Home  About us   Contact us

Copyright © www.snitna.com

Design: Yohannes Berhe

February 2018 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና



27/02/2018 18:45 PM

ዕብየትን ዕንወትን ቤት ትምህርቲ ሳንጆርጆ -

ጸዋዒት ንሕደሳን ዳግመ ህንጻትን።

ደራሲ ፡ ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን

ናብ ትግርኛ ተርጎምቲ ብሰመረ ከሰተን: መም/ተኽለ ስብሃቱን

አዛ ናይ ሎሚ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቅዱስ ጊዮርጊስ ብቀዳሞት ተመሃሮኣን ነበርቲ ከተማ መንደፈራን ሳንጆርጆ ተባሂላ ኢያ ትጽዋዕ ኔራ። ቤት ትምህርቲ ሳንጆርጆ ካብ ኣስመራ ኣስታት 60 ኪ.ሜ ናብ ደቡባዊ ምዕራብ፡ካብ መንደፈራ ድማ ኣስታት ክልተ ኪ.ሜ ርሒቓ ትርከብ። ኣብ ኣዚዩ ሰሓብን ጎልጎል ዝኾነ ቅርጺ መሬት ዘለዎን ክትርከብ ከላ ነቲ ካብ ኣስመራ ናብ ዓዲ-ዃላ ዝውስድ ጽርግያ ተጎዝጒዛቶ ትርከብ። ብጽዑቕ ቀላሚጦስ ዝተኸበት፣ ልሙዕ ናይ ሕርሳ መሬትን በተን ኣብ ከባቢኣ ዝርከባ ምልኩዓት ዓድታት ዝተኸበበት ኢያ። ቤት ትምህርቲ ሳን-ጆርጆ ነቶም ካብ ከባቢኣ ዝርከባ ዓድታት ዝመላለሱን፡ካብ ካልእ ከባቢታት ኤርትራ ዝመጹ ተመሃሮን ተአንግድ ነበረት። ቤት ትምህርቲ ሳንጆርጆን ከምኡውን ኣብ ከረንን ሰገነይትን ዘለዋ ናይ ካቶሊክ ኣብያተ ትምህርታት ካብተን ቀዳሞት ትካላት ክፍሊ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ ኢየን። ቤት ትምህርቲ ሳንጆርጆ ብ1902 ዓ.ም.ፈ ኢያ ተመስሪታ። Read more




27/02/2018 18:45 PM

ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ

ማርዋና ወይ ሓሹሽን ሳዕቤናቱን፡

Maruana Drug and it's negative impact in society.(English and Tigrinya)

[Adhanet TV - ኣድሓነት ቲቪ]

ሎሚ፡ ካብ መደባት Adhanet TV - ኣድሓነት ቲቪ፡ ነቕርበልኩም ዘሎና መደብ ኣዝዩ መሃሪ ስለዝኾነ፡ ሰሚዕኩም ክትትግብርዎን ንኻልኦት ከተማኽሩን ኣድላዪ ኢዩ። ኣድሓነት ዘርኣብሩክ፡ በዚ ሞያዚ ሰልጢና ንሕብረተሰባን ካልኦትን እተገልግል ዘላ፡ ሓንቲ ካብተን እንሕበነለን ዕዉታት ደቀንስትዮና ኢያ። ሓዳራን ደቃን እናኣለየት፡ ኣብዚ ምብቃዓ፡ ዮሃና! ንብላ። ኣብቲ  ናታ ዩቱብ-ቻነል፡ ብዙሓት ኣስተምህሮኣዊ ኣእስትታት ቀሪቦም ኣለዉ። ናብኡ ንምብጻሕ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ።

Adhanet Zerabruk, Studied Human Development Counseling- Clinical at University of Illinois Springfield

Past: Blackburn College and St. Elizabeth Academy (St. Louis). Many topics have been covered in her Youtube channel, hence worth visiting.

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-




27/02/2018 18:45 PM

Djibouti Annuls Dubai Ports

Concession Contract

[www.Awate.com ዓዋተ]

In a press release issued on Thursday, the Djiboutian government said, it “has decided to proceed with the unilateral termination, with immediate effect, of the concession contract awarded to DP World for the operation of the Doreleh Container Terminal (DCT).” In 2006, Dubai Ports World (DPW) signed a 30-year concession to operate the container terminal Read more



24/02/2018 20:17 PM

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday 24 February 2018

ዕላል ምስ Discussion with:-

ኣባላት ‘መርበብ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ’

 Members of ‘Network of Eritrean Women’

እዚ ምስ ኣባላት ‘መርበብ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ’ (1) ዶ/ር ሳራ ዑቕባይ፡ (2) ወ/ሮ ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑር፡ ዝተኻየደ ዕላል፡ ብዛዕባ ዕላማታት ማሕበረንን ካልእ ንሃገርና ዝትንክፍ ጉዳያትን ዝምልከት ኢዩ። This Saturday our guest are Dr. Sarah Ogbai and Mrs Kadijah Ali Mohamed Nur, from ‘Network of Eritrean Women’, discussion focusrs on their organisation’s activities and other issues affecting Eritrea and Eritreans. ኣብዚ ጠውቑ




24/02/2018 19:01 PM

ህሉው ኩነታት ቁጠባን ሕብረተሰብን ኤርትራ፡

The Current State of the Eritrean Economy and Society.

by Dr G. Gebremariam ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም

[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]

ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡- ህሉው ኩነታት ቁጠባን ሕብረተሰብን ኤርትራ ዝብል ክኸውን ኢዩ። Today’s topic focuses on: The Current State of the Eritrean Economy and Society.

 1ይ ክፋል (24-Feb-2018)፡  2ይ ክፋል (24-Feb-2018)፡  

 3ይ ክፋል (24-Feb-2018)፡  4ይ ክፋል (24-Feb-2018)

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





23/02/2018 00:25 AM

Eritrean Opposition

And Ethiopia's Fast-Changing Politics

(Part-one)

  By Mahmud Saleh

Ethiopia's political situation is deteriorating by the day. All indications reveal that EPRDF, the ruling party in Ethiopia is in crisis. Intra-party crisis (in fights) and external pressure (mass uprising) have shaken the grip of the EPRDF/TPLF, an organization that once seemed invincible. Grievances of marginalized communities have been seething for years, albeit disconnected and less organized. However, now, the resistance has coalesced into a national storm engulfing the nation. Local demands…Read more






22/02/2018 02:54 AM

ኣብ ምንዳይ ሰላምን ቅሳነትን፡ ኣብ ሕብረተ-ሰብና

(In search of peace and serenity in our society)

ብዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን

By Dr. Tesfa G. Gebremedhin - West Virginia University.

ኣብ ምንዳይ ሰላምን ቅሳነትን፡ ኣብ ሕብረተ-ሰብና (In search of peace and serenity in our society)። እዚ ብዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን ብእንግሊዘኛ ቀሪቡ ዝነበረ ኣስተምህሮኣዊ ጽሑፍ፡ ነቲ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ (ማሕበረ-ኮም) ኤርትራ ሰፊኑ ዘሳቕየና ዘሎ ኩነታት ብምድህሳስ፡ ንምፍትሑ ዝሓለነ ኢዩ። ትርጉም ናብ ትግርኛ መም/ተኽለ ስብሃቱ። ኣንባቢ ኣቶ ዮውሃንስ ጸጋይ።

See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





20/02/2018 02:20 AM

ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት፡

ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ

ኣብዛ ሓዳስ ዓመት 2018

ብ’ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡

[Radio Erena ራድዮ ኤረና]

ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት፡ ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ኣብዚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኾይኑ፡ ብመንጽር’ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ፡ መሰላትና እነውሕሰሉ ስትራተጂታትን ኣስተምህሮ፡ ገምጋሙን ጻውዒቱን የቕርብ።

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-





20/02/2018 02:20 AM

BREAKING NEWS

ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ነበር ገዲም ተጋዳላይ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ኣብ ዒራዒሮ ተሰዊኡ፡፡

Veteran Minster Haile Woldetnsae,

Died, on 25-Jan-2018, while incommunicado-prison, Ela-Ero, without justice, since 18-Sep-2001.

[Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ]

ካብ 18 መስከረም 2001 ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ ንኣስታት 17 ዓመታት ተቐይዱ ግዳይ ዝተፈላለዩ ሕማማት ብምኻን ክሳቐ ዝጸንሐ ገዲም ተጋዳላይ ሃይለ ድሩዕ፡ ብዕለት 25 ጥሪ 2018 ለይቲ ካብዛ ዓለም ተፈሊዩ፡፡ ብምስምስ “ጉጅለ-15” ኣብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ክብሩን ታሪኹን ተባሕጊጉ ብመለለዬ ቁጽሪ 4 ክርቋሕ ዝጸንሐ ድሩዕ፡ ብሕማማት ሽኮርያ፡ ጸቕጢ ደምን ኩሊትን ክሳቐ ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ካብ 2009 ንነጀው ድማ ክልቲኡ ኣዒንቱ ዓዊሩ መሓውራቶ ጠሊምዎ፡ ኣብ ጸልማት ሸላ ተቐይዱ ክሳቐ ጸኒሑ እዩ፡፡ ሰኣን ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብዘስካክሕ ኩነታት በቢ ሓደ ናብ መቓብር ከምርሑ ዝጸንሑ ኣባላት “ጉጅለ -15” እንሆ ኣብ መወዳእታ ገዲም ተጋዳላይ ድሩዕ ተሓዊስዎም ኣሎ፡፡ Read more

See also ተወሳኺ ሓበሬታታት:




17/02/2018 22:23 PM

እፎይ እንተንብል!

ግጥሚ ብመሲናስ

እዚ መኽሰብ ደበሳይ ምስ ሞሳና ሓውቱ

ሓበን ናይዛ ሃገር ኩርዓት ስድራ-ቤቱ

ንምልእቲ ኣህጉር ብትብዓት መኪቱ

ኣርሓ ኣፍሪቃ ኮይኑ ጨቢጡ ዓወቱ!


እዞም ደቂ ደበሳይ ክልተ ጎባልል

ብቕዓቶም ከርእዩ ምስ ረኸቡ ዕድል

.. Read more





11/02/2018 22:44 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ናይ Sunday 11 February 2018 መደብ

ክፉት ዘተ Open Discussion

1) ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)

About Eritrean Liberation Front (ELF) history.

2) ህሉው ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ፡ መፍትሒኡ’ኸ እንታይ ኢዩ? Current Eritrean political Problems; how to overcome them.

1ይ ክፋል (11-Feb-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ





10/02/2018 02:55 AM

ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ

Urge Israel to stop the deportation of African refugees to third countries


Dear friends,

We are alarmed because the Israeli government is planning to deport asylum seekers in its territory to third countries in Africa, namely Rwanda and Uganda. Unless this plan is reversed many Africans mainly Eritrean and Sudanese lives will be at risk. We are pleading with the UK government to persuade the Israeli government to reverse its plan and to provide safety and security to these unfortunate asylum seekers. Read more





09/02/2018 22:45 PM

ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል፡

መበል 28 ዓመት

ካብ ለካቲት 1990 ክሳብ ለካቲት 2018


ጽባሕ 10 ለካቲት 2018፡ መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል ኢዩ። እዚ ስርሒት'ዚ፡ ውሕሉልን ደቂቕን መጽናዕቲ ተገይሩሉ፡ ምዑት ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ድማ ንክትኣምኖ ዘጸግም ቅያ ጅግንነት ዝፈጸመሉን ከተማና ምጽዋዕን ሰፊሕ ከባቢኡን ሓራ ካብ መግዛእታዊ ሰራዊት ሓራ ዝገበረሉ ኣደናቒ ስርሒት ኢዩ ነይሩ። ኣብዚ ስርሒት'ዚ፡ እቲ ስርዓት ደርግ ዝምካሓሉ ዝነበረ ናይ ኣጋር፡ መካናይዝድን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊቱ ፍጹም ተሓምሺሾምን ብኣሽሓት ድማ ተማሪኾምን። ስርሒት ፈንቅል፡ ናይ መወዳእታ ግብኣተ-መሬት መግዛእታዊ ስርዓት ቀረባ ምዃኑ ዘግሃደ፡ ፍናን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣዝዮ ዘበረኸ መስተንክር ዓወት ኢዩ ነይሩ። Read more




09/02/2018 22:45 PM

LEARNING TO RESOLVE OUR

CONFLICTS THROUGH HUMILITY

ፍልልያትና ብትሕትና ንምፍትሑ ክንለምድ ይግባኣና።

Dr. Tesfa G. Gebremedhin

West Virginia University

Conflict is a natural disagreement resulting from individuals or groups of people that differ in personality, attitudes, values, needs, and difference in perceptions or perspectives, and who interpret objective reality differently. In view of this normal fact of life, when we closely examine the behavioral characteristics and social fabrics of our Eritrean society in Diasporas, we observe with tears in our eyes dysfunctional communities and fractured religious institutions. Too many of our established communities in various cities have completely disappeared without any trace... Read more





05/02/2018 20:58 PM

ትርጉምን እንታይነትን መንግስትን ባንዴራን!

መበል 26 ክፋል

ብመሲናስ

ንምንታይ እያ ኤርትራ ንኹልና ኤርትራውያን ዘረዳድእ ሃገራዊ ቋንቋ ዘይብላ!?

ኣቶ እምባየ ሃብተ ኣባል ሰልፊ ሕብረት ካብ ከረን ንሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ብዝምልከት ከምዚ በሉ፥ 'ሃይማኖታዊ ፍልልይ ንግደፎ! ረብሓ ህዝቢ ንርአ። ሕገ መንግስቲ ኤርትራ ብእንግሊዝኛ፡ ብትግርኛን ብዓረብን ተነዲፉ ኣሎ። ስለዚ፡ ዓረብን ትግርኛን ወግዓዊ ቋንቋ ኤርትራ ይኹን። እቲ ካልእ ቋንቋታትውን ህዝቢ ምስ ሰበስልጣን ኣብ ዚራኸበሉ ይጠቐመሉ።' በሉ።

   ብድሕሪ'ዚ ቀሺ መልኣከ ሰላም ዲመጥሮስ ገብረማርያም ኣባል ሰልፊ ሕብረት ካብ ሰራየ ብድድ ኢሎም፡ 'ትግርኛ'ዩ ቀንዲ ቋንቋ! ግድን ካልእ ቋንቋ ይወሰኽ እንተተባህለ ድማ ቋንቋ ትግረ ይወሰኽ'ምበር ዓረብ ናይ ሃይማኖት እዩ'ሞ ብኡ መጠን ክብሪ ይወሃቦ። ከም ወግዓዊ ቋንቋ ግን ኣብዚ ሃገር ፍልልይ ከእትወልና'ዩ።' በሉ። ድሕሪ'ዚ እቲ፡ ነዚ ኹሉ ክትዓት ኪዕዘብ ዚጸንሐ ንሕገ መንግስቲ ኤርትራ ዚነደፈ ቦለቪያዊ ኣንሶ ማትየንሶ...Read more





04/02/2018 21:15 PM

ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ

ሓበሬታ ንክቡራት ተኻታተልቲ መደብና

ናይ ሰንበት Sunday 04 February 2018፡

እቲ ካብ ሰዓት 2:00 - 5፡00 pm ዝፍኖ ልሙድ መደብና ኣይክህሉን ኢዩ። ሓርበኛ ሰልጠነ ክፍላይ፡ ብጥዕና ምኽንያት ናብ 3ይ ክፋል ዕላል ክቐርብ ብዘይምኽኣሉ ኢዩ። እምበኣር፡ ዝሓለፈ መደባት 1ይን 2ይን ክፋል ክትሰምዑዎ ንጋብዘኩም፡

 ኣብዚ ጠውቑ

1ይ ክፋል (21-Jan-2018)  2ይ ክፋል (28-Jan-2018)

ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ






01/02/2018 19:55 PM

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ

ሰሜን ኣሜሪካ

ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ኣባላትን መራሕትን ኤርትራውያን ፖለቲካውያን ውድባት፡


ብቀዳምነት ብስም ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዙዝ ሰላምታና ነቕርበልኩም።ኣብ ጉዕዞ ቃልስኹም ከኣ ዓወት ንምነየልኩም።

    ስምና ከም ዝሕብሮ፡ ንሕና ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ቅዋማውን ደሞክራስያውን ስርዓት ንምትካልን፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስን ዝግበር ቃልሲ፡ ህዝብና ኣድማዒ ተራ ንኽጻወት፡ ህዝቢ ንምብርባርን፡ ንምልዕዓልን ዝተበገስና ህዝባዊ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኢና። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print