June 2023 - Archive   << Back

Home መእተዊ  Articles ጽሑፋት  Documents ሰነዳት  Culture ባህሊ  Links ምትእስሳር  Archives ከብሒ  Contact us ርኸቡና

Search our site መድለዪ:
 


28/06/2023 01:22 AM

Happy Eid Al Adha

to all of us!

!عيد الأضحى السعيد لنا جميعاً

ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና ንኹልና!

Read more



25/06/2023 23:20 PM

SNITNA ስኒትና NETWORK SEMINAR

 ቀዳም Saturday, 24 June 2023

ኣድላይነት መሰረታዊ ርድኢት ኣብ ግዝኣተ-ሕግን ሕጋውነትን፡ ኣብ ምህናጽ ሃገር።

The importance of a basic understanding of the rule of law and legitimacy in nation building.


أهمية الفهم الأساسي لسيادة القانون والشرعية في بناء الدولة


Presenter: Dr Thomas Araya.

Moderator: Mr Dawit Gebremeskel.

ኣቕራቢ፡- ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ፡ ኣላዪ፡- ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል፡

Part-1 (24 June 2023):  Part-2 (24 June 2023):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


25/06/2023 23:20 PM

ትርጉም መዓልቲ ስዉኣትን፡

ኩነታት ስድራቤታት ኤርትራውያንን።

ዕላል ምስ ዶ/ር ገብረ ገብረማርያም።

On the significance of Veterans Day, and the situation of Eritrean families at home. Interview with Dr Gebre Gebremariam.

  See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


25/06/2023 23:20 PM

SALAM MEDIA PRODUCTION

Interview with Veteran

Abdela Hassen Ali (photo: Right)

ዕላል ምስ ተጋዳላይ

ዓብደላ ሓሰን ዓሊ (የማናይ ስእሊ)

Translation into Tigrinya: Mr Ghirmai Zemichael. ትርጉም ናብ ትግርኛ፡ ኣቶ ግርማይ ዘሚካኤል።

Part-1:  Part-2:  Part-3

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


25/06/2023 23:20 PM

ERISAT ኤሪሳት:

 ዕላል ምስ ተ/ጋ ግርማይ ዘሚካኤል፡

Chat with Veteran Ghirmai Zemichael.

إيريسات: تحدث مع المخضرم غيرماي زيميشائيل.



22/06/2023 12:47 PM

ID: SR on Human Rights in Eritrea - 3rd Meeting, 53rd Regular Session of Human Rights Council.

20 Jun 2023

Situation of human rights in Eritrea, report of Special Rapporteur Mohamed Abdelsalam Babiker.

ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ጸብጻብ ፍሉይ ራፖርተር መሓመድ ዓብደልሰላም ባቢከር።

UN Human rights report on Eritrea, 20 June 2023

ኣብዚ ጠውቑ

 See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


20/06/2023 00:32 AM

Eritrea Martyrs day,

20 June 2023:

Reflections and Press Releases.

መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ 20 ሰነ 2023

ዝኽርታትን መግለጺታትን፡

يوم شهداء إريتريا 20 يونيو 2023: تأملات وبيانات صحفية

Eritrea Martyrs day, 20 June 2023



17/06/2023 23:57 PM

SNITNA ስኒትና NETWORK

SEMINAR ቀዳም Saturday, 17 June 2023

Finding Solutions for Post-Isaias Afwerki / PFDJ Eritrea, and Uniting our Diaspora through Decentralized Federal Constitution Model (The Afar Model)

ድሕሪ ኢሳያስ ኣፍወርቂ/PFDJ ትህሉ ኤርትራ መፍትሒ ምንዳይ፣ ዲያስፖራና ብዘይተማእከለ ፌደራላዊ ቅዋም ሞዴል ምጥርናፍን

(The Afar Model)


إيجاد حلول لما بعد أسياس أفورقي إريتريا ، وتوحيد القوة في المهجر من خلال نموذج الدستور الفيدرالي اللامركزي (نموذج عفر)


Presenter:  Mr Ahmed Y Mohammed, Eritrean Afar National Congress (EANC), President.

Moderator:  Mr Goitom Mebrahtu

Part-1 (17 June 2023):  Part-2 (17 June 2023):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦


16/06/2023 15:57 PM

ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል ዋሽንግትን ዲሲ፡ ሰነ 10, 2023። Global Yiakl Symposium Washington DC,

 June 10, 2023

Global Yiakl Symposium Washington DC June 10, 2023

 Read more


16/06/2023 15:57 PM Updated

Sinit Symposium 2023

ስኒት ሲምፖዚየም 2023

ندوة الاتفاق الإريتري 2023

"ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ"

"Coalition Building under the Principles of National Sovereignty based on Eritrean Nationhood (ኡማውነት.)."

"بناء التحالف على أساس السيادة الوطنية ومفهوم الأمة الإريترية".

March 18-19, 2023, Dallas, TX, USA.

snit-symposium-2023

ስኒት፡ "ልፍንቲ ኣብ ክሊ መትከላት ልዑላውነትናን ኡማውነትን ኤሪትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቀንዲ ኣርእስቲ፡ ካብ 18-19 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ዳላስ ሕመኣ፡ ሲምፖዝዩም 2023፡ ኣካይዱ።

 Read more



16/06/2023 15:57 PM

ዜና፡

ምንቅስቃስ ኤርትራ ኣብ ዲያስፖራ

ሃገር-ሲዊዝ (04 June 2023)

ኣቕራቢ ዶክ. ኢንጂነር ፍትዊ ክፍለ ምስ ኣቶ ብንያም ተወልደ

ኣብ ዕለት 04/06/2023 ኣብ ሃገር ሲዊዘርላንድ ከተማ ጅነቭ ካብ ሰዓት 13:30 ድሕሪ ቀትሪ ስጋብ ሰዓት 23:00 ምሸት ሰሚናር ብ-ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ዲያስፖራ ሃገረ ሲዊዘርላንድ ዝተዳለወ ተኻይዱ፡፡ እዚ ሰሚናር ፍትሓዊ ቃልስና ክዕወት፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቀንዲ ጸላኢ ዝኾነ ጉጅለ ህግደፍ ምሒኻ ክድርበ ሓቢርና ንቃለስ፡ ዝብል መንፈስ ዝሓዘ እዩ ተኻይዱ። እዚ ንኻልኣይ ግዜ ብ-ኣካል ተራኺብካ እትዛተየሉ ዓውደ ኢሂን-ሚሂን እትባሃለሉ፡ ድሕሪ ቀዳማይ ሰሚናር ኣብ ከተማ ኑሻተል ተራኺብካ ዝተኻየደ ዘተን ምርድዳእን ዝተገብረሉ፣ ሰነደ-ስርሓት ምግምጋምን ምምሕያሽን

ዝኣመተ ዓውደ-ዘተ ክኸውን ከሎ ድሕሪ ምድምዳም ዘተ፡ ብሓባር ኮንካ እትዛናጋዓሉን ብቐረባ ተጋባእቲ ሕድሕድ ዝላለየሉ፣ ምሳሕን ድራርን ሃገራዊ መግቢ ዝስተማቕረሉን ኣጋባብ እዩ ተኸቲሉ፡፡ Read more


09/06/2023 19:01 PM

ተበግሶ ግዱሳት ኤርትራውያን

ኣኼባ ተበግሶ ስቶኮሆልም፡ 2013-08-31

ሕሩይ ተድላ ባይሩ

መእተዊ

ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “<መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ> እዩ። ነይዚ ኣኼባ መሪሕ ስነ-ሓሳብ <ተበግሶ> ስለ ዝዀነ መጸውዒኡ “<ኣኼባ ተበግሶ ስቶክሆልም> እዩ። መንበርን መኣከብን ቦታ ዝኣንገደና  Initiative of Change  ዝበሃል ማሕበር እዩ። እዚ ማሕበር ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ኣብ Oxford University፣ መስረትቱ ሊቃውንቲ ኣመሪካውያንን እንግሊዝን ነበሩ፣ ቀንዲ ዕላማ እዚ ምንቅስቓስ ነቲ ብውግእ ዝዓነወ ኤውሮጳ ኣብ ጎደና ሰላም  ምዕብልናን ምምራሕ ነበረ። እቲ ቀዳማይ ስጒምቲ ንጀርመንን ፈረንሳን ኣብ ስኒት ምምራሕ ስለ ዝተዓወተ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ከምርሕ ከኣለ። Read more:


03/06/2023 23:55 PM

ቓልሲ ንለውጢ፡

ብድሆታቱን ኣፈታትሓኡን።

Struggle for change:

its challenges and solutions.

النضال من أجل التغيير: تحدياته وحلوله.

Presenter: Mr. Andebrhan Abrha

Moderator: Mr. Dawit Gebremeskel

 ቀዳም Saturday, 03 June 2023

Part-1 (03 June 2023):  Part-2 (03 June 2023):

See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦





Snitna: Code of Conduct

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

[Snitna.com  ስኒትና]

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more









Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print

Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe