August 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


19/08/2023 23:47 PM

 ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO

 ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ  

By Membr Zeru Gebreyesus

ቀዳም Saturday, 19 Aug. 2023

02:00 PM Eastern Time (US and Canada)

ካብ ሓደ ኢድ-ኣዙር መግዛእትነት ናብ ካልእ ኢድ-ኣዙር መግዛእነት ሃገርና፡ ንረብሓ መን?

From an indirect-colonialism to another indirect-colonialism of our country--for whose benefit?

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/08/2023 23:45 PM

ቃለ መሕተት

ምስ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)

ተጋዳላይ ገብረእግዚኣብሔር ተወልደ

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/08/2023 23:45 PM

15 August 2023 Special Issue # 80

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’ s Democratic Party - EPDP

ERITREA’S PETTY TYRANT KISSING FEET

OF DESPOTS, NEAR HOME AND BEYOND

Eritreans were and are ashamed of their leaders – past and present. This man, kissing the feet of Emperor Haile Selassie of Ethiopia way back in December 1960, was the Chief Executive of Eritrea before the country’s annexation by Ethiopia in 1962. He was the man who made Eritrea lose its limited political status and entitlements adopted by the UN General Assembly. Today, another local traitor is not only putting Eritreans to shame, but is also attempting to gradually erode their hard-won dignity and sovereignty.  Read more

See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


18/08/2023 23:45 PM

ደምዳሚ መግለጺ

ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ

ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር - ኤስሃግ

06 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራት፡ ግን ኣብ ሓደ እዋን ካብ ዕለት 25 ሓምለ ክሳብ 5 ነሓሰ ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ላዕለዋይ ባይቶ ኤስሃግ፡ ሕሉፍ ጉዕዞታቱ ገምጊሙ መጻኢ መደባቱ ብምስራዕ ዛዚሙ'ሎ።

ኤስሃግ ብሕዳር 2021 ዝተመስረተ ናይ ሸውዓተ ውድባት ግንባር ኮይኑ፡ ኣብ ታሪኽ ናይ ደንበ ተቓውሞ ሓዲሽ ክበሃል ዝከኣል ክልተ ዓበይቲ ነገራት ተግባራዊ ንምግባር ዝዓለመን ብዓቕሙ እናኣተግበረን ዝጸንሐ ግንባር እዩ። Read more



18/08/2023 23:45 PM

ደምዳሚ ኣዋጅ

ስሩዕ ኣኼባ ላዕለዋይ ሓባራዊ መሪሕነት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ልፍንቲ

27/07/2023

ኣብ ውሽጥን ወጻእን ትርከብ ጽኑዕ ተቓላሳይ ህዝብና፡

ላዕለዋይ ሓባራዊ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ልፍንቲ (ልፍንቲ) ካብ ዕለት 22 ክሳብ 23 ሓምለ 2023 ኣብ ዘሎ ግዝያት ስሩዕ ኣኸበኡ ኣካይዱ። ኢዚ ኣኼባ‘ዚ ብሃገራውን፣ ዞናውን፣ ኣህጉራውን ደርጃ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ምዕባሌታት ኣብ ዝሳጋገረሉ ዘሎ እዋናት ኢዩ ተሰላሲሉ። ኣብ ሃገራዊ መዳይ፣ ህዝብና፣ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ኣብ ዘይብሉ ውግኣት ስርዓት ህግዲፍ ዘጥፈኦም መንእስያት፣ ንቤተ ሰቦም ክሕብር እንዳ ተጸበየ፡ ብኣንጻሩ ናይ ራዕድን ሸበራን መርሆኡ ብምድንፋዕ፡ ዕላምኡ ዘይ ተፈልጠ ሓዲሽ ናይ ዕስክርና ጎስጓስ የሰላስል ኣሎ። ኢዚ ድማ ነቲ ትንሳአን ምዕባለን ብልጽግናን ሰላምን ሃገረ ኤርትራ ንምትሕንዃል መሓውር ናይ’ቲ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዘጋልጽ ክውንነት ኢዩ። Read more:



12/08/2023 23:55 PM

ERITREAN VETERANS DAY Celebration Event.

8ይ ጽምብል፡

መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2023

عيد المحاربين الإريتريين 2023

Saturday, 12th August 2023.

Part-1 (12 Aug 2023):  Part-2 (12 Aug 2023):

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


11/08/2023 21:21 PM

ሃገርን ሃገራዊ መንነትን፡

ሃገራዊ ዜግነትን

On Nationhood and National Identity,

and National Citizenship.

ዕላል ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማርያም።

Interview with Dr Gebre Gebremariam.

ቲቪ መለይ 28 ሓምለ 2022

  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


06/08/2023 22:15 PM

ጋዜጣዊ መግለጺ

ደገፍ ምንቅስቓስ ይኣክል፡

ንፍትሓዊ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ!

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more



Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe