Placeholder Picture
Placeholder Picture

September 2013 - Archive << Back

“መጽሔት መቓልሕ ፎርቶ ኣብ ኣስመራ ብምስጢር ተዘርጊሓ” ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት

[www.erena.org]

ብምስጢር ዝተሓትመት መጽሔት ‘መቓልሕ ፎርቶ’ ኣብ ኣስመራ ከምእተዘርግሐት ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት ኣፍሊጦም። እታ ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝቐረብ ጠለብ ምፍታሕ እሱራን ትግባረ ቅዋምን ተባሂላ መቓልሕ ፎርቶ ዝተሰምየት መጽሔት፣ ብምኽንያት እዚ 12 ዓመቱ እንዝክሮ ዘሎና መዓልቲ ምዕፋን ናጻ ፕረስን ኣልማማ ምቕያድ ጋዜጠኛታት’ያ ብውሑድ ዓቐን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተዘርጊሓ።

18, September 2001 The Calm Before The Storm

by Ruth Samuel

September Dark History Document Frame Layout While I was updating myself on current Eritrean political issue, a bold burgundy font stating 'September 18, 2001 has dark history in our country' grasped my attention. The title reminded me of the historical event, which was the turning point in Eritrea's political spectrum. Even though I was a child then, .. Read more

ኣብ ዝኽሪ መስከረም እንስከሞ ከቢድ ሓላፍነት

[ኤርትራውያን ተቓለስቲ ደለይቲ ለውጢ]

ቅድሚ 12 ዓመታት ልክዕ ኣብዛ ወርሒ፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ሰውራን ሃገርን ዝመርሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ቓልሲ ሓርነት ህያው ዝገበሩ ገዳይም ካድራትን ድምጺ ህዝቢ ዘቃልሑ ውፉያት ጋዜጠኛታትን፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኪትግበር ስለዝጠለቡ ጥራሕ ብዓመጽ ብሓይሊ ተቐይዶም ኣብዚኣ ኣተዉ ከይተባህሉ ተሰዊሮም ኣለዉ። እዞም … Read more

The Eritrean Summit, Bologna 2013, concludes today 01 September 2013.

ርክብ ቦሎኛ-2013, ሎሚ ዕለት 01 መስከረም 2013 ተዛዚሙ። እታ ነዚ ርክብ ዘዳለወት ሽማግለ ናይ EYSC፡ ን’ቦሎኛ-2014 እውን ከተዳሉ ብሙሉእ ድምጺ ተወሲኑ።

Bologna Assembly Closing Session Panel The Eritrean Summit, Bologna 2013, concludes today 01 September 2013. The participants, unanimously accepted The Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC) organising committee to organise next Bologna 2014 meeting. Recordings of the Summit meeting can be accessed here.



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: