድምጺን ምንቅስቓስን ተሰንያ ቀሪባ። ኣብ መንጎ ሓሓሊፉ እውን ናይ ሰናይ ምንዮት መግለጺታት ን መዛነዪን ቀሪቡ። ብድሕሪኡ እቲ መድርኽ ብሃገራዊን ኣበራባሪን ዜማታት ስነጥበባዊያን ክሳብ ኣስታት 11 ናይ ምሸት ቀጺሉ። ኣዝዩ ዕዉት ጽምብል ነይሩ። ዮሃና ንህዝቢ ኤርትራ! ከምኡውን ንኣዳለውቲ ጽምብላትና! ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ብተማሳሳሊ ኣገባብ እተብዕሉዎ ዘሎኹም። (ስኒትና.ኮም) …Read more



25/05/2019 13:52 PM

አየ ህሌት ሕርየት?!!!

WHERE IS LIBERTY? ሓርነት ኣበይ ኣላ!!!

[ራድዮ ሰእዮብ Radio Saeob, 24 May 2019]

See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



25/05/2019 00:25 AM

ጸለመ ጠጠው ይበል

ደስበለ መሓሪ

እዚ ኣብ ሶሻል ሜድያ ዝከይድ ዘሎ ናይ ጸለመን ኣፈላላይን ዘመተ ከተንብብ ከሎኻ ስለምንታይ ኣብዚ እዋንዚ ብናህሪ ተዋፊሩ ይረአ ኣሎ ዝብል ሕቶ ከተልዕል ትግደድ። መበገሲኡ እቲ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ውሽጢ ደለይቲ ፍትሒ ተፈጢሩ ዘሎ ውህደትን ፣ሃገርን ህዝብን ንምድሓን ካብ ዝብል መንፈስ ዝተበገሰ ምልዕዓልን ከተተኣሳስሮ ትግደድ፣፣ኣብዚ ተፈጢሩ ዘሎ ውዕዉዕ ናይ ምልዕዓልን ምውድዳብን  ሃዋሁ ህላዌኡ ዘጠራጥሮን ረብሓኡ ዝትንከፍን፣ እቲ እከይ ስርዓት ኢሳያስ ጥራይ ምኳኑ ዝከሓድ ኣይኮነን። ብዝተፈላለየ መገዲ ነቲ ዝርአ ዘሎ ውዕውዕ ሃዋሁ ደለይቲ  ፍትሒ ንምዝራግን ንምዕንቃፍን ከይደቀሰ ከምዝሓድር'ውን ዘጠራጥር ኣይኮነን። እቲ ዝጥቀመሉ ሜላታት ድማ  …Read more



24/05/2019 23:07 PM

ERi-TV, Eritrea: Eritrean Independence Day, May 24, 2019 - President Isaias Afwerki's Speech

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



24/05/2019 17:13 PM

መበል 28 ዓመተ-ነጻነት ሃገረ ኤርትራ፡

በቶም ውፉያት ጀጋኑ ደቃ ትዘከር!

يتم تخليد ابناء ارتريا الأوفياء الأبطال في الذكرى الثامنة والعشرون للاستقلال

The sons of the victorious heroes of Eritrea are commemorated on the twenty-eighth anniversary of independence

1ይ ክፋል (24-May-2019)፡  2ይ ክፋል (24-May-2019)፡ 




23/05/2019 13:44 PM

መበል 28 ዓመት ጽምብል ናጽነት ሃገረ-ኤርትራ

28TH ERITREA INDEPENDENCE DAY

EVENING EVENT

ዶር ሕሩይ ተድላ ባይሩ

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 May 2019

ሰዓት: 12PM Asmara, 11PM Berlin, 10PM UK, 5PM NY

ናይ ሓሙስ Thursday 23 May 2019 ዕዱም ጋሻና፡- ክቡር ኣያና ገዲም ተቓላሳይ፡ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኢዩ። ኣያና ሕሩይ፡ ወግዓዊ መኽፈቲ መደረ ኣብ መበል 28 ዓመት ጽምብል ናጽነት ሃገረ-ኤርትራ፡ ክህበና ኢዩ። ኣብዚ ክቡር ናይ ጽምብልና ምሸት፡ ኩልኹም ክትሳተፉ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና፡ ብኽብሪ ንዕድመኩም ኣሎና። ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ! On Thursday 23 May 2019, our invited guest is Veteran Dr. Herui Tedla Bairu. Dr Herui, will delliver official Opening speech on the ocassion of 28th Eritrea Independence Day Evening event organised in our Paltalk Room. You are all cordially invited to join us.

1ይ ክፋል (23-May-2019)፡  2ይ ክፋል (23-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (23-May-2019)፡  4ይ ክፋል (23-May-2019)



23/05/2019 13:25 PM

ህዝባዊ ባይቶ ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጅንያ

ዕለት፣ 19 ግንቦት 2019

ናብ፣  ኣሰናዳእቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ  24-25 ግንቦት        2019 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፣

ቅዳሕ፣ ናብ ዝምልከተን ህዝባዊ ባይቶ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ

ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ብምቕዳም ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ዝካየድ ዓቢ ብድሆ ብዓወት ንምግጣም ጥርናፈ ኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ወሳኒ ስለዝኾነ ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ ንምዕዋት እትገብርዎ ጻዕሪ ነመስግን።

ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ ንምዕዋት ኩሎም ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ብብቕዓት ክካፈልዎን ክዋስኡሉን ከም ዝግባእ ርዱእ እዩ። ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጅንያ ዋና ከተማ ናይ ኣመሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝነብሩሉ ኣከባቢ ብምዃኑ፣ ምሉእ ተሳትፎ ከረጋግጽ ግቡእ እዩ። Read more




22/05/2019 21:22 PM

ERITREA:  

The State of the Nation  

INTRODUCTION

(1) Between December 2018 and May 2019, a diverse group of Eritrean professionals met in Nairobi, Kenya and online to evaluate developments since the rapprochement between Eritrea and Ethiopia (“ERITREAN THOUGHT LEADERS ON THE PRESENT DYNAMICS IN THE HORN OF AFRICA”). While we welcome the Eritrea-Ethiopia peace process and appreciate the Ethiopian leadership for embarking on such a bold, if long overdue, initiative, we are dismayed by the lack of progress towards normalizing governance within Eritrea and are alarmed by the rate of “peace-time” exodus, which we believe is directly related to the state of hopelessness the regime of Isaias Afwerki has engendered. Read more




22/05/2019 21:22 PM

ኤርትራ፡ ህሉው ኩነታት ሃገር

ግንቦት 22፡ 2019

መእተዊ

(1) ካብ ታሕሳስ 2018 ክሳብ ግንቦት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ: ዝተፈላለየ ድሕረ-ባይታ ዘለና ኤርትራውያን ሞያውያን፡ ንምቅርራብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስዒቡ ዝመጸ ምዕባለታት ክንግምግም፡ ቅድም ብኣካል ኣብ ናይሮቢ (ከንያ)፡ ድሒሩ ድማ ብኢንተርኔት ዓሚቚ ዘተታት ኣካይድና። ነቲ መስርሕ ምቅርራባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓንጎፋይ ኢልና ንቕበሎን ነቲ ቅድሚ ዓመታት ኪውሰድ ዝግብኦ እሞ ሎሚ ዝተወስደ ተበግሶ መራሕቲ  ኢትዮጵያ እነድንቖን እንተኾንና ኣብ ኤርትራ ንቡር ምምሕዳር ናይ ምምላስ ዘእንፍት ምልክታት ዛጊት ዘይምርኣይና ንሓዝንን በቲ ድሕሪ ምቅርራራባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ስዒቡ ዝተኸስተ ምንሃር ፍልሰት ኣሻሓት ዜጋታት ሻቕሎትና ንገልጽን። እዚ ናይ ግዜ ‘ሰላም’ ፍልሰት ምልክት ናይቲ ብጠንቂ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዝርከብ መዋጽኦ ዝተሳእኖ ቀቢጸ-ተስፋ እዩ ኢልና ንኣምን።  Read more



22/05/2019 21:22 PM

ارﺗﺮﯾﺎ - ﺣﺎﻟﺔ اﻟﺒﻼد

اﻟﻤﻘﺪﻣﺔ:

1. في الفترة ما بین دیسمبر عام 2018 ومایو عام 2019، التقت مجموعات مختلفة من المھنیین الارتریین في العاصمة الكینیة نیروبي وعبر الانترنت للوقوف على التطورات التي اعقبت التقارب الارتري - الاثیوبي (تأملات قیادات ارتریة حول تطورات القرن الأفریقي). بینما نرحب بعملیة السلام الارتریة - الاثیوبیة ونقدر قرار القیادة الاثیوبیة على المبادرة الشجاعة، حتى وان أتت متاخرة, الا اننا لا نخفي الإحساس بعدم الارتیاح من غیاب التقدم نحو تاسیس إقامة نظام حكم طبیعي في ارتریا وقلقون من معدلات الھجرة في "مرحلة السلم" ، التي نعتقد انھا نتاج حالة الیأس التي خلقھا نظام أسیاس افورقي. ان ایماننا بعدم إمكانیة ان تتغیر ھذه الاوضاع دون احداث إصلاحات جزریة وفوریة في ارتریا لا یساویھ سوى قناعتنا بان النظام غیر قادر على أحداثھا فضلا عن كونھ یفتقد الرغبة على ذلك. الخلاصة التي لا مفر منھا تتمثل في ان النظام الذي یرأسھ أسیاس افورقي علیھ بالمغادرة، ولا بد ان تستھل        آلیات اعادة سیادة الشعب على الفور.

Read more



22/05/2019 21:22 PM

Statement of creation of Montreal’s

Eritrean Justice Seekers Institution

20 May 2019

Our independence was not achieved by charity or permission; indeed, it was by courage and determination of our Eritrean people. We fought a good fight as one unit, which was proven by the dedication of our men’s and women’s selfless sacrifices.  All this sacrifice was ultimately to build a democratic nation. However, we did not get what we deserve, and we were rather robbed, eroded of our wishes by a brutal regime. On the contrary, every citizen faced or is facing unimaginable injustices, including arbitrary and extrajudicial executions,  Read more



22/05/2019 21:22 PM

ሓጺር ጸብጻብ ምምስራት ህዝባዊ ጥርናፈ ኤርትራውያን ንፍትሒ ሞንትርያል

20 May 2019

እቲ ዘይጸዓድ ልቢ ኤርትራዊ ከም ሓደ ኣካል ሰውነት ኾይኑ ሃገራውነት ጨንጒዑ፡ ዲሞክራሲ ከስተንፍስ፡ ዲሕሪ ኸቢድ ዋጋ ኣሻሓት ስውኣት ከፊሉ። እንተኾነ ግን፡ ባህጉ ተመንጢሉ፡ ሰብኣዊ መሰላቱ ተቐንጢጡ፡ ሃገር ብሃገራ ኣብ ፍጹም ምልኪ ወዲቓ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርዶ ዘሎ ግፍዒን ኣደራዕን፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ገጽ መሬት ተራእዩ ብዘይፈልጥ፣ ስደት እንዳቐጸለ። ዕሸላት ህጻውንቲ፣ ኣብ ክንዲ ትምህርቲ ናብ ስደት ተጓሕጊሖም፣ ኣደዳ ስደትን ዘይሕጋውያን ዓመጺቲን ኾይኖም እንዳሃለው፣ ነዚ ዘሕመሞም ነበርቲ ከተማ ሞንትርያል ደለይቲ ፍትሒ፡ “ይኣኽል” ዝብል ማዕበል ሓይሊ ህዝቢ ኣብ መላእ ዓለም ድምጺ ኤርትራውያን ካብ ጻት-ንጻት ብዓውታ ኣጋዊሑ፣ … Read more



22/05/2019 18:05 PM Updated

ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

ዕድመ ንኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶንን ከባቢአን

Eritrean Independence Day Celebration

London UK - Saturday, 25th May 2019

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና መዓልቲ ናጽነትና ክንዝክር ኢና።  ጽምብል ናጽነትና፥ እቲ ናይ በሓቂ ናትና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓበን መዓልቲ ከም ዝኾነት ክንገልጽ ኢና።

 VIDEO ADVERT ቪድዮ ሓበሬታ

Starts at (ዝጅምረሉ ሰዓት)፡ 12:30 PM

Venue (ቦታ): The Lighthouse Theatre, 262-274 Camberwell Road, Camberwell, London SE5 0DP

LIMITED TICKETS (ውሱን ቲኬታት ኢዩ)!  Buy Tickets here (click link) ቲኬት ንምዕዳግ ኣብዚ ጠውቑ

For more information, please visit:

www.haddnet.org     Read more



22/05/2019 18:05 PM

PLEASE JOIN US

To protest 17 years of persecution against Christians in Eritrea.

When: Thursday 23rd May at 3:00 pm

Where: Eritrean Embassy in London,

96 White Lion Street, N1 9PF

Thanks.  Read more



22/05/2019 18:05 PM

ይኣክልን ጻውዒትን፡ ንዘይሕጋዊ ገዛኢ

ከምኡውን ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ቦታታትን

ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ

ብገዲም ሓርበኛ ገነት ተወልደ




20/05/2019 16:06 PM

ሲቪክ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ

الحركة المدنية الديمقراطية الارترية

Eritrean Civic Democratic Movement

OPEN APPEAL LETTER

Revered members of Eritrean Defence Force and National Security

ቁሉዕ-መጸዋዕታ!

ንኩቡራት ሓይልታት ምክልኻልን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ!

خطاب نداء مفتوح

أعضاء قوّات الدفاع الإرترية والأمن القومي الموقرون

Read more



20/05/2019 16:06 PM

ሃገር

ህዝብን ሃገርን ንምድሓን፣ ኢለን ጽውዒት ዝገበራ ኣደታት፣ ቁኑዑን ሉዑሉን ራኢ፣ ብጉቡእ-ዶ ተገንዚብናዮ ንኸውን፡ እንታይ እዩ ንሓንቲ ሃገር፣ሃገር ከብላ ዝኽእል፣ዝብል ኣርእስቲ ብ 11/ሕዳር/1882 ኣብ ሶርቦና(ፈረንሳ) ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ታላዒሉ ተዘትይሉስ፣ ስጋብ እዛ እዋን እዚኣ፣ ነቲ ሽዑ ዝተዋህበ መልሲ ዘፍርስ እኳ እንተዘይ-ተርኽበ፡ክም ፍልስፍናን ስነሓሳብን ግን መምስ እዋኑን መድርኹን ብምምዛን መዛተይን መካትዕን ኮይኑ፤ ፖለቲካዊ ውሳነን ስጉምትታት እና ተወስደ፡ ኣብ ዓለምና ዘለዋ ሃገራት፣ ንዕአን ዘካይድ ስርዓታት ዝውስና፣ ኣብ ርእሲ ምኽዋነን፣ እቶም ሰብ መዚ/ምልኪ ዝሓዙ፣ መስርሕ ስልጣኖም ንምዕባይ ህርድግ ክብሉ ከለዉ፤ ዝተፈልዩ ሰባት ክኣ ድላበ ሃብቲ ዝረኽብሉ፣ ዝጥቀምሉ መስርሕ ፖለቲካዊ መዳያት ብምስናድ፣ እዛ ኣብዘይዓርፍ ህውከትን ዘይተማጣጠነ ናብራ ሂወት ደቂሰባት ዝነብሩላ፣ ዓለምና ኢና እንነብር ዞሎና። ኣፈ ታሪኽ ከም ዝገልጾ ደቂ ሰባት፣ ከም ሰበኸ-ሳግም Read more



19/05/2019 23:51 PM

መናቱ መጻሕፍቲ

ብኣኽባሪ ሕግን ደራስን ኤርትራዊ ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)

[BBC Tigrinya 19-May-2019]

ሓደ ሕብረተሰብ ኣብ ኩሉ መዳያት ህይወት፡ ካብ ተመኩሮኡ እናተማህረ፡ ንጸገማቱ እናሰዓረ፡ እዩ ዝዓብን ዝቕጽልን - እዛ ዓንቀጽ ብዛዕባ ምምልላእን ምክእኣልን ክትዛረብ እያ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ኤርትራ ኣኽባሪ ሕጊ ኮይኑ ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ " ምምልላእ - ምህናጽ ሕጉስ ስድራ ቤት" ከምኡ'ውን "ምክእኣል -ንቅታት ዘይምቅዳው መጻምድትን ኣተኣላልይኡን" ዝብላ፡ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንዝረአ ጸገማት ብዕምቆት ዳህሲሰን ፍታሕ ዝእምማ ክልተ ማናቱ መጻሕፍቲ፡ ኣብ ዓዲ እንሊግዘሊ ከተማ ማንቸስተር ኣሕቲሙ ኣመሪቑ። Read more




19/05/2019 23:51 PM

ዘተ ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኤርትራ

on Current Eritrea Political Situation

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 19 May 2019

TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 19 May 2019 ዕዱማት ኣጋይሽና፡- (1) ኣቶ ሳሙኤል ቢዘን (ናይ ሕጊ ምሁር) (2) ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ (3) ኣቶ ኣሮን ብርሃነ (ጋዜጠኛ ኣዳላዊ ጋዜጣ ሰቲት ነበር) (4) ወይዘሪት ይርጋኣለም ፍስሃ (ገጣሚትን ጋዜጠኛን ራድዮ ባና ነበር) (5) ኣቶ ኣብራሃም ተስፋልዑል (ጋዜጠኛ) ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ዘተ ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኤርትራ" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 19 May 2019, our invited guests are: Mr Samuel (Bizen), Dr Mogos Yakob, Mr Aron Berhane, Miss Yirgalem Fessaha, and Mr Abraham Tesfalul. Our discussion Topic is "on Current Eritrea Political Situation". You are all welcome to participate.

1ይ ክፋል (19-May-2019)፡  2ይ ክፋል (19-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (19-May-2019)፡  4ይ ክፋል (19-May-2019)



19/05/2019 00:47

Eritrea 28 Independence Day Celebrations From Eri-TV




19/05/2019 00:47

እስማዒል ኣሕመድ፡

ን46 ዓመታት መሬት ዓዱ ዘይረገጸ ኤርትራዊ

[BBC Tigrinya 18-May-2019]

"ንእስነተይ ትማል-ትማል ዘሕለፍኩዎ ኰይኑ ይስምዓኒ። ጸባሪት፡ እታ ብ 1973 ምስ ወጻእኩ ዘይተመለስኩዋ ዝተወለድኩላ ቝሸት: ብዙሕ ጊዜ ኣብ ሓሳበይ ትመላለሰኒ።

ተቐማጦ ናይ'ዛ ካብ ምዕራብ ዓዲ ቀይሕ 12-13 ኪ.ሜ. ርሒቓ እትርከብ ማሙቕ ዓዲ፡ ብሕርሻን ጕስነትን 'ዮም ዝናበሩ፣ ጥዑም ሽታ'ቲ ኣየር፡ ዝጐየኹሎም ጐላጕል ዓደይ፡ ሰሓቕን ድምጽን ኣሕዋተይ፡ ፍቕሪ ወላዲተይ፡ ጽንዓት ኣቦይ ጌና ኣብ ዝኽረይ ኣለው" እናበለ ተዘክሮታቱ ብትካዜን ናፍቖትን ይገልጽ እስማዒል ኣሕመድ። Read more





18/05/2019 23:58 PM

ኩነታት ሓድነትን ጥርናፈን ኤርትራውያን

Current Eritrean Unity and Mobilisation

ወ/ሮ እሙና ዓብደልቃድር በያን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 May 2019

TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday 18 May 2019 ዕዱምቲ ጋሻና ወ/ሮ እሙና ዓብደልቃድር በያን ኢያ። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ሁሉው ኩነታት ሓድነትናን ጥርናፈናን፡ ከም ኤርትራውያን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 18 May 2019, our invited guest is Mrs Emuna Abdelkader Beyan. Our discussion Topic is "on Current Eritrean Unity and Mobilisation". You are all welcome to participate.

1ይ ክፋል (18-May-2019)፡  2ይ ክፋል (18-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (18-May-2019)



18/05/2019 22:48 PM

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ

ኣብ ግንቦት 25 ንዝቃናዕ ህዝባዊ መጋባኣያ፡

ግንቦት፡ 18/2019

እታ ኣፍሪቃዊት ኾኸብ ክትከውን ብዙሕ ተስፋ ተነቢሩላ ዝነበረት ኤርትራ፡ ሎሚ ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰላት ዜጋታታ ዘይሕለወላ፡ ልዕልና-ሕጊ ዘይተረጋገጸላ ነጻ ፕረስ ዘይፍቀደላ፡ ፖለቲካዊ ብዙሕነትን ግሉጽነትን ዘይተፍቅድ፡ ኣሽሓት ደቃ ብዘይ ዕላዊ ክስን ፍርድን ኣብ ፈቐዶ ቤት-ማእሰርታት ዝሳቐዩላ ናይ ስቓይን ኣውያትን ሰፈር ኮይና ኣላ። ድሕሪ እቲ ናይ 30 ዓመት መሪር ብረታዊ ቃልሲ፡ ድሕሪ’ቲ ኩሉ ዝተኸፍለ ክቡር ናይ ናጽነት ዋጋ፡ ሃገርና ኣብ’ዚ ዘላቶ ኩነታት ክትወድቕን ህዝብና ከኣ እዚ ክፍደይን ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪኻዊ ስግንጢር እዩ። ብፍላይ ከኣ ኣብ’ዚ እዋን ‘ዚ ሃገርና ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ተሸሚማ ከምዘላ ካብ ኩላትና ስዉር ኣይኮነን። Read more



17/05/2019 19:16 PM

መስኡል ምንቱ? ሰሕፊ ጅምዕ ክሜል

መሲር ሓርያም ወቀዳምያም፡

(ሕዩር ጋዜጠኛ ጅምዕ ከሜል፡ ዕጫ ቀዳሞትን ዳሕረዎትን)

Remembering Journalist Jimie Kimeil,

who disappeared in PFDJ prison.

[ክርን ሰእዮብ Radio Saeyob 17-May-2019 ]

ንዝኽሪ ገዲም ጋዚጠኛ ጅምዕ ከሜል ኣብ ራድዮ ሳእዮብ ዝቐረበ መደብ ኢዩ። ጅምዕ ክሜል፡ ኣብ ዓዱ ግዝግዛ (ሳሕል) ተወሊዱ፡ ብንእስነቱ ናብ ሱዳን ብምኻድ፡ ኣብ ሱዳን ከምኡውን ሊብያ ክሳብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ተማሂሩ። ካብኡ ንኽጋደል ሜዳ ኣትዮ ክሳብ ናጽነት ኣብ ራድዮ ምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ዘገልገለ፡ ድሕሪ ናጽነት እውን ኣብ መደብ ስፖርት ከም ጋዜጠኛ ዘገልገለ ሓርበኛ ኢዩ። እንተኾነ፡ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ከም ብዙሓት ጋዜጠኛታት፡ ንጅምዕ ውን፡ ምስ ፍሉጥ ስነጥበባዊ እድሪስ መሓመድ ዓሊ ዝርከቦም ኣብ 2005 ምስ ሓየሮ፡ ክሳብ ሕጂ ሃለዋቱ ኣይፍለጥን። ስድራቤት ጅምዕ፡ ሓደ ኣክራም ዝተባህለ ወዲ ከምኡውን እታ ክሕየር ከሎ ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ዝገደፋ ጓሉ፡ እክራም፡ ምስ ኣዲኦም፡ ንልዕሊ 14 ዓመታት ሃለዋት ወላዲኦም ከይፈለጡ ብጭንቀት ይነብሩ ኣለዉ። ናይዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪኽ ዝርዝር ኣብ መደብ ራድዮ ሳእዮብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ Read more።  

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

  1ይ ክፋል (13-Nov-2018)፡  2ይ ክፋል (20-Nov-2018)

  3ይ ክፋል (28-Nov-2018)

  1ይ ክፋል (14-Dec-2018)፡  2ይ ክፋል (21-Dec-2018)



17/05/2019 11:19 AM

እምቢ በል - EMBI BEL

Song by Hani Mihereteab and Many Artists

ብሃኒ ምኽረትኣብን ብዙሓት ኣርቲስት ዝተሳተፍዎን

ኣብዛ ሓዳስ እዋናዊት ዜማ፡ ወናማት ስነጥበባዊያን ከም፡- ጂጂ፡ ዳዊት፡ ኣማኑኤል፡ ነሽነሽ፡ ዛኪ፡ ዓወት፡ ካልኦትን ተሳቲፎም ኣለዉ። እዚ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሃገረ-እስራኤል፡ ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ዝርአ ዘሎ ማዕበል ምትእስሳርን ምትሕብባርን ስነጥበባዊያን ሃገርና ኮይኑ፡ ንኹሎም ኤርትራውያን ተስፋ ዝህብን ዘተባብዕን ድማ ኢዩ። እምበኣር፡ ምስታ ሓዳስ ዜማ ንምዝናይ፡ ኣብዚ ጠውቑ Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



17/05/2019 11:19 AM

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን "ይኣክል"

ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን

ምልክታ (Public Notice)

ንዓርቢ 24 ግንቦት 2019 ነቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ዝተረኽበ ነጻነት ሃገርና ንምኽባር ኣብ ዝግበር ጽንብል ክትርከቡ ብኽብሪ ትዕደሙ።

Eritrea Independence Day 2019 Celebration, in Leicester, UK, on 24 May 2019 - All are cordially invited.

ዝግበረሉ ቦታ፡ (Venue)- Warf Street North, LE1 2AD (ኣብ ምዕራባዊ ጎኑ ን'ዩርስ ሱፐርማርከት)

ጽምብል ዝጅመረሉ ሰዓት (Time)፡- ልክዕ ሰዓት ሽዱሽተ (6) ድሕሪ ቀትሪ ስለዝጅመር ኣብ ሰዓቱ ክትርከቡ ነተሓሳስብ።

ብደሓን ምጹ።

ኣዳላዊት ሽማግለ። Read more



15/05/2019 02:01 AM  

ኣንጻር ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ፡

ዝካየድ ንዘሎ ጸለመታት ንምእራም።

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 14 May 2019

ናይ ሎሚ ሰሉስ Tuesday 14 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኢዩ። መደብና፡ ነቲ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ እሱራትን ሕዩራትን ኤርትራውያን፡ ኣብ 23 መስከረም 2018፡ ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ዝሃቦ መግለጺ፡ ካብ መግለጺኡ ብምቑንጫልን፡ ብግጉይ ብምትርጓምን፡ ይኸይድ ንዘሎ ናይ ጸለመ ጎስጓስ ንምእራም አዩ።  On Tuesday 14 May 2019, our invited guest is Mr Sengal Woldetnsae. He will be with us to clarify the blackmail circulating against the talk he delivered on the rememberance day of imprisoned and dissapeared Eritreans, that was arranged at Paltalk Eritrea Hdri Jeganuna, on 23 September 2018.

 1ይ ክፋል (14-May-2019)፡  2ይ ክፋል (14-May-2019)፡ 



13/05/2019 22:31 PM

ATV: ዘተ ብዛዕባ

ተመኩሮ ምልዕዓልን ለውጥን ህዝቢ ሱዳን

ምስ እድሪስ ሁመድ፡ ረድኢ ዓይቡ፡ ኣማል ዓሊ

[ATV ኣሰና 12 May 2919]

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



12/05/2019 23:39 PM

ብዛዕባ'ቲ ኣብ 24ን 25ን ግንቦት 2019

ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ

ሰላማዊ ሰልፊን ኣኼባን ዝምልከት

about the Demonstrations and Forum that will be held May 24th and 25th, 2019

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 12 May 2019

9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት Sunday 12 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና 1. ዶ/ር ሃይለሚካኤል ዮሴፍ 2. ኣቶ ግርማይ ወልዱ 3. ኣቶ መልኣከ ዘርኣይ 4. ዶ/ር ወይኒ በየነ ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ብዛዕባ'ቲ ኣብ 24ን 25ን ግንቦት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊን ኣኼባን ዝምልከት " አዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 12 May 2019, our invited guests are 1. Dr hailemichael Yosief 2. Girmay Woldu  3. Melake Zeray 4. Dr Weyni Beyene. Our discussion topic is: "about the Washington DC Demonstration and Forum that will be held May 24th and 25th 2019" You are all welcome to participate.

1ይ ክፋል (12-May-2019)፡  2ይ ክፋል (12-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (12-May-2019)



12/05/2019 23:39 PM

እታ ዓባይ መርከብ ናይ ለውጢ፡ ትምርሽ

ካልኣይ ክፋል

ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ጹሑፍ፣ እታ ዓባይ መርከብ ሓድነት፣ ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን ዞባ ኤውሮጳ፡ ከምቲ ዝተበገሰቶ ንቕሎኣ፣ ብቑኑዕ መገድን ሓባሪ ቡሶላን ብምስፋፍ፡ ንህዝብኻ ጎስጓስን ተወዲቡ ክዋሳእን፣ ኣብ ናይ ሓባር መኣዲ-ዘተ ክሳተፍን፣ ነቶም ተወዲቦም ግናኸ ብቕናት ሓድነት ዘይተዓጠቑ፣ ኣብ ባይታ እንካን ሃባን ጡዑይ መስርሕ ፖለቲካ ብምጥቃም፣ ምክልኻል ሃገር፣ ሓድነት ህዝቢ ቅድም ሰሪዖም፣ ኣብ ሓደ ጽላል ንምብጻሕ ዉዑል ዝኽተመሉ መስርሕ ስርሓት ይካየድ ኣሎ።

እተን ዝተፋላለያ ሓይሊ ዕማማት ነቲ ራኢን ዕላማን ሽቶን ንምትግባሩ፣ ንተልእኾ ጉባኤ ፍራንክፈርት፣ ብዓቕመን ብዘፍቅዶ ንምትርጓሙ ይዋስኣ ምህላወን ይሕበር። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

  1ይ ክፋል (03-May-2019)፡  2ይ ክፋል (03-May-2019)



12/05/2019 21:20 PM

ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)

ናይ Sunday 12 May 2019 መደብ Show

ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ዶ/ር ሳልሕ ኑርን

ናይ ሰንበት May 12, 2019 ኣጋይሽና፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ዶ/ር ሳልሕ ኑርን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡- ምዕባለታት ናይቲ ብዛዕባ መጻኢት ኤርትራ ዝኣመተ ብጉጅለኦም ክካየድ ዝጸንሐ መጽናዕቲ፡ ከምኡውን፡ ካብዚ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ'ከ ናበይ? ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኣየር ዘይምቕራብና ብስራሕ ጉዳይ ኢዩ፡ ይቕሬታ።  On Sunday May 12, 2019 our guests will be Mr. Sengal Woldetnsae and Dr Saleh Nur. Discussion will be focused on their study Eritrea’s future, the wave of Enough is Enough by the Eritreans around the world and where do we go after Enough is Enough. You are all cordially invited to participate. Sorry last Sunday we were not on Air due to other business.

1ይ ክፋል (12-May-2019)፡  2ይ ክፋል (12-May-2019)፡ 



11/05/2019 16:55 PM

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን “ይኣክል

ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን

Meeting: Eritreans in Leicester UK

ጸብጻብ ኣብ 06 ግንቦት 2019 ናይ ዝተኻየደ ኣኼባ

ኣኼባ ለስተር ልዕሊ ሚእቲ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ስሚዕት ኢዩ ተኻዪዱ። ዳርጋ መብዛሕትኦም ሓደስቲ ስደተኛታ ኰይኖም ጣዕሚ ህይወት ተነፊግዎም ኣብ ባርነት ኣገልግሎት ዝነበሩ ኣጓብዝ ኢዮም።

ባህልና ብምኽታል ኣኼባ ለስተር ብጸሎት ኢዩ ተጀሚሩ - ናይ ክርስትናን እስልምናን ሃይማኖታት ናይ ህዝብና ኣብ ግምት ብምእታው። ብድሕሪዚ፡ ፈላሚት ሽማግለ ዘዳለዎቶ 12 ንጥብታት ዝሓዘ ‘ኣጀንዳ’ በብሓደ ምስ ተዘሪበሉ ብተሳተፍቲ ብምሉእ ድምጺ ጸዲቑ። Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



11/05/2019 12:25 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

        NOTICE ሓበሬታ

ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ጽባሕ ሰንበትን ዝቕጽል ሰንበትን፡ ፈነወ ንጋባእ ኣይክህሉን ኢዩ። ኣብ ዕለት 26 May 2019 ግን ስሩዕ መደብ ክቕጽል ምዃኑ ብትሕትና ንሕብር። Dear viewers, Ngabae Broadcasting will not be on Air until 26 May 2019.



11/05/2019 03:43 AM   Updated

ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

Building Democracy in Eritrea Conference

24-25 April 2019 - London

ERITREA FOCUS ከምኡውን ብ Institute of Commonwealth Studies ዝተወደበ፡ Building Democracy in Eritrea - Conference ማለት "ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ካብ ዕለት 24-25 April 2019፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ዋዕላ ክካየድ ቀንዩ። ካብ ዝተፋላለየ ክፍላተ-ዓለም ዝመጹ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያንን ዘይኤርትራውያንን ፈላጣት፡ ኣብቲ ዋዕላ ተሳቲፎም። ኣቶ ሃብተ ሓጎስ (ኣብ ሰእሊ ዘሎ)፡ መስራቲ ኣባልን ኣቦ ወንበር ERITREA FOCUS’ን፡ ነቲ ዋዕላ ኣብ ዝኸፈተሉ እዋን፡ ብዛዕባ ማሕበሩን ዕላማ ናይቲ ዋዕላን ድሕሪ ምግላጽ፡ ኩሉ ኣብዚ ዋዕላ ዝቐርብ ጽሑፋት፡ ተጻፊፉ ኩሉ ህዝቢ ከምዝርእዮን ከምዝጥቀመሉን ክግበር ምዃኑ ሓቢሩ።  Read more



11/05/2019 03:43 AM

ውዕሎ ካላኣይ ጉባኤ 'ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)'

About 2nd Congress of the 'Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC)'

ዘተ ምስ ኣቶ ወልደስላሰ ዑቕበ ተስፋይ

ኣቶ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት)ን

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 11 May 2019

9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም 11 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና 1.ኣቶ ወልደስላሰ ዑቕበ ተስፋይ 2.ኣቶ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት)ን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ውዕሎ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)" ዝብል አዩ።  On Saturday 11 May 2019, our invited guests are Mr. Weldeselassie Ogbe Tesfay and Mr. Tewelde Habte (Hazet). Our discussion topic is: " About 2nd Congress of the 'Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC)'"

1ይ ክፋል (11-May-2019)፡  2ይ ክፋል (11-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (11-May-2019)፡  4ይ ክፋል (11-May-2019)፡ 



10/05/2019 13:21 PM

The End of The Shitara Code

(ምጽንቃቕ ናይ ሽጣራ ምስጢር)

[Eritreadigest.com 06-May-2019]

Of late, the government of President Isaias Afwerki has been issuing a series of Red Sea Doctrine papers. These are supposed to outline the government’s assessment of how Eritrea, other Red Sea states and their neighbors can optimize its use to maximize trade and security while maintaining paramount autonomy and sovereignty. “Surely,” will say some dead-ender Isaiaists, “you can’t possibly object to that unless you object for objection’s sake!” Easy, my amnesiac friend: Read more



10/05/2019 13:21 PM

ዘተ ምስ መራሕቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

ንዴሞክራስያዊ ለውጢ

ኣቶ ተኽላይ ኣብርሃን፡ ኣቶ ነጋሽ ዑስማንን፤

(የአንጋዲ ኣቶ ተወልደ ስእለ)

[ATV 09 May 2019]

  1ይ ክፋል (09-May-2019)፡  2ይ ክፋል (10-May-2019)



10/05/2019 01:15 AM

ህዝባዊ መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ ቪርጂንያ

Public Meeting of all Eritreans living in Washington DC, Maryland and Virginia

ندعو جميع الإريتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند وفرجينيا لحضور اجتماع عام

Saturday, 11 MAY 2019

ንልዑላውነት ኤርትራ ዝፈታተን ሽርሕታት  ንምፍሻልን፣  ምሉእ ሓርነትን፣ሰላምን ርግኣትን ራህዋን ንምርግጋጽን  -  ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ  ዝካየድ  ስሙር  ቃልሲ ዝሰለጠ ናይ ዓወት መንገዲ ምዃኑ ብሩህ’ዩ።   ብጉዳይ ህጹጽ ምድሓን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ  ብሓፈሻ ብጉዳይ ከተማና ድማ ብፍላይ ንምዝታይን ናይ መጻኢ መደባትናን ንጥፈታትናን ንምትላምን  ዝካየድ ህዝባዊ ኣኼባ  ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።  Read more

 ندعو جميع الإريتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند وفرجينيا لحضور اجتماع عام لمناقشة القضايا الحالية المتعلقة ببلدنا بشكل عام ومدينتنا بشكل خاص  Read more ورسم المشاريع والأنشطة المستقبلية.

We invite all Eritreans living in Washington DC, Maryland and Virginia for a public meeting to discuss current issues related to our nation in general and our city in particular and to chart future projects and activities.  Read more



10/05/2019 01:15 AM

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራውያን

ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ ሕመኣ

Public Meeting Call to Eritrean-Americans

in Southern California

Saturday, 18 May 2019

All Eritreans and Eritrean-Americans in Southern California {Los Angeles, Orange County, San Diego, Riverside, San Bernardino and Adjoining Counties) are cordially invited to attend and discuss the current situation in our country and join the worldwide #Enough movement to bring change in Eritrea. We will also be electing our representatives.

ዕላማ ኣኼባ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታ ሃገርና ንምዝታይ፡ ለውጢ ንምምጻእ ምዝታይ፡ ኣብ ዓለምለኻዊ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ተጸምቢርና ድምጽና ንምስማዕ፡ ከምኡውን ኣካየድቲ ሽማግለ ንምምራጽን ኢዩ። Read more



07/05/2019 23:11 PM

JOINING THE YOUTH

IN SUPPORT OF ‘ENOUGH IS ENOUGH’ MOVEMENT

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University.

In Eritrea, 1991 was the year of jubilation and rejoicing of the victory of the 30-year of relentless armed struggle for the national independence and liberation. It was the year of heroic triumph and majestic advance and entry of the gallant EPLF army to Asmara. It was the agony of defeat and humiliation of the huge Ethiopian army and its supporters and it was the end of the final chapter of colonial occupation and aggression in Eritrea. 1993 was equally the year of joy and celebration of the beginning of the national independence and the official recognition of Eritrea as a sovereign state by the United Nation. Read more



07/05/2019 00:38 AM

BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA

Ambassador Haile Menkerios

[Awate.com ]

It is long overdue to discuss the need for building democracy in Eritrea, a country which has the notoriety of being perhaps the only country in Africa that does not have a functioning constitution, a legitimate/elected government, or legitimate and functioning governance institutions that ensure accountability. Since gaining independence, Eritrea has been ruled by a militaristic one-man dictatorship that believes in using force to resolve conflicts/disputes internal and external rather than pursuing legal and peaceful means. Read more



06/05/2019 23:43 PM

ዜና (ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን)

ንቕሎ ኣደታት

ንምድሓን ህዝብን ሃገረን ዞባ ኤውሮጳ

ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገረን ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ኦፊቻል ሩም፣ ወግዓዊ ዕድመ ብዝተገብረሎም ኣጋባብ፣ ነቲ ተዐጢቖም ሒዞሞ ዘለዉ ህዝብኻ ምጥርናፍን ምጉስጓስን ሓቢርካ ምስራሕን፡ ምስ ኣብ ሶቻል ሚድያ ዝዋስኡ ህዝብና ነቲ ቁኑዕ ተበግሶ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ ከበስሩን ከብርሁን ዑቱብ ስራሕ ኣማሊኦም። ከም ኩሉ ግዜ ሕድሪ ጀጋኑና ኣቃራርቡኡ ብኣኽብሮትን ኣጋባብ ዝሓዘለ ጸዋዕን ሃገራዉን ባህላዊ ደርፊ ብምኽፋት ነቲ ዘይሕለል ስኒትና ብቐጥታ ክማሓላለፍን ይስነድን ምህላዉ ድሕሪ ምክትታል፣ ነጋይሽ ሒዞሞ መጺኦም ዘለዉ አርእስቲ ብኑጹር ድሕሪ ምሕባር ብክፉት ልብናን ኑጡፍ ድልየትን ተኻታቲልና ንዘይተነጸረልና ክንሓትትን በሪሁልና ነቲ በደታትና በሕዋትና ተበጊሱ ንቕሎኡ ኣብ ጉዕዞ ዝርከብን፣

Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



06/05/2019 16:43 PM

ሻብዓይ ዓመት ዳግመ ርክብ

ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

ንሕሉፍ ዝለዓለ ክብሪ እናሃብና

ንትስፍው መጻኢ ንርኢ!

ኣብ`ዚ ንልኡላውነት ኤርትራ ብኣሉታ ዝፈታትን ዘሎ ህሞት፡  ኩሎም ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ንዝተቓለስሉ ዕላማ ከውሕሱ ሓላፍነቶም ከም`ቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዕዙዝ ምዃኑ ነስምረሉ። ንናጽነት ኤርትራ ኩዉን ንምግባር ዝተገበረ ጻዕርን ዝተኸፍለ ክቡር መስዋእትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝለዓለ ክብሪ ሂብና፡ ንትስፍው መጻኢ ኣብ ምውሓስ`ውን  እቲ ጾር ጌና ኣይወረደን ኣሎ።

ህዝብና፡ ድሕሪ`ቲ ነዊሕ፡ ናይ ኣሽሓት ደቁ መስዋእትን መቑሰልትን፡ ማእለያ ዘይብሉ ንዋታዊ ክሳራ ዝኸፈለሉ ሓርነታዊ ውግእ፡ ካብ ዚነበሮ ዓበይቲ ትጽቢታት፡ ሓደ፡ እፎይታ ሰላማዊ ሂወት ከስተማቕር`ዩ። Read more



05/05/2019 23:55 PM

ሓብሬታ ብዛዕባ ኮንፍረንስ ፍራንክፈርት

Information about the Fronkurt Conference

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 05 May 2019

9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ሰንበት 05 May 2019 Berlin Time 09:00 PM Asmera Time 010:00 PM Uk Time 08:00 PM New York 03:00 ዕዱማት ኣጋይሽና 1.ኣቶ ሶሎሞን ግበረየሱስ 2.ዳኒኤል ገብረመስቀል ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ሓብሬታ ብዛዕባ ኮንፍረንስ ፍራንክፈርት" አዩ On Sunday 05 May 2019, our invited guests are 1. Solomon Ghebreyesus 2.Daniel G.Mikael Our discussion topic is: " Information about the Fronkurt Conference "

1ይ ክፋል (05-May-2019)፡  2ይ ክፋል (05-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (05-May-2019)፡  4ይ ክፋል (05-May-2019)

ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ



05/05/2019 23:55 PM

Enough Is Enough: What Is Next?

Prof. Araya Debessay

[Awate.com]

Amanuel Kifle (Doha), the young man from the Washington DC area, has ignited Eritreans everywhere by his powerful, “Yiaakle” (Enough) message that is spreading like wildfire. Even those silent Eritreans who have given up on Eritrea and many of those who have been supporting the regime are now awakened.  Read more

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



05/05/2019 23:55 PM

   ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  Zeru Gebreyesus

ናይ Sunday 05 May 2019 መደብ

ብዛዕባ ሓፈሻዊ ተቓውሞ፡ ንምዕራይ ሃገር

ABOUT GENERAL OPPOSITION,

FOR CHANGE IN ERITREA

ዘተ ምስ:- ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን

ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Salah Ibrahim, Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. We encourage your participation; You are all cordially invited.



05/05/2019 23:55 PM

መልእኽቲ ተቓላሲት ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ብዓታይ

ናብ ህዝቢ ኤርትራ

[ATV ኣሰና 03 May 2019]

See also ከምኡውን፡-




05/05/2019 23:55 PM

ዕላል ምስ ፕሮፈ. በረኸት ሃብተስላሴ

[ATV ኣሰና 29 Apr 2019]




05/05/2019 15:10 PM

احياء يوم المعتقل الارتري

بقلم المناضل: علي محمد صالح شوم - دبلوماسى أرتر,ى سابق، لندن

في مساء يوم السبت الموافق 13 ابريل 2019م احيت الجالية الارترية في بريطانيا يوم المعتقل الارتري،

By the fighter: Ali Mohamed Saleh Choum - diplomat Arter, former, London

[www.samadit.com]

او,لئك القابعين في غياهب سجون الزمرة الحاكمة في ارنزيا، الاعتقالات التي بدا تنفيذها منن الايوم الاول للتحرير في العام 1991 ام وقبل التحرير. حتى، لمن تشك السلطة في ولاتهم لها، وذلك لارهاب كل من يفكر في معارضة النظام. استمرأت الزمرة الانعزالية تصر.فاتها الاجرامية واستمر,ت في الاعتقالات لعدم وجود مواجهة حقيقية تر.دع افعالها الاجرامية، وهي ترى ان ذلك افضل الوسائل لاسكات الاصوات المعارضة، وفي تقديرنا هناك عدم اكتراث لما يعانيه المعتقلون في سجون الز,مرة الانعزالية ومعانات اسرهم جراء الغياب وعدم معر.فة Read more مصيرهم منن يوم الاختفاء والى يومنا هذا.



05/05/2019 13:48 PM

خبر منشورات الكنيسة الكاثوليكية في تصاعد فهل تنفذ الكنسية تهديدها؟

[www.farajat.net]

بيانات الكنسية الكاثوليكية الارترية من اسمرا لا تزال تستحوذ اهتمام صفحات التواصل الاجتماعي الارترية لما ابدته من لهجة تحدى لنظام الطاغية من العاصمة اسمرا بأنها ستضطر اذا لم يستجيب لندائها في اجراء مصالحة وطنية مع الشعب انزال اتباعها الى الشارع في تظاهرات مهما كلفها ذلك من تضحيات وهذا بالطبع اذا نفذت تهديدها من شانه ان يشكل تحديا صعبا لنظام الطاغية افورقي لأنه قد يكون بداية شرارة ويبدو ان بيان الكنيسة الذي وزع على

Read more



05/05/2019 13:03 PM

Press release: United Eritrean Voices in Germany

بيان صحفي: منظمة توحيد الأصوات الإريترية في ألمانيا

أعداد؛ منظمة توحيد الأصوات الإريترية في ألمائيا

منظمة أتوحيد الأصوات الإريترية في آلمانياءء (United Eritrean Voices in Germany) مظلة جامعة للشتات الإريتر-ي في المانيا.

[www.samadit.com]

إنعقد في برلين في 2019/4/29، إجتماع الجمعية التاسيسية لمنظمة (توحيد الأصوات الإريترية في المانيا) مظله جامعة للشتات

الإريتري في المانيا.

تعرف .المنظمه المسجلة UEVG/DEDD، والتي تكونت بمشاركة العديد من المنظمات والجمعيات الإريترية، التي تنشط في المانيا - بانها منظمه جامعة للشتات الإريتري في المانيا وسيكون مقرها في مدينة فيسبادن. وترحب المنظمة صراحة بمشاركة المنظمات والجمعيات والافراد الإريتريين الآخرين الدين لم يتمكنوا من حضور الاجتماع Read more التاسيسي لأسباب مختلفة.



04/05/2019 23:54 PM

ካሕሳ - ዳግማይ ናብ ንቡር ምምላስ

REPARATION -

putting in working order again

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 04 May 2019

9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ቀዳም Saturday, 04 May 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ጋሻና፡ ዶ/ር ኢብራሂም ስራጅ፡ ሓርበኛ ኤልሳ መድፍን፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ካሕሳ - ዳግማይ ናብ ንቡር ምምላስ" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ ክክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 04 May 2019, our invited guests are Dr Ibrahim Sirage, Veteran Elsa Mesfin and Mt Sengal Woldetnsae. Our discussion topic is: "REPARATION - putting in working order again" You are all welcome to participate..

1ይ ክፋል (04-May-2019)፡  2ይ ክፋል (04-May-2019)፡ 

3ይ ክፋል (04-May-2019)፡  4ይ ክፋል (04-May-2019)

5ይ ክፋል (04-May-2019)፡  



03/05/2019 23:59 PM

ስልኪ ንዝዓጽፎ ልውይ-ልውይ፡

ሳዕስዒት ከኣ ንዝኽእሎ ጥውይ-ጥውይ፡

ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡



03/05/2019 23:59 PM

ንቕሎ ኣዴታት

ዘሳለጦ ዕማምን መጻኢ መደባትን

Womens' Initiateve:

Accomplished tasks and Future plans

At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room

ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 03 May 2019

9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY

ናይ ዓርቢ Friday, 03 May 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ጋሻና፡ ካብ ንቕሎ ኣዴታት ኤርትራውያን ኮይኖም፡ 1 ሓርበኛ ተቃላሲት ኣስገደት (ሞሞና )፡ 2 ሓርበኛ ተቃላሲ ኣቶ ተወልደ ሃብተ ከምኡውን 3 ዘዉዲ ገብረሚካአኤል ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ንቕሎ ኣዴታት ኤውሮጳ ዘሳለጦ ዕማምን መጻኢ መደባትን" ዝብል ኢዩ።  On Friday, 03 May 2019, our invited guests are members of the Womens Initiative in Europe: (1) Veteran Asghedet (Momona), (2) Veteran Tewelde Habte and (3) Ms Zewdi Ghebremichael. Our discussion topic is: "Womens' initiateve: Accomplished tasks and Future plans"

 1ይ ክፋል (03-May-2019)፡  2ይ ክፋል (03-May-2019)

See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



03/05/2019 01:23 AM

THE SO-CALLED PEACE PROCESS BETWEEN ERITREA AND ETHIOPIA

Yohannes Woldemariam Ph.D.*

[EriPlatform: 02 May 2019]

The peace process between Eritrea and Ethiopia is about ten months old. After eighteen years of obfuscation by his predecessors, Prime Minister (PM) Abiy Ahmed declared that he will comply with the final and binding peace deal from the year 2000, based on the Algiers Agreement. What has happened since? Enough time has elapsed to take at least partial stock. Who gained and who lost? Read more



03/05/2019 00:33 AM

ይኣክል! Enough! كافية

ኤርትራዊ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኣብ ሚነሶታ

Eritrean Public Meeting in Minnesota.

For all Eritrean living in Minnesota and surrounding areas

Date: May 5, 2019   Time: 4:00 PM

PlaceL Highland Picnic Pavilion, 1200 Montreal Ave St, Paul, MN 55116  Read more



02/05/2019 18:21 PM

ገምጋም ጎስጋስ “ይኣክል! Enough!

ቐጻልነቱ ምርግጋጽን

ብ'ዶር ሞጎስ ያቆብ

ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ፡ ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ፡ ሰፊሕ ገምጋም ናይዚ ኣብ መላእ ዓለም ዝኸይድ ዘሎ ገስጋስ "ይኣክል!" ገይሩልና ኣሎ። ብተወሳኺ፡ እዚ ጎስጓስ ዚ ቀጻልነቱ ንምውሓስን ናብቲ ዝለ ሸቶ ንክበጽሕን፡ እንታይ ክግበር ከምዘለዎ ኣሚቱልና ኣሎ። ንባብ፡ ብኣኽበረት ስዩም።

Dr. Mogos Yakob, has given us deep analysis on the "Enough" campaign of Eritreans going on world-wide. He has also pointed out ways of making them more sustainable and successful. Narrated by Ms Akberet Seyoum. Read more

See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-



01/05/2019 23:12 PM

ትጽቢታተይ ካብ ጉንበት 24-25 ዝካየድ

ናይ ይኣክል ዲሲ ኮንፈረንስ

Goitom Emam ጎይትኦም ኢማም

ከም ኤርትራዊ ዜጋ ሕልናውን ሃገራውን ሓላፍነት ስለዝስመዓኒ፡ ንዘሎኒ ውልቃዊ መሰል እውን ተጠቒመ፥ እዚ ኣብ  ጉንበት 24 – 25 ኣብ ዋሽንግተን-ዲሲ ተሓሲቡ ዘሎ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዕዉት ኮይኑ ንክወጽእ ዘሎኒ ባህጊ ብግልጺ ንምግላጽን፡ ዓቕመይ ዘፍቅዶ ኣወንታዊ ኣስተውጽኦ ንምግባር ካብ ዝብል ሓልዮት ዝብገስ ምዃኑ ኣቐዲመ ክሕብር ይፈቱ። እቲ ተሓሲቡ ዘሎ ኮንፈረንስ እቶም ኣዳለውቲ መደብ ነዚ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዘርጊሖምዎ ዘሎዎ ሓርፋፍ ዞባዊ ቅዋማዊ ሰነድ ኣዳልዮም ህዝቢ ክካታዓሉን ርእይቶ ህዝቢ ንክሰምዑን ንክመሓየሽን ዝዓለመ እንተኾይኑ ጸገም ዘሎዎ ክይኑ ኣይስምዓንን። Read more

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print