April 2015 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 





29/04/2015 02:22 AM

”ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ዘይዋሳኣሉ ቃልሲ፡ ኣድማዒ ለውጢ ከምጽእ ኣይክእልን ኢዩ” -

 ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ኢብራሂም

[ ራድዮ ኤረና ]

ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ኢብራሂምሓላፊ ዜና ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ዕለት 25 April 2015: ምስ ራድዮ ኤረና  ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ “ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ዘይዋሳኣሉ ቃልሲ፡ ኣድማዒ ለውጢ ከምጽእ ኣይክእልን ኢዩ” ኢሉ። ኣብዚ ሰፊሕ ቃለመሕትት’ዚ፡ ኣገደስቲ ዝኾኑ እዋናውያን ጉዳያት እውን ተላዒሎም ኣለወ፡ ነቲ ትሕዝቶ ብሙሉኡ ንምስምዑ ኣብዚ ጠውቑ



Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-Eri-Adal Tv Interview: Published on 31 Mar 2015



28/04/2015 21:32 PM

EU plans to provide Eritrea’s oppressive regime with new funding

[ en.rsf.org    Reporters Without Borders  ]

Reporters Without Borders calls on the European Union to condition additional aid to Eritrea via the European Development Fund (EDF) on a significant improvement in fundamental freedoms, including freedom of information.

ኦውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ዝስዕባ ሓሙሽተ ዓመታት፡ ናይ 312 ሚልዮን ኤውሮ፡ ንኤርትራ ልምዓታዊ ደገፍ ከበርክት ይውጥን ምህላዉ ብምምልካት፡ ‘ጋዜጠኛታት ብዘይ-ዶብReporters Without Boders’ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ወቐሳኡ ብዘውጽኦ መግለጺ የስምዕ ኣሎ።  Read more

Related News: ምስዚ ዝተኣሳሰር፡

 (1) ድምጺ መድርኽ፡- ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ

 (2) EPDP Urges EU to Empower Pro-Democracy Forces Instead of Helping the Repressive Regime in Asmara




27/04/2015 23:34 PM

Message by HG Bishop Makarios መጸናንዒ መልእኽቲ ካብ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ጳጳስ ኤርትራዊት ቤተክርስቲያን ተዋህዶ

     [ tewahdo.org ]

Message by HG Bishop Makarios in remembrance of the 30 Habesha Martyred by the IS Terrorist in Libya and the hundreds of Eritreans who perished in the Mediterranean Sea on 19 April 2015.

መጸናንዒ መልእኽቲ ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ: ንዝኽሪ’ቶም ኣብ ባሕሪ ዝሃለቑ 350 ኤርትራውያንን ኣብ ሊብያ ብኣረሜናውያን ዝተቐትሉ ሰማዕታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብዚ ጠውቕ

Related ምስዚ ዝተኣሳሰር መልእኽቲ፡-

(1) ብ’ኣቡነ መቃርዮስ፡  1ይ ክፋል2ይ ክፋል3ይ ክፋል

(2) ብ’ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፡ ኣብዚ ጠውቑ

(3) ራድዮ ኤረና (30 April 2015)፡ ኣብዚ ጠውቑ




27/04/2015 17:30 PM

ሓበሬታ ብዛዕባ ኣብ ሓደጋ ዝውድቁ ዘለዉ ኤርትራውያን - ለበዋ ካብ ሓብትና ሜሮን እስቲፋኖስ

   ነዚ ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ፡-

ራድዮ ኤረና (26 April 2015) ኣብዚ ጠውቑ

ድምጺ መድርኽ (26 April 2015) ኣብዚ ጠውቑ

ራድዮ ኤረና (23 April 2015) ኣብዚ ጠውቑ





27/04/2015 17:30 PM

ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ - ናዝ የማነ

ዘይተጸውየሉ ታሪኽ ናይ ጅግና ስዉእ

ኣቶ ሰለሙን ሓድጉ ዓንዱ

ጅግና ስዉእ ኣቶ ሰለሙን ሓድጉ ዓንዱ፡ ተሓባባራይ ፊዳይን፡ ኣብ ድሕሪ መሰመር ጸላኢ ዝነበሩ ኢዮም። ውላዶም፡ ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ነበር፡ ኣቶ መዓሾ ሰለሙን፡ ካብ ካናዳ፡ ታሪኾም ኣዘንትዩልና ኣሎ።

 ብቀጥታ ዝተቐድሐ ንምስማዕ

 ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ





27/04/2015 23:34 PM

ቲቪ-ድምጺ ህዝቢ

ንታሪኻዊ ኣመዓባብላን ኣጠቓቕማን ቋንቋ ትግርኛ ዝምልከት ኣገዳሲ ኣስተምህሮ

 ብ’ፕሮፈሶር ስብሃቱ ገብረሚካኤል

ቀዳማይ ክፋል፡  ካልኣይ ክፋል




27/04/2015 22:39 PM

ፍሉይ መደብ ቲቪ ድምጺ ህዝቢ
















27/04/2015 17:30 PM

ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ - ናዝ የማነ

ዕላል ምስ ኣቶ ይሕደጎ በየነ፡ ብዛዕባ ሓገዝ ንቤት ትምህርቲ ሕክምና ኣሮታ

    ነዚ ፕሮጀክት’ዚ ሓገዝ ከተወፍዩ እትደልዩ፡ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትከፍሉ ትኽእሉ።  

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ





26/04/2015 03:39 AM

gidef_ba_bahri_poem_by_mesinas

















ዝሓለፈኩም መደባት ራድዮ ኣሰርና ኣብዚ ጠውቑ




24/04/2015 07:33 AM

ጽንዓትን ኣኻእሎን ንስድራ ግዳያትን ህዝቢ ኤርትራን!

ብ’ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካዓካ)

ኣብዚ እዋን እዚ ኤርትራውያን ብሰንኪ እዚ ን24 ዓመታት ስልጣን ጨቢጡ ብሕሱም ምልኪ ዝገዝኣና ዘሎ ጨካን  ስርዓት  ኢሳይያስ፡  ዓቢ ብደሆን ቅልውላውን ኣጋጢሙና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ንርከብ ምህላውና ንዓናን ንዓለምን ጋህዲ ኮይኑ ኣሎ። መንእሰያትና ዝፈትዉዋ ሃገሮምን ዘፍቅሩዎ ህዝቦምን ገዲፎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ካብ ዝነፍጹ እንሆ ሓያሎ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ኤርትራዊ ብክቡር መስዋእቲ  ደቁን አሕዋቱን ኣብ ዝረኸባ ሃገር ብሰላም ምንባር ስኢኑ ፡ ሰላም ናፊቑ፡..Read more





19/04/2015 23:58 PM

Mediterranean migrants: Hundreds feared dead after boat capsizes [BBC News]

ኣስታት 700 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ሰዓታት ፍርቂ ለይቲ ብኣቆጻጽራ ሊብያ (ናብ ሎሚ ዕለት 19 April 2015 ዘውግሐ ለይቲ ማለት'ዩ) ብምግልባጣ፡ ብኣማኢት ዝቕጸሩ ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ን'ቢቢሲ ሓቢሩ ኣሎ። ካብዛ ኣብ 17 ማይልስ ኣብ ማያዊ ግዝኣት ሊብያ ዝጠሓለት ጃልባ፡ 28 ሰባት ጥራይ ክድሕኑ ከለዉ፡ ናይ 24 ሰባት ሬሳ ዛጊት ተረኺቡ ምህልዉ እቲ ጸብጻብ ይሕብር።    

     ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ፡ እዚ 'ኤውሮጳዊ ትራጀዲ' ኢዩ ኢሉ ክገልጾ ከሎ፡ ህጹጽ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣኼባ ክግብር ድማ ጸዊዑ ኣሎ። The Italian coastguard's spokesman told the BBC the operation was still focused on search and rescue, "but in time it will be a search [for bodies] only". ... Oct 2013: More than 360 people, mostly Eritreans and Somalis, die as their boat sinks off ...Read more




17/04/2015 03:27 AM

ዓምዲ ታሪኽ፡-

ሓጺር ዛንታ ህይወት፡ ናይቲ ኣቦ ሓድነት ኤርትራውያን ዝኾነ - ሸኽ ኢብራህም ሱልጣን ዓሊ (1909-1987) Short Biography of Ibrahim Sultan Ali (1909-1987)

[ www.Emnetu.com  እምነቱ ተስፋይ]

Ibrahim Sultan Ali (1909-1987) was one of the original proponents of the Eritrean Independence movement. Ibrahim was born in the city of Keren where he was educated in Islamic and Italian schools. He worked closely with Woldeab Woldemariam before the Federation with Ethiopia to secure Eritrean Independence. He was the founder of the Eritrean Moslem League. Read More

ታሪኽ ህይወት ናይ ፍሉጣትን ኣብነታዊያንን ኤርትራውያን ንምድህሳስ፡ ኣብዚ ጠውቑ






15/04/2015 03:41 AM

Lampedusa: why are so many migrants dying at sea?  ካብ ሊብያ፡ 550 ሰባት ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ስለዝተገልበጠት፡ 400 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።

[ Channel 4 News ]

The UNHCR says that at least 500 migrants have died in the Mediterranean so far in 2015 - 30 times higher than in the same period last year. Channel 4 News asks if European policy is to blame. Read more

See Related: The Guardian: 400 believed to have drowned off Libya after migrant boat capsizes




13/04/2015 17:36 PM

South Boulder Mines is a Stock on the Rise

[ TesfaNews ]

By Proactive Investors, SOUTH Boulder Mines (ASX:STB) shares have risen 44% over the past two weeks to $0.36 as the company progresses its Colluli 50/50 Joint Venture Potash project in Eritrea. Proactive Investors had on 24th March calculated a 12 month price target range of $0.40 to $0.45 and placed a Speculative Buy recommendation on […Read more]




13/04/2015 00፡323 AM

ድምጺ ኤርትራ ሃሊፋክስ - ናዝ የማነ

ዕላል ታሪኽ ጀጋኑ ፈዳይን ኣሃዱታት ከተማታትን ከባቢኤንን

ታሪኽ ጀጋኑ ፈዳይን ኣሃዱታት ከተማታትን ከባቢኤንን፡ ብመቓልስቶምን ዝወዓሉን፡ ተወልደ ገረዝጊሄርን (ኣብ ጸጋም) ዓብደልማልክ በሺርን (ኣብ የማን) ካብ ባሕሪ  ታሪኽ ጀጋኑ ብጭልፋ፡ ካብ ሰንበት 22 March 2015 ጀሚሩ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ ክዝንቶ ጀሚሩ ኣሎ። ገለ ካብ ናይ ቀደም ጀጋኑ ተጋደልቲ ዘርኢ ስእልታት፡ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቑ

     ዕላል ንምስምዕ 1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል፡  3ይ ክፋል

ዝሓለፉ መደባት ድምጺ-ኤርትራ ንምስማዕ ድማ፡ ኣብዚ ጠውቑ



08/04/2015 17፡31 PM

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት

[ Assenna.com ኣሰና ]

ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። Read More




13/04/2015 17:36 PM

The ITV Leaders' Debate - UK Election 2015

ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዝተኻየደ፡ ኣገዳሲ ክትዕ መራሕቲ፡ ናይተን ቀንዲ ሸውዓተ ሰልፍታት ዓባይ-ብሪጣንያ፡ ውድድር ንምርጫ 2015















12/04/2015 04፡20 AM

Around fifty thousand Eritreans are stranded in Yemen ኣስታት 50 ሽሕ ኤርትርውያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ ጸገም ወዲቖም ይርከቡ ኣለዉ።

[ Awate.com ዓዋተ.ኮም]

Our sources estimate there are around fifty thousand Eritrean refugees stranded in Yemen. The refugees escaped Yemeni refugee detention centers and UNHCR camps after the war broke. A considerable number of the refugees are new arrivals while others have lived in Yemen for more than ten years. The majority of the refugees are originally from the coastal regions of Eritrea while others are new arrivals who escaped the forced military conscription in Eritrea. Read more

Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡- ራድዮ ኤረና 11 April 2015



08/04/2015 17፡31 PM

Some Reflections on the UK Home Office’s Country Information Guidance Eritrea: National (incl. Military) Service & Illegal Exit, March 2015

[ Asmarino Independent ]

ዶ/ር ጋይም ክብርኣብ፡ ነቲ ብዓባይ ብሪጣንያ ኣብ መጋቢት 2015 ዝወጸ፡ ንኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ዝምልከት መርገጺ፡ ነቲ ድሮ ተቐባልነቱ ዝወደቐ ብ’ደንማርክ ወጼኡ ዝነበረ ጸብጻብ ምርኩስ ዝገበረ ኢዩ ብምባል ኣጥቢቑ ዝኹንን ብኣብነታት እተሰነየ ጸብጻብ ኣቕሪቡ።   The authors of the HO’s Guidance start by extensively quoting from the reports produced by Amnesty International, Human Rights Watch, US Department of State, etc. but instead of drawing conclusions based on the sources which they widely quote from, they instead use….Read more

Related ተመሳሳሊ ኣርእስቲ: ሰሚናር ብካልድ ዓብዱ Khaled Abdu A discussion on : "Pros and Cons of European Union`s Provision of Developement Aid` to PFDJ





07/04/2015 21፡19 PM

Eritrea: UN-mandated inquiry finds 'very clear patterns' of human rights abuses

መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምህላዉ ዝሕብር፡ ኣዝዩ ንጹር ኣብነታት ከምዝረኽበት፡ ዕለት 16 March 2015 ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ሓቢራ።

UN News Centre

Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on Eritrea, speaks to the press after presenting his report to the 28th Session at the Human Rights Council in Geneva. UN Photo/Jean-Marc Ferré ...Read more

Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ቃለመጠይቕ፡- ድምጺ መድርኽ፡-

31 March 2015፡   3 April 2015፡  7 April 2015





07/04/2015 21፡19 PM

British Report Discredits Eritreans' 'Refugee' Claim

ጸብጻብ ብሪጣንያ፡ ካብ ሰራዊት ዘምለጡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ይብል።

[ Arutz Sheva ]

A report issued in late March by the British Home Office determines that defectors from the Eritrean army do not, in fact, face life-threatening danger in Eritrea, and therefore do not deserve refugee status in other countries. Britain has issued new ...








05/04/2015 14፡43 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ተበግሶ ኮሎራዶ ንምድሓን ሃገር!

ሚያዝያ 26  2015 ዝጅመር ሰሚናር

ንሕና፡ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ንፍትሒ፡  ንሃገራዊ ስኒትና ዝዓናቕፉ ጉዳያት ክንፈትሕ፡ ቀጻሊ ሰሚናራት  ከነካይድ ተበጊስና።  ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ  ኣካል ናይ`ተን ድሮ ብደረጃ ሰሜን ኣሜሪካ ተጠራኒፈን ዝነጥፋ ዘለዋ ዓሰርተ-ሰለስተ ከተማታት እያ። ዕላማና፡ ኤርትራ ካብ ጥፍኣት ድሒና፡ ቅዋማዊት ሃገር ንክትከውን ቀጻሊ ጻዕሪታት ምክያድ`ዩ። Read More

     Related (ምስዚ ዝመሳሰል ተበግሶ)፡- ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ሎንዶን፡ 28 መጋቢት 2015




04/04/2015 23፡58 PM

UK Unity Meeting in London, March 28, 2015

ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ሎንዶን፡ 28 መጋቢት 2015   [ Assenna.com ኣሰና ]

Related (ምስዚ ዝመሳሰል ተበግሶ)፡- (1) ጋዜጣዊ መግለጺ ተበግሶ ኮሎራዶ ንምድሓን ሃገር! (2) ዋዕላ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ - EFND (3) ድምጺ አርትራ፡- ዘተ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር (4) ኤረና፡- ዘተ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር (5) ኮኖ’ቲ ጸቢብ ኣጠማምታ ከነማዕዱ ኣሎና (6) መርሓባ  ንኹሉ  ንፍትሒ ዝነቐለ  ዜጋ (7) ለበዋ ን’ደራኺ ለውጢን ምዕባለን መንእሰይ ወለዶ፡ (8) መግለጺ መድርክ ሃገራዊ ዘተ፡




04/04/2015 12፡45 PM

Network of Eritrean Women (NEW) - 2nd Symposium 21 -22 March 2015

መርብብ ደቀንስዮ ኤርትራ - 2ይ ሲምፖዝዩም 21 - 22 መጋቢት 2015

     1ይ ክፋል፡  2ይ ክፋል3ይ ክፋል4ይ ክፋል

   5ይ ክፋል




04/04/2015 20፡08 PM

A short Commentary

I Very Welcome the Patriotic and Exemplary Stand of the Eritrean People's Democratic Party (EPDP)

Drs. Tsegezab Gebregergis, London, April the 4th, 2015

It is to be recalled that, on March 28th, 2015, I posted a brief comment on my Facebook page bearing the title "Only Eritrean Patriots will Decide the Fate of Eritrea".  In it, I have confidently stated that "none of the Ethiopian air force jets have ever entered the Eritrean airspace and…Read more

    Related: harnet.org: Ethiopian Missiles Were Cause of Damage on Bisha on 20 March, Sources in Asmara Claim





01/04/2015 00:34 AM

ለበዋ፡- "መሰታኻ ኣይኹራዓልካ፡ ኣቦኻ ኣይብላዓልካ!"

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ ብልቢ ከድምጹዎ ዝግባእ ምኽርን መጠንቀቕታን!  - ካብ ኤርትራዊት ኣደ


ሙሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ድማ ኣብዚ ጠውቑ





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more


























Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe