Placeholder Picture
Placeholder Picture

September 2022 - Archive << Back

PUBLIC SEMINAR INVITATION
ዕድመ ናብ ህዝባዊ ሰሚናር
Seminar to ALL Eritreans in United Kingdom
ሰሚናር ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ

Sunday, 02 October 2022 | Time (ሰዓት)፦ 3:30 PM
Organised by Eritrean Catholics in London and its Environs (ኣዳለውቲ፦ ካቶሊካውያን ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን)
Address (ኣድራሻ)፦ Harrow Club, 187 Frestone road, London, W10 6DY. Nearest train Station: Latimer Road St.

Read more

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

The Summer PFDJ Died – A Dossier

By Habte Hagos

The Summer PFDJ Died Dossier Document Graphic Introduction
The summer of 2022 saw an unprecedented challenge to the grip that the Eritrean ruling party, the inaptly named “People’s Front for Democracy and Justice” [or PFDJ] exercises over the Eritrean population dispersed around the world. Perhaps as many as a quarter of all Eritreans currently live in exile, having fled the intense repression that has blighted the nation that won its independence from Ethiopia in 1993. No-one can be sure of the numbers. There has been no modern census of its estimated 3 to 4 million population, which is ruthlessly ruled by President Isaias Afwerki. Read more

ዘበንያ ግርንቢጥሲ ማይ ንዓቐብ

ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል (Dr. Berhane Woldemichael) — 18/09/2022

Dr Berhane Woldemichael Article Frame ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይምልከቶ ናይ ጎረቤት ሃገር ሕድሕዳዊ ትርምስ ንኻልኣይ ግዜ ምእታዉ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ። ናይ ትግራይ ሚድያታት ኰነ ተሓባበርቲ ናይ ኤርትራውያን ሚድያታት ከይተረፋ ነቲ ኣብ ሰራዊት ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ህልቂት ብሓጎስ ከቃልሕኦ ምስማዕ፥ ሕልና ንዘሎዎስ ነብሰ-ስጋ ዝቕንጥጥ ኢዩ። ኣብ ከምኡ ናይ ሓዘን ሃዋሁው ምእታው ብዘይ ምኽንያት እኮ ኣይኮነን፦ Read more

Eri-Platform: Eritrea Symposium 2022-II
(ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2022-II Aug. 2022)
ምድራኽ ሃገር-በቈል ስግግር ናብ ቅዋማዊ ምሕደራ

ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ (Ambassador Andebrhan Welde Giorgis) — መኽፈቲ መደረ (Keynote Address)

Ambassador Andebrhan Welde Giorgis Keynote Address Photo ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተሳተፍቲ 2ይ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2022 (2022-II)፡ ምዉቕ ሰላምታ ብምቕዳም፡ እንኳዕ ናብዚ ኣብ ብራሰልስ፡ በልጁም፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ንካልኣይ ግዜ ዚሰላሰል ዘሎ ኤርትራ ሲምፖዝዩም ብደሓን መጻእኩም። እዚ፡ ኣብዚ ሃገርናን ዞባናን ኣብ ተቐያያሪ ርሱንን ዝሑልን ተጻብኦታት ተጸሚዱሉ ዘሎ ቅልውላዋዊ ህሞት ዚካየድ ዘሎ እዋናዊ ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ፍሉይ ኣገዳስነት ኣለዎ። ኣብዚ ኣገዳስን እዋናውን ሲምፖዝዩም’ዚ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ንካልኣይ እዋን፡ ንምስታፍ፡ ብሕታዊ ዋኒንኩም ኣወንዚፍኩም፡ ካብ ኤውሮጳ፡ ካናዳን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን (ሕመኣ) ብምምጻእኩም ብልቢ አመስግን። Read more

ለውጢ፡ ካብ ማዕበል ናብ ትካላዊ ኣሳራርሓ

ብ`ዶክ. ኢንጅነር ፍትዊ ክፍለ፡ ምስ ብዙ ቡቱኞሊ ኣባላት ም.ንፍ.ኤ.ዲ. (by Dr. Eng. Fitwi Kifle)

Institutional Change Concept Graphic Frame ኣብዚ እዋን’ዚ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ጉዕዞ-ለውጢ፣ ከም’ቲ ጉቡኡ፡ ዓቢይን ኣገዳሲ ኣርእስቲ ብምዃን፣ መድረኽ ክትዕን ዘተን ኮይኑ ኣሎ። ነቲ ፈኸም ዝብል ዝነበረ ደምበ ፍትሒ፡ ምብርባርን መስርሐ ለውጢ፣ ግብኡ ሒዙ ቁልጡፉን መስርዑ ዝተኸተለ ንምዃን፣ ህርድግ ክብል ክትርኢ ከሎኻ ተስፋ ይህብን ግዴኻ ንምግባር ክኣ ይጽውዕ። Read more

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስን፡ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
Happy Holiday and Happy Geez New Year!

Geez New Year Commemorative Graphic

Queen Elizabeth II has died
ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ከምዝዓረፋ ቤተንግስነት ባኪንግሃም ኣፍሊጡ
[BBC]

ቃልስና ሸትኡ ክወቅዕ፡ ውዳበና ነበርትዕ!
*ካልኣይ ጉባኤ ባይቶ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል*
Global Yiakl Council 2nd Congress
المؤتمر الثاني لحركة كفاية الشعبية العالمية الارترية
September 2, 3 and 4, 2022




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: