|
|
29/02/2024 04:18 AM
55th Regular Session of Human Rights Council,
መበል 55 ስሩዕ መጋባእያ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ፡
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
29/02/2024 04:18 AM
By Mr. Awet Tsehaye, Deplomacy Head of Gobal Yiakl.
ፍሉይ ጸብጻብን ሓበሬታን፡ ብኣቶ ዓወት ጸሃየ፡ ሓላፊ ክፍሊ ዲፕሎማሲ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/02/2024 04:26 PM
ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን፡ ዶ/ር መብራህቱ ኣተወብርሃንን።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/02/2024 04:26 PM
Presentation by Dr Tesfamichael Ghebrehiwet, at Eritrean Dialogue Forum, on 25 Feb. 2024.
ብ'ዶክቶር ተስፋሚካኤል ገብረሂወት፡ ኣብ ክፉት መኣዲ ዘተ ዝቐረበ።
Part-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/02/2024 04:26 PM
The Horseshoeing of Eritrean Politics,
[ eritreadigest.com ]
Politics is a line, a continuum, where the far right and far left are far apart on every issue. No, politics resembles more like a horseshoe than a line, argued a French artist, where the far right and far left are closest to each other. Read more:
27/02/2024 04:26 PM
ብ'ፈልሲ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኤርትራ፡ ዝተዳለወ
DAY-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
27/02/2024 04:26 PM
EXPO ERITREA 2024, Frankfurt, Germany,
Part-
21/02/2024 17:51 PM
ተላፊንካ ንምስራሕ ክቐርብ ዘለዎ መዐቀኒ፡ ኣብ ሃገራዊ ልኡላውነት ዝኣምን ዘይኮነ፡ ኣብ ህዝባዊ ልኡላውነት ዝኣምን
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity, 14 February 2024
ፖለቲካ ኤርትራ ሎሚ ንለባማት ኣብ ዘየደቅስ ቅልጡፍ ፍታሕ ኣብ ዝጠልብ ከም ጥሙር ህዝቢ ናይ ምቕጻልን ዘይምቕጻል ኣብ ዝውስን ኣሰካፊ መድረኽ ከም ዝርከብ ኣየከራኸርን። ነዚ ዘንጸላሉ ዘሎ ሰብ ዝሰርሖ ሓደጋ ዓጺፍካ ናብ ንቡርን ውሑስን ፖለቲካዊ ስርዓት ንምምላስ እንኮ መፍትሒ፡ ንቑሕን ዝተወደበን ቃልሲ ምክያድ ምዃኑ’ውን ኣየካትዕን። ካብ ሕሰምና ዘናውሕ ትምክሕታዊ፡ ጸቢብ፡ ስምዒታዊ ሃላልነት፡ ነፍሰ ፍትወት፡ ዝናን ግዝያዊ ነገራዊ ጠቅምን ዝደሓነ፡ ብሓባራዊ ረብሓን መሰል ህዝብን ዝተቓነየ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ድማ ካብ’ቶም ምሩጻት ሜላታት ቅድሚት ዝስራዕ’ዩ። Read more:
06/02/2024 03:20 AM
DECLARING WAR ON THE TYRANNY OF MISTRUST:
THE ONLY WAY TO SHORTEN THE STRUGGLE AGAINST ERITREA’S RULING GANG
03/02/2024 23:55 PM
ህዝቢ ኤርትራ ስለምንታይ ኢዩ ድሕሪ ናይ ልዕሊ 80 ዓመታት ቃልሱ፡ ምዕቡል ፖለቲካ ኪሰርሕ ዘይክኣለ?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/02/2024 23:55 PM
Do the people of Eritrea benefit from from the Italian Conference? Open public discussion.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/02/2024 00:25 AM
34th Anniversary of Operation Fenkil -
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |