|
|
30/12/2023 23:55 PM
ናይ ኣቢይ ናይ ውግእ ጥሩምባ፡ ካብ ኣቦታቱን ኣቦሓጎታቱን ብምንታይ ይፍለ? ኣቢይን ኢሳይያስን ከ ኣብ ምንታይ ይራኸቡን ይፈላለዩን?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
24/12/2023 16:38 PM
عيد ميلاد مجيد! سنة جديدة سعيدة 2024!
17/12/2023 23:32 PM
ህሉው ኩነታትናን ኣንፈታት መጻኢናን ክመጸና ዝኽእል ብድሆታትን፡ ከም ደለይቲ ፍትሒ ከመይ ንገጥሞ?
وضعنا الحالي والسيناريوهات المستقبلية، كباحثين عن العدالة، كيف نواجه التحديات المحتملة؟
2. ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ Mr Ogbazghi Debus
3. ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር Mr Woldeyesus Ammar
Moderator: Dawit Gebremeskel ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል፡
Translator: Ghirmai Zemichael ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል፡
FaceBook Livestreamed (here)
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
17/12/2023 23:32 PM
ኣራሚት ንውሁድ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤሪትራውያን::
اراميت لانتفاضة الشعب الاريتري الموحد
Aramit for United Eritrean Popular Uprising.
ኣድላይነት ህዝቢ/ዜጋ ዝማእከሉ ኩሉ-
The need for a people/citizen-
مطلب مشاركة الجماهير بكل فيئاتها لبناء قوة وطنية و طرق تأسيسها
ዕዱማት ኣጋይሽ:-
10/12/2023 18:59 PM
Elimination of violence against women 2023
اليوم العالمي للقضاء على العنف ضد المرأة
Organised by Eritrean Women Association of North America-
This is an Event on International Day for the Elimination of Violence against women 2023, organised by Eritrean Women Association of North America-
እዚ ብማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/12/2023 18:59 PM
(Leaving out the Relevant Context)
By Mr. Gebreyesus Woldemichael.
ኣብ ፖለቲካዊ ወጥሪን ምትፍናን ንዘለዉ ወገናት፡ ዘይሻራዊ ፖልቲካዊ መርገጺ ምሓዝ፡ ክትዛረበሉ ቀሊል ኣብ ተግባር ከተውዕሎ ግን ከቢድ ጉዳይ እዩ። ፖለቲካዊ መርገጺ ምእንቲ ጥቕሚ ህዝብኻን ልዕላውነት ሃገርካን ትኽትሎ ሜላን ስትራተጅን ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ፡ ክለተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ተጻረርቲ ወገናት ኣብ ክቢ ጠረቤዛ ተቐሚጦም፡ ብልዝብ ብድርድር ብእንካን-
10/12/2023 18:59 PM Updated
Eritrean Dialogue to consider options for creating one leadership for change.
ኤርትራዊ ዘተ፡ ንምፍጣር ሓደ መሪሕነት ንለውጢ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ንምግንዛብ።
الحوار الإرتري للنظر في خيارات تشكيل قيادة واحدة للتغيير.
Watch on Facebook Live: ፌስቡክ (Click Here)
(1) ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (Eritrean Political Forces)
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/12/2023 18:59 PM
Bullying, Belaboring, Big Lying
“What a tangled web we weave when first we practice to deceive” (Sir. Walter Scott, 1808)
Towards the end of his talk to his parliament (November 14, 2023) on the Red Sea controversy of his own creation, PM Abiy made a clarion call for the media outlets to sound the drums of “war” in a written form; otherwise, he said, the media will live with regret once their children view the videos. Despite the meaninglessness of his calls, if one must feel shame, it should be PM Abiy. Read more:
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/12/2023 18:59 PM
እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቃልሲ ደምበ ፍትሒን ኣብ ዲያስፖራ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/12/2023 18:59 PM
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
10/12/2023 18:59 PM
ዓሰብ፡ መበቆልን ምንጭን ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን
Assab: The Cradle of Eritrea as a Sovereign Nation-
ዋላዃ፡ ኣንጻር ልዕላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ምልኡነትን ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ዝስንዘሩ ሰይጣናዊ ወስታታት ሓደስቲ እንተዘይኮኑ፡ እዚ ሕጂ ብእዉጅ “ዓሰብ ናትና ኢያ፣ ቀይሕ ባሕሪ ናትና ኢዩ፣ ወ.ዘ.ተ” እንዳተባህለ ኣብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጽዑቕ ጎስጓሳት ምግባር ጥራሕ ዘይኮነስ፡ እንተላይ ወታሃደራዊ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ወስታ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ርእሲ ኤርትራ ናይ ውግእ ኣዋጅ ከምዝኣወጀት ኢዩ ዝቕጸር። ዓሰብ፡ ትማሊ ኤርትራ፣ ሎሚ ኤርትራ፣ ጽባሕ ኤርትራ ኢያ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መብቕልን ምንጭን ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገርን ህዝብን ኢያ’ውን። Read more:
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |